ከም’ቲ ኣብ 2ይ ክፋል ዝገለጽክዎ ናብ’ቲ ስኑድ መዛግብቲ ባዕሉ ንኽዛረብ ኣቐዲመ ገለ ክብል ምኽንያቱ ኢትዮጵያ ነዚ ሕጂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኽካየድ ዘአንገደቶ ዋዕላ ቅድሚ ምወላ ምክያዳ ካብ 1991 ዝሓለፈቶ ናይ በይና ናይ ውድባትን ውልቀ ሰባትን ምቁጽጻር ሹኩ-ሹኳ መድርኽ ነይሩ ኢዩ
Read more...

ብመንጽር ክብደት ምዕዋት ሃገራዊ ጕባኤን ሕልኽልኻቱን፣ ብመንጽር ኤርትራዊ ሻቑሎትን ፈታኒ ጸገማቱን ወዘተ... ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝዀንኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ንዝዀነ ዓይነት ምትዅታኻት (provacations) ዋጋ ከይዋሃቦን ከይትምልሱሉን ብትሕትና እሐተኩም፡፡