Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ይፍታሄ ዲሜጥሮስ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ከቢድ ናይ መጠንቀቕታ ደብዳበ ድሕሪ ምውሃቡ፡ ብጽኑዕ ሓለዋ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

dim

ቀንዲ ልኡኽ ናይቲ ‘ብሃይማኖታዊ ጉዳያት” ዝፍለጥ መፍላቒ መሓውር ሃይማኖታዊ ናጽነት ህግደፍ ብምዃን፡ ንኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ከምዘራኸሰ ዝንገረሉ ይፍታሄ ዲሜጥሮስ፡ መንነቶም ዘይተፈልጡ ሰባት ከቢድ መጠንቀቕታ ዝሓዘ ደብዳበ ካብ ዝገድፉሉ ንደሓር፡ ብጽኑዕ ሓለዋ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT