Eritrean News - assenna

Saturday
Sep 11th
Home ትግርኛ ዋዛን ኣዋዘን

ዋዛን ኣዋዘን

ወግዒ መሓዙቻ ምስ ኣወል ቡን

ወግዒ መሓዙቻ ምስ ኣወል ቡን

መሓዙቻ ዓዲ ድኣ ከመይ ጸኒሓትኪ?

ዓዲ ድኣ ከይዳ ኢያ ተወንጪፋ፡፡ ማይ ዝመስል መንገዲ ተሰሪሑ፡ ናይ ኣመሪካ ሃይወይ ከኣ መንገዲ ተቖጺሩ፡፡ ህይወት ኣቡኡ’ዩ ዘሎ በጃኺ፡፡ ሎሚ ሎሚሲ ሃጽ ኢልኪ ኪዲ፡ ክዳውንትኺ ጠቕሊልኪ ኪዲ ኢዩ ሙቭ ግበሪ ኢዩ ዝመጸኒ ዘሎ፡፡

Isaias: your crimes are getting bigger than yourself, can you please, atleast, respect Human Rights?

Isaias: your crimes are getting bigger than yourself, can you please, atleast, respect Human Rights?

ኣይገርምንዶ? ዋዛ ምስ ቁም ነገር

ኣይገርምንዶ?  ዋዛ ምስ ቁም ነገርኣብ ሓደ ሃገር ላዕላዋይ ኣዛዚ ወተሃደር ጀነራል ክመጽእ’ዩ ተባሂሉ ገፊሕ ሜዳ ተመሪጹ ኩሎም ወተሃደራት ይእከቡ። ጀነራል ኣብቲ ሜዳ ምስ በጽሐ ኩሎም ኣብ ዘዘለዉዎ ኰይኖም ኣእጋሮም የማን ጸጋም እናረገጹ ከለዉ ጀነራል እናተዛወረ ይምልከት። ኩሉ ወትሃደር ብሓደ የማን ክረግጽ ከሎ ሓደ ወተሃደር ግን ንበይኑ ጸጋም ክረግጽ ይርኢ።

Eritrean National football team member and President Isaias (cartoon)

Eritrean National football team member and President Isaias (cartoon)

Cartoon Papirazzi

Cartoon Papirazzi  
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 16