ሰንበት ዕለት 11 ግንቦት 2008ዓም፣ ኣብ ከተማ ጀኔቭ፣ ስዊስ፣ ክበዓል ስለ ዝኾነ ንኹልኹም/ኽን ብኽብሪ ንዕድመኩም/ክን።
ዓመታዊ ንግደት ማርያም ደዓሪት
ሰንበት ዕለት 11 ግንቦት 2008ዓም፣ ኣብ ከተማ ጀኔቭ፣ ስዊስ፣ ክበዓል ስለ ዝኾነ ንኹልኹም/ኽን ብኽብሪ ንዕድመኩም/ክን።
ቅዳሴ፣ ሰዓት 12:00 /ፋዱስ/ ክጅመር እዩ።
ቦታ፣ ኣብ ቤተ-ክርስትያን ሳን ኒኮላ ደ ፋሉ (ኣብ’ቲ ልሙድ ቦታና)
MASS TIME: WILL TAKE AT 12 :00
ADDRESS:
EGLISE ST-NICOLAS DE FLUE
RUE DE MONTBRILANT 55-57
ድሕሪ ቅዳሴ ጸበልን ጽንብልን ከም ልምድና ክኸይድ እዩ።
ብደሓን ምጽኡ/ኣ
ማሕበር ማርያም ደዓሪት ስዊዘርላንድ