Eritrean News - assenna

    Banner
Saturday
Sep 11th
Home ትግርኛ

ኣሰና

You are cordially invited to London open meeting after waela.

Ed Mubarak! to all our Moslem Sisters & Brothers & Happy Geez New year! & Rihus Awide Amet! to all or Christian Sisters & Brothers

 
ርሑስ ዒድ ሙባረክ - ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ !
ምስጋና

ብምኽንያት መስዋእቲ ዘፍቕሮ በዓል ቤተይ ተጋዳላይ ተስፋሁነይ መስፍን

ኣገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ  ኣኼባ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ጅነቭ ስዊስ

ካብ ዕለት 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሚክራሲያዊ ለዉጢ ከምዝተኻየደ ዝዝከር እዩ።

ኣብዚ ቅንያት’ዚ ኣብ መብዛሕተአን ኤርትራውያን መርበብ ሓበሬታታት፣ ሓደ  ዘገርምን ግን ክኣ፣ ዝንኣድ ጽሑፋት ከንብብ ድሕሪ ምቕናየይ ብዛዕብኡ ዘለኒ ትዕዝብቲ ኣመልኪተ ወስ ከብል እስከ ፍቐዱለይ።

ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ካብ እትርከብ ቅነሓየላ ዝተባህለት ዓዲ፡ ኣንስቲ ዝርከባኦም 25 ሰላማውያን ሰባት ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣነ ኣልኣዛር ሓጎስ ኣቦ መንበር’ዚ ክፍሊ ዘሎኹ ቅድሚ’ዚ ሓበሬታ’ዚ ምዝርግሑ ዝተሓበረኒ ነገር ከምዘየሎ ፡ ኣቶ ኢሰያስ ኣስፍሃ ኣባል መሰጋገሪ ፈጻሚ ሽማግለ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝተወከሰኒ እዋን ኣፍልጦ ይኹን ቅዳሕ’ውን ከም ዘይመጸኒ ሓቢረዮ።

ካብ ሱዳን ናብ ሲናይ (ግብጺ) ብ 2500 ዶላር ተሰማሚዕም ዝተበገሱ ኣሕዋትና፡ ኣብ ሲናይ 2800 ኣኽፊሎሞም። ሲናይ ምስ ኣተዉ ከም እንደገና ካብ ሲናይ ንወስደኩም ኣለና ኢሎም ጠዋውዮም ናብ ካልእ ገዛ ብምውሳድ፡ ኣብ ክልተ ጉጅለ ከፋፊሎም፡ ነቶም ሓደ ጉጅለ ንነፍሲ ወከፎም 7000 ዶላር ኣመሪካ ነቶም ሓደ ጉጅለ ኸኣ 6000 ዶላር ኣመሪካ ኣምጽኡ እናበሉ ኣደዳ ሞትን ማህረምትን ገይሮሞም ኣለዉ።

ኣብ ከተማ ቦን ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ዓርቢ ዕለት 17.09.2010 ኢዩ።

ይኣኽለካ ሸንኮለል፡ ይኣኽለካ ጉያ

ይኣኽለካ እምቢታ፡ ይኣኽለካ ኣብያ

ይኣኽለካ ምሕባእ፡ ይኣኽለካ ድብያ።

ክንየተሎም ዶስ ዋላ ከመስግኖም

ነዞም ኣናብስ ደቂ ተባዕትዮን ኣናብር ደቂ ኣንስትዮን ኣባላት ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ክንየተሎም ነውሪ ኣይነበሮን። የግዳስ ትምክሕተኛ ወዳቓይ’ዩ ኣቤት’ወ ኣየርእየና ተባሂሉስ ብዓይንና እውን ንርእዮ ስለዘለና ነዞም ሰብ ሓቂ፡ ሰብ ኒሕ፡ እወ ሰብ ቅያ ብጾት ኣክንዲ ክምክሓሎም ከመስግኖም መሪጸ።

I am looking for my brother, Please help me with information.

I am looking for my brother, named Kahassay Berhe Gebrezigabhier, who was missing for 8 years since 2002.

ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከባቢ ሩባ ሃይኮታ 16 ሓራምዝ ቀቲሎም ነቲ ኣይቮሪ ተባሂሉ ዝፍለጥ ክቡር ኣስናኖም መዝሒቖም ከምዝወሰዱዎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ጋሽ ባርካ ከባቢ ሩባ ሃይኮታ፡ 16 ሓራምዝ ብጥይት ቀቲሎም፡ ነቲ ብማሕበረ-ሰብ ዓለም ኣብ ዕዳጋ ከይውዕል ዝተኸልከለ ልዑል ናይ ወጻኢ ሸርፊ ዝርከቦ ክቡር ስኒ ሓርማዝ (ኣይቮሪ) ምሕዮም ከምዝወሰዱዎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ምዕራፍ ኣርባዕተ

 ከም’ቲ ኣብ 2ይ ክፋል ዝገለጽክዎ ናብ’ቲ ስኑድ መዛግብቲ ባዕሉ ንኽዛረብ ኣቐዲመ ገለ ክብል ምኽንያቱ ኢትዮጵያ ነዚ ሕጂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኽካየድ ዘአንገደቶ ዋዕላ ቅድሚ ምወላ ምክያዳ ካብ 1991 ዝሓለፈቶ ናይ በይና ናይ ውድባትን ውልቀ ሰባትን ምቁጽጻር ሹኩ-ሹኳ መድርኽ ነይሩ ኢዩ

መትከል ርእሰ- ውሳነ ከም መካተዒ ኣርእስቲ ኮይኑ ብብዙሓት ፈሊጣውያን ፖሊቲካውያን መራሕቲ ውድባት ከከም ኣነባብኦምን ኣረዳዶኦምን፣ ብዝተፈላለ ክገልጽዎን ክትርጉምዎን ጸኒሖምን ኣለዉን፣
ኣቦ-መምበር ኣቶ ወልደኢየሱስ ዓማር ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ።  -   ብኢሳያስ ኣስፍሃ

ብዕለት 02 መስከረም 2010 ዓ.ም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ‘ሓርነት ኦርግ’  ‘ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ-ደ-ህ-ኤ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ‘ብክፍሊ ኦዲትን ምቁጽጻርን ጥርዓንን’ ዝተዳለወ ኣምሲልካ ዝቐረበ ጽሑፍ ነቢበዮ።

ኣገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ

ንነበርቲ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ኩሎም ግዱሳት ኤርትራውያንን።

 ሸኸም ዋዕላ ናይ ደገፍቱ…… ውጽኢቱ ግን ንረብሓ ኩሉ ኤርትራዊ’ዩ!!

አብ የቶቦሪ ዝተጸውዔ ህዝባዊ አኼባ  ብዓወት ተዛዚሙ::

ብሓልዮት ኤሪትራዊ ጥርናፈ ንዲሞክራስን ንፍትሕን አብ የቶቦሪ (ሽወደን) ኣብ ዝተጸውዔ ህዝባዊ አኼባ፡ አቶ አማኒኤል ሳህለን አቶ ኻልድ ዓብዱን ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት አብ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ ዋዕላን ሰፊሕ ሓበሬታ ንዕዱማት ከምዝሃቡ፡ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣገንዚቡ::

በቲ ለባማትን      ከኢላታትን  ሃገራዉያን  ባይታ ዘተ ዘጣጥሑልና  ተጠቒምና  ኣሰር  ናታቶም ሒዝና  ይሓይሽ   እንብሎ  ኣካይዳ  እዋናዊ   ቃልሲ   ክንዝቲ  ኣብዚ ምብቃዕና ሓጎስ  ኩልና ምኻኑ ንኣምን ።

Somalia: Al-Shabaab receives weapons supply from Eritrea

MOGADISHU (Sunatimes) A plane carrying weapon supply has landed on Friday morning at the airport of Kismaayo town of southern Somalia which is under the control of Al-Shabaab militant group, local residents told Sunatimes.

ተመኩሮ ይምሃርካ ዳግማይ ድርዕቶ ከይድርዓካ ከም ዝበሃል፡ ዕውት ሃገራዊ ዋዕላ ካብ ዝመስከረልናን ዘረጋገጸልናን ተማሂርና ክንምህረሉ ንሓዋሩ እንቐስነሉ ባይታ ንምንጻፍ እቲ ክሳዕ ሕጂ ዝነበረ ምዕንቃፍ ዘኽትመሉ ኣብ ኢድና ስለ ዘሎ ካብዚ ዋዕላ ተበጊስና ናበይ ንምብጻሕን እንታይ ንምጥጣሕን መልሲ እንህበሉ ሰዓት ኣኺሉ እዩ፡፡
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 82