Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣቱም ሰባት! ሎምስ ዘገርም’ዩ፡ ስልኪ እናደወልካ ገዛ እናኳሕኳሕካ ኮይኑ’ምበር ኣኼባ።

ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ማለት ኣብ ዕለት 01 ግንቦት 2009 ዓ-ም ኣብ ቤት ጽሕፈት ህግደፍ ሎንዶን እቲ ብምልኣት ህዝቢ ዝፈንፈኖ ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ፡ ያእዪ! እንተኾነለይ ብማለት፡ ብመሪሕነት ተስፋሚካኤል ገራህቱን ሓረጉ ተስፋማርያም ጓል ቀሺ ብጩሉቕ ኣኼባ ተጋደልቲ ብምባል እኳ እንተተጸውዐ ምንጭታትና ካብ ቦታ ኣኼባ ከምዝሓበርዎ ግን ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝኣክል ከባቢ ሓደ ሽሕ ተጋደልቲ ዝርከብዎ ዓቢ ሃገር ክንሱ ኣብቲ ኣኼባ ዝተረኽቡ ግን ብፍቕዲ 16   (ዓሰርተው ሹዱሽተ) ምምባሮም ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT