Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርትዖ ናይዚ ኤርትራዊ ኒሕ እዚ ኸኣ ናይ ሎሚ ሰሙን ቃል ምስክርነት ሓዉና መንግስትኣብ ግርማይ እዩ::

ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ሳምንቲ ካብ ሓንቲ ኤርትራዉያን ብብዝሒ ካብ ሰብ በላዕ ስርዓት ህግደፍ ሃዲሞም ዝዕቆቡላ ዘሎዉ ሃገር ብሓደ ኣዝዩ ተባዕን ርእሱ ብዝኣምን ንፉዕ ዜጋ ብሹማምንቲ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኣካላት ሕብረተሰብና ንዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ ሰብኣዊ ገበናት ብኣዝዩ ስሩዕን ንጹርን ኣቀራርባ ምስክርነቱ ዘርጊሑ ኣሎ:: ( ንሙሉእ ሓበሬታ ነዚ መወከሲ ምጥዋቕ ይካኣል::) http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/rightMap/temp-08/1210T8-TA.pdf

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT