Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህድግለነ ዘይብሉ ሰይጣናዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ሃገር ከይነቐለ ካብ ሱሩ ክንቀል ኣለዎ

ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ዜና ኣሰና ከምዝተኸታተልኩሞ፡ እቲ ህድግለነ ዘይብሉ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ከም መቐጸልታ ናይቲ “ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ” ብምባል ኣንጻር ኤርትራን ህዝባን ድግዲጊቱ ዓጢቑ ተተሓሒዙዎ ዘሎ እከይ ተግባር፡ ን 22 ገዳማትን ኣብያተ ክርስትያንን ኦርቶዶክስ ንብረተን ራስዩን ኣብሪሱን ናብ ቤትማእሰርትን ወተሃደራዊ መዓስከርን ንምቕያር ውዲት ኣሊሙ ‘ሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT