Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓደ ካብ መራሕቲ ኣሸባብ ወጻእተኛታት ተዋጋእቲ ኣብ ጎድኑ ተሰሊፎም ከምዘለዉ ተኣሚኑ።

Somalia

ሓደ ካብ መራሕቲ ናይቲ “ኣሸባብ” ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ ልዕሊ መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ቅልጡፍ ወተሃደራዊ ጸብለልትነት ብምርኣይ ‘ነቲ ግዝያዊ መንግስቲ ገልቢጡ ንሶማል ዳግም ክቆጻጸራ ‘ዩ’ ተባሂሉ ዝንገረሉ ዘሎ እስላማዊ ምንቅስቓስ፡ ወጻእተኛታት ተዋጋእቲ ኣብ ጎድኑ ተሰሊፎም ኣብቲ ዳግም ዝተባርዐ ውግኣት ሶማል ይሳተፉ ከምዘለዉ እናተሓበነ ከምዝተኣመነ ‘ደይሊ ኔሽን’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኬንያ ገሊጻ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT