Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እንታይ ገደሰኒ

እግሪ እናደለየ ልቢ  እናሓንገደ
ቀልቢ ብቁሩሩ ዝባን እናሞቐ
ጸጓር ንውሽጢ ወድዮ ስኒ እናሰሓቐ
ሽክና ብጥርሑ ደረት እናተነፍሓ
ሓሞት ብዝርጉ ልሳን እናነውሓ

እግሪ እናደለየ ልቢ  እናሓንገደ
ቀልቢ ብቁሩሩ ዝባን እናሞቐ
ጸጓር ንውሽጢ ወድዮ ስኒ እናሰሓቐ
ሽክና ብጥርሑ ደረት እናተነፍሓ
ሓሞት ብዝርጉ ልሳን እናነውሓ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT