Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

‘No More Hagerey! ‘

በቲ ጓለይ ከይትቕየመኒ
በቲ ‘ሃገረይ’ ከይትጎድለኒ
ሰዓታት ቀይረ ዝተኽለሉ ብርዐይ
ለይተይ ገይረዮ መዓልተይ
ዓራተይ ገይረዮ መንበረይ
ሓበነይ ምስ ደቀሰት እብለኩም ‘ሃገረይ’

በቲ ጓለይ ከይትቕየመኒ
በቲ ‘ሃገረይ’ ከይትጎድለኒ
ሰዓታት ቀይረ ዝተኽለሉ ብርዐይ
ለይተይ ገይረዮ መዓልተይ
ዓራተይ ገይረዮ መንበረይ
ሓበነይ ምስ ደቀሰት እብለኩም ‘ሃገረይ’

POST TAGS:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT