Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ባይቶ ጸጥታ ው.ሕ.ሃ. ናይ ሕ.ሃ ን. ሕብረት ኣፍሪቃን ሓባራዊ ልኡኽ ዓቃብ ሰላም ናብ ዳርፉር ክለኣኽ ወሲኑ።

darfurባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ናይ ሎሚ 31 ሓምለ መጋብኣያኡ፡ 26 ሽሕ ወተሃደራትን ፖሊስን ዝሓቍፍ ሓባራዊ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ልኡኽ ዓቃብ ሰላም ናብ ዳርፉር ክለኣኽ ብምሉእ ድምጺ ወሲኑ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT

POST A COMMENT