Fetsum: BAYTO (AWASA) under the surveillance of the Third-Eye Folks! The clock is ticking and the end of suffering fast approaching at this point in the struggle where the opposition is tuning towards the immediate challenge that determines the future of the society. We are discussing about the unavoidable transitional government of the country in our face. It feels exhausting but promising in a way because we are building the transitional bridge a step at a time through dialogue hoping to synchronize our conceptual fitness with the downfall of the
No posts were found.
ዝኸበርኩም ኤርትራዊያን ኣሕዋትን ኣሓትን፣ምናልባት እቶም ብዘደንዝዝ መርዛም መርፍእ ውልቀ-መላኺ ተወጊእኩም ዘለኹም ኣባላት ህግደፍ ከመይ ጌሩ ንባዕዳዊ ገዛኢ ምስ ነጻነት ኣምጺኡ ንነጻ ሃገር ዘምሓድር ዘሎ መራሒ ከወዳድሮ ይኽእል ትብሉ ትኾኑ፣ኩሎም ሓረድትን ጨቆንትን’ኳ እንተኾኑ፣ካብ ሕሱምን መሪርን መግዛእቲ ናይ ክልቲኦም መን ከም ዝሓይሽ፣ ነዚ ብመርትዖ ዝተሰነየ ምሕደራ መንግስቱን ኢሳይያስን ንተዓዘብ። 1. መንግስቱ መሬት ንሓራሲኡ ብዝብል መምርሒ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ዓዓዱ ብዘይ ኣፈላላይ ወደባት ወይ ማእከላይ ዓሌት መሰል መሬት ከም ዝረክብ ገይሩ። ኢሳይያስ፣መሬት ናይ ደቂ ሃገር(ኣብ ገጠር ይኹን ኣብ ከተማ) ብሓይሊ ብምህጋር በተን ናይ ዓመጽ ትካላቱ ከም ዝውነን ወይ ንውሑዳት ሃብታማት ሰባት ከም ዝወሃብ ብምግባር
No posts were found.