Breaking News:ኣቐዲማ ዝተጨውየት ነፋሪት ንምምላስ ናብ ስዑዲ ዝተላእከት ኤርትራዊት ፓይሎት ራህዋ ገብረክስቶስ ንርእሳ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑቕባ ሓቲታ፡ ህግደፍ ብምትላል ክምለሳ ይከራኸር ኣሎ።
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነታ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ካፕቴን ዮናስ ወልደኣብ ከምኡ ‘ውን መኮነን ደበሳይ ዝተባህሉ ክልተ መራሕታ (ፓይሎታት) ዝጨወዩዋ ሞ፡ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑቕባ ድሕሪ ምሕታቶም ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ስዑዲ ዓረብ እትርከብ IAI 1125 ዝዓይነታ ናይ VIP ነፋሪት ናብ ኤርትራ ክትመልሳ ዝለኣኻ፡ ራህዋ ገብረክርስቶስ ዝተባህለት ፓይሎት፡ ዝተዋህባ ተልእኾ ግዲፋ፡ ንስርዓት … more










