Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህግደፍ ደቆም ባዕሉ ዝረሸነሎም ስድራቤታት፡ መቕጻዕቲ ገንዘብ ክኸፍሉ የገድድ ኣሎ። ብምኽንያት “ህድማ” ደቆም ከኣ ብዙሓት ወለዲ ኣሲሩ።

ስርዓት ህግደፍ ደቆም ባዕሉ ዝረሸነሎም ስድራቤታት፡ ናይ ዝተቐትሉ ደቆም መቕጻዕቲ ገንዘብ ክኸፍሉ ናብ ምምሕዳር ዓዲዃላ ጸዊዑዎም ከምዘሎ፡ እዚ  ስግንጢራዊ ስራሕ ናይቲ ባዕሉ ገበነኛ ክንሱ ንግዳያት ዘዐዲ ስርዓት ንህዝቢ ኣርሚሙዎም ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ብኣንክሮ ገሊጾም። 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT