Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰልፈኛ ብምህራም ብፖሊስ ጀርመን ዝተኸሰሳ ሰበይቲ

FFእዘን ኣብ ስእሊ እትርእዩወን ዘለኹም ሰበይቲ ኣብ ፍራንክፈርት ሰላማዊ ሰልፊ ይገብር ንዝነበረ ዜጋ ስለዝሃረማ ብፖሊስያ ጀርመን ተኸሲሰን ከምዘለዋ ካብ ፍራንክፈርት ዝበጽሓና ሓበሬታ የመልክት። ብዛዕባ ቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝርዝር ትህዝቶ ምስ በጽሓና ከነቕርበልኩም ኢና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT