Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ፡ ኩሉ ዜጋ ንሓቀኛ ምስሉ እናፈለጦ ስለዝመጸ፡ ዘይገጠምዎ ሓደስቲ ኣገልገልቲ ኣብምንዳይ ተጸሚዱ ከምዘሎ ተረጋጊጹ።

yemane

ኣብ ውሽጢ፡ እንተላይ ኣብ ወጻኢ ብዝነብር ህዝቢ ኤርትራ መንነቱ እናተፈልጠን እናተኻዕበን ዝመጸ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብልቢ ዝቐርቦን ከም ናይ ቀደም ዝምእዘዞን ብምስኣኑ፡ ኣብዚ እዋን እዚ ኣተኲሩሉ ዘሎ ዕዮ፡ ብናይ ውሽጢ ሃገር ጸገማት ዘይተጸልዉን፡ ንኤርትራ ብመገሻ ጥራይ ዝፈልጥዋን ገርህኛታት ምምልማል ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT