Eritrean News - assenna

Saturday
Sep 11th
Home ትግርኛ ቃል ኣሰና

ቃል ኣሰና

ዋዕላን ዕላን - ብኣማኑኤል ኢያሱ

ዋዕላን ዕላን - ብኣማኑኤል ኢያሱ

(ትዕዝብቲ ቁጽሪ 1)

ጉዕዞይ ሃንደበታውን ሓጺርን ኳ እንተነበረ ብኡ መጠን ገለ ኣፍርዩ ክኸውን እትስፎ።

 

ሰራቕ ሞባእ’ሲ ባዕሉ ይለፋለፍ

ሰራቕ ሞባእ’ሲ ባዕሉ ይለፋለፍ

ብሰብብ ኣሸባብ፡ ሞግዚት ኣሸባብ ክሕተት ናይ ግድን እዩ

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ እቲ ባይቶ ጸጥታ ብምኽንያት ዶባዊ ምስሕሓብ ምስ ጅቡቲ ንዘቕረበሉ ናይ መሬታዊ ዓመጽ ክሲ፡ ‘ኣይፋል፡ ካብ ዘይኣተኹዎ መሬት ‘ሞ ከመይ ኢለ ክወጽእ” “ባእሲ ዘይብለይ ‘ሞ እንታይ ዕርቂ ኣድልዩኒ” ኢሉ በቃጫጭ ዝተሰነየ እምቢታ ዘስምዐ ስርዓት ህግደፍ፡ ድሕሪ ሒደት ኣዋርሕ፡ ነቲ ከም ሓደ ዓንቀጽ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቐረበሉ ጉዳይ ብመንጎኛነት ቀጠር ተቐቢሉ፡ ከተግብሮ ምዃኑ ተሰማሚዑ።

መልእኽቲ ንተሳተፍቲ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

መልእኽቲ ንተሳተፍቲ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

እቲ ሕድሪ ህዝብን ሃገርን ጠሊሙ፡ ንጸሓይ ሃገርና ኣብ ምብራቓ ዘዕረባ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘመንጨዎ ፖለቲካዊ ቅልውላው፡ ደረቱ ሓሊፉ መቐጸልታ ኣብ ዘይብሉ ጥርዚ በጺሑ ከምዘሎ ዝጋየሾ ኤርትራዊ የልቦን።

ነታ ዝርከባ ምቕንጣባ፡ ጸበባ እምበር ኣይርከቦን ጸባ

ነታ ዝርከባ ምቕንጣባ፡ ጸበባ እምበር ኣይርከቦን ጸባ

ህዝቢ ኤርትራ መሪር ቃልሲ ኣካይዱ ብኸቢድ መስዋእቲ ናጽነት ሃገሩ ምስ ኣረጋገጸ፡ ፡ ናብ ምዕባለን ህንጸትን ዝቐንዐ ኣቓልቦ እምበር ንኻልኣይ ዙርያ ቓልሲ ስነኣእሙራዊ ምድላዋት ዘሰላሰለ ኣእምሮ ኣይነበሮን።

ከይተተግበረ ዝሰርሐ እገዳ !

ከይተተግበረ ዝሰርሐ እገዳ !

ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ መወዳእታ ዓመት 2009 ብባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብኽልተ ቀንዲ ጉዳያት ማለት፡ ነቶም መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማልያ ንምዕላው ዝቃለሱ ከም ብዓል ኣሸባብ ዝኣመሰሉ ምስ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዎም ተባሂሎም ዝኽሰሱ ጉጅለታት ዝተፈላለየ ሓገዛት ብምሃቡ፡ ብኻልኣይ ደረጃ ኸኣ ብሓይሊ ምስ ጅቡቲ ኣብ ዘሰሓሕብ መሬት ኣትዩ ሰራዊት ኣቐሚጡ ከምዘሎ ተኸሲሱ እገዳ ተገይሩሉ።

  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 16