Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • gorgo August 16, 2014

    Nay bihaqi gelatsit derfi. Antum sebat sine-tibeb imber hiywet melisu. Eritrea ina motet beltsiga, maebila, singapor koyna ina tebahalna iznina tsemimu tsenihu.
    Imber ertras ab idna timotena ala.

  • Messinas August 16, 2014

    እቶም ኣብ ግዜ ሰውራ ሕሰም ህዝቦም ብምግላጾምን ኣንጻር ዓመጽቲ ብምቅላሶምን ኣብ ልቢ ህዝቢ ዝሰፈሩ፡ ካብቲ መዘና ኣልቦ ኣቦ ዜማ ሃገር ዚኾነ ሕቡን ኤርትራዊ ርእሰ ኮዋኹብቲ ኣቦና ኣቶ ኣተወብርሃን ሰጊድ ጀሚርካ ክሳዕ ጅግና ስውእ ዕቑባጋብር ገ/ትንሳኤ ዝኽሮም ካብ ልቢ ህዝቢ ክሳዕ ለይቲ ሎሚ ኪሃስስ ዘይክኣለ ዋና ምኽንያት፡ ምስ ህዝቦም ስለ ዝተቐንዘው’ምበር ምስ ዘላሚ (ጨቋኒ) ስርዓት ወጊኖም ናይ ጥፍኣት ጽንብላቱ ስለ ዘድመቑ ኣይኮነን። ኣብዚ ሎሚ እዋን ከኣ እቶም ከም ኮኾብ ድምጻዊ ምሕረትኣብ ሚኪኤል ዚኣመሰሉ ጎይቶት ጥዑም ዜማ ዚደጒዑዎ ዘለዉ ቃንዛ ህዝቢ’ዩ ከምቲ ዚሓለፈ ነባሪ ህይወት ዚህሉዎ። ስለዚ፡ በዚ ኣጋጣሚ ነዚ ከይተሓለለ ቃንዛን ስቅያትን ህዝቡ ዚገልጽ ዘሎ ጅግና ወዲ ህዝቢ ምሕረትኣብ ሚኪኤልን ንኹሎም መሳርሕቱን ብልቢ አመስግን። ኣጆኹም በርትዑ! ስራሕኩም ከምቲ ናይ ዝሩዓት ህግደፍ ዝገብሩዎ ካብ መድረኽ ዘይሓልፍ ዜማታት ዘይኮነስ ኣብ ኩሉ ልቢ ህዝቢ በሲዑ ሕልና ዚትንክፍ (ሕልና ንዘሎዎ ማለተይ እየ) ዜማታት ኢኹም ተቕርቡ ዘለኹም እሞ ኣጆኹም በርትዑ ሓጥራት! ክብል እፈቱ።

    ናብ ደራሲ እታ ናዕታ ትምልከት መተሓሳሰቢት ግን ኣለትኒ። ብመጀመርያ እቲ ሓደ ደራሲ ከዘውትሮ ዘለዎ ኣገዳሲ ስራሕ ማለት፡ ንዘይዚውቱራትን ርሱዓትን ቃላት ምስ ህዝቢ ምልላይን ንዘይፍለጡን ኣዝዮም ገለጽትን ቃላትውን ናብ ህዝቢ ናይ ምቕራብን ስራሕ ብምስራሑ ብልቢ አመስግኖ። ቁሩብ ግን ኣብ ሓንቲ ቃል ናይ ትርጉም ምድንጋር ስለ ዝፈጠረት ነታ ቃል ክእርማ ክፍትን፥ ምሕረትኣብ ሚኪኤል ኣብዛ ሓዳስ “ማማ ትሓመና ኣላ” ትብል ደርፉ፡ ጨንደል ኪብል ጨንደር ኢሉ ኣሎ። ንሰማዕቲ መታን ከይተጋጊ ከኣ እታ ኣብ ደርፉ ኪጥቀመላ ሓሲቡ ዝነበረ ቃል ጨንደል ማለት ከይሰመረ ወይ ከይሰለጠ ተረፈ ማለት ሙዃና ክሕብር እፈቱ። ጨንደር ዚብሃል ቃል ኣብ ትግርኛ የለን። ጨንገር ማለት ግን ሰለተ ትርጉም ኣሎዎ። 1ይ ቀጢን ጥሉል ስላዕ፣ 2ይ ሓምራይን ጻዕዳን ዚሕብሩ ከብቲ ከምኡውን 3ይ ቀይሕ ጣፍ ወይ ቀይሕ ዕፉን ማለት’ዩ።” ከምቲ ንብዙሓት ዝመስሎም ዓያሹ ንምባል በሃማት (ዓባሳት) ዘይምባሉ፡ ኣብ ክንዳኡ ግን ሃዚላት (ዓያሹ) ዚብል ቃል ብምጥቃሙ ኣዝየ አድንቖን አመስግኖን! ካብ ብቋንቋናን ባህልናን ዝግደስ ሓውካ መሲናስ። የቐንየለይ።

  • dawit August 16, 2014

    very great song,heart braking clearer alarming messege to all of us Eritians
    thanks Mehretab.

  • ERITRAWIT August 16, 2014

    Mehreteab Micheal,
    KANZA HEZBKA ZSMAKA NAY BEHAKEY WEDI HAGER WEDI HZBEY!!!!!!!

  • Mesinas August 23, 2014

    ምሕረትኣብ፡ ኣብዛ ብከም ብዓል “ሃዚላት” “ጨንደል” ዝኣመሰሉ ህዝቢ ዝረስዖም ቃላት ተጠቒማ፡ ብውስጠዘ፡ ብኣዝዩ ማራኺ ዜማ ሕማምን ቃንዛን ሃገርና እትገልጽ እዋናዊት ደርፊ እትቕበለካ ዘላ ሓብቲ፡ ድምጻ ኣዝየ ፈትየዮ። በዚ ኣጋጣሚውን ነቲ ስራሕ ንኽትቅጽሎ እላበዋ። ኣጆኺ! በርትዒ! ብምባል፡ ንስኻውን ከም ልማድካ ግጥምን ዜማን ሰሪዕካ ብምሃብ፡ ንኽትደርፍ ንኸተተባብዓ እላበወካ። የቐንየለይ።

POST A COMMENT