Eritrean News - assenna

    Banner
Saturday
Sep 11th
Home ትግርኛ ኣተኵሮ

ኣተኵሮ

ናብ ሃገራዊ ጉባኤ ንምብጻሕ ተራ ኩሉ ደላይ ሰላም ክዓዝዝ ኣለዎ።

በቲ ለባማትን      ከኢላታትን  ሃገራዉያን  ባይታ ዘተ ዘጣጥሑልና  ተጠቒምና  ኣሰር  ናታቶም ሒዝና  ይሓይሽ   እንብሎ  ኣካይዳ  እዋናዊ   ቃልሲ   ክንዝቲ  ኣብዚ ምብቃዕና ሓጎስ  ኩልና ምኻኑ ንኣምን ።

 

ዋዕላስ ተዛዚሙ፡ ድሕሪኡ'ኸ ናበይ?

ሕቶ ዋዕላ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ፖለቲካዊ ሂወት ኤርትራውያን ኣገዳሲ ቦታ ሒዙ ከምዘሎ ክከሓድ ዝኽእል ኣይኮነን።

ህግደፍ ትልኽ ጸረ ህግደፍ ትንፋስ ዝርእ

ሎም ዘመን ኩሎም ጸረ ህግደፍ ኤርትራውያን ትንፋስ ወሲኾም ፉሕፉሕ እንክብሉ ህግደፍን ሰዓብቶምን ግና ትንፋስ ሓጺርዎም ብሓይሊ ኢንፉዥን እዮም ትልኽ ዝብሉ ዘለው።

መንእሰይ ኤርትራ፡ መጻኢ ዕድሉን ራእዩን ናበይ ኢዩ ፧ “ ዓለም ንዳሕራይ፡ ቃድራ ግራት ንብዓል ብዕራይ !!! “

መንእሰይ ኤርትራ፡ መጻኢ ዕድሉን ራእዩን ናበይ ኢዩ ፧  “ ዓለም ንዳሕራይ፡ ቃድራ ግራት ንብዓል ብዕራይ !!! “

መንእስይ እቲ ኣብ መንጎ ክልተ ወለዶታት ዘሎ ድንድል መላግቦ ናይ ሓደ ሕብረተስብ ኢዩ። ነቲ ዘሎን ዝመጽእን፡ ናይ ሎምን ጽባሕን ጠሚሩ ዘየቋርጽ ህላወ ወለዶታት ዘውሕስ፡ ንሰንሰለታዊ ምውርራስ ምዕራፋት ታሪኽ ዘማዕቁብ ወለዶ’ዩ።

ብሽም ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራን ጀጋኑ ስውአትናን ጉልባብ ብምግባር ዙምቡል ሓበረታ ካብ ምሃብ ንቆጠብ ! ! !

ዝኸበርካ አምባቢ ከምኡ ውን
ዝኸበርካ ተስፋማሪያም ሓጎስ

መቸም ሳይበር ኢንተርነት ክበሃል ከሎ መራኸቢ ቡዙሃን አብ መላእ ዓለም ሓበረታ መለዋወጢ ነዛ ንነብረላ ዘለና ዓለም መቀላጠፍን ሓሳብ ንሓሳብ መለዋወጥን ስለዝኾነ ኣብዚ ሙዕቡል ሕብረተሰብ ብጣዒሚ አገዳስነት አለዎ።

ብዕለት 6 ነሓሰ 2010 ብተስፋማርያም ሓጎስ (ቁኑዕ ሽሙ ይኹን ናይ ብርዒ ሽሙ ብዘየገድስ) አብ ኣለናልኪ.ኮም ዝተጻሕፈ "ምስ ወያነ ዝወገኑን ብአውራጃ

  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 70