Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትሩብሊ

ትሩብሊ ኣንቲ ትሩብሊ
መዕቆቢ ዘይብልኪ መጽለሊ
መዕቀሊ ዘይብልኪ ማይ ክዛሪ
ዳዕሮ’ኳ ዘይብልኪ መውዓሊ
ሱሩ ነዊሕ ዝኸይድ ምድረ ምድሪ
ጎታን ብዓል ጽላል ንእምኒ ፈንቃሊ
ካብ ዓዲ ሓበሻ’ዶ ክልእከልኪ ዋሪ
ብዛዕባኺ እንታይ ከምነውሪ

ትሩብሊ ኣንቲ ትሩብሊ
መዕቆቢ ዘይብልኪ መጽለሊ
መዕቀሊ ዘይብልኪ ማይ ክዛሪ
ዳዕሮ’ኳ ዘይብልኪ መውዓሊ
ሱሩ ነዊሕ ዝኸይድ ምድረ ምድሪ
ጎታን ብዓል ጽላል ንእምኒ ፈንቃሊ
ካብ ዓዲ ሓበሻ’ዶ ክልእከልኪ ዋሪ
ብዛዕባኺ እንታይ ከምነውሪ

POST TAGS:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT