Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝርከቡ ኤርትርውያን ንስርዓት ህግደፍ ዝዅንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

Demoሎሚ ሰንበት 22 ለካቲት ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣብቲ ብ ተቓወምቲ ውድባት፡ ኣባላት ሲቪካውያን ማሕበራት፡  ናይ ሚድያ ማዕከናትን ግዱሳት ውልቀሰባትን ብምትሕብባር ዝወደቡዎ ኣብ ከተማ ለንደን ኣፍደገ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተኻየደ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብምስታፍ ምእንቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያንን ድሕነት ሃገርና ኤርትራን ድምጾም ኣስሚዖም ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT