Voice of Assenna: Arabic Program, Friday 10, May 2013

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን እናተገፉ ገንዘብ ክኸፍሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን እናተገፉ ካብ 300-500 ፓውንድ ሱዳን ክኸፍሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ካርቱም ሓቢሮም። መብዛሕትኡ እቲ ኣብ ካርቱም ዝካየድ ዘሎ ግፋ ኣብቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጻዕቂ ዝርከቡሉ ሰሓፋ ከምኡ ‘ውን ጀረፊ ዝብሃል ቦታታት ኮይኑ፡ ኣብ ካርቱም ካርቱም፡ ሱዳን ብሓፈሻ ኤርትራውያን ተሸቝሪሮም ዝንቀሳቐሱሉ ቦታ ኮይኑ ‘ሎ። ኣብ … more

ብጭውያ ቆልዑ ዝተሻቐሉ ገለ ርእሰ-መማህራን መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ኣስመራ፡ ወለዲ ጥንቃቐታት ከዘውትሩ ብደብዳበ ከምዘዘኻኸሩ ምንጭታት ሓቢሮም።

Asmara-Panorama

በቲ ኣብ ኣስመራ እናገነነ ዝኸይድ ዘሎ ጭውያ ቆልዑ ዝተሻቐሉ ገለ ርእሰ-መማህራን መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ኣስመራ፡ ወለዲ ደቆም ናብ ትምህርቲ ኣብ ምፍናውን ምቅባልን ልዑል ጥንቃቐታት ከዘውትሩ ብደብዳበ ከምዘዘኻኸሩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ኣስመራ ምእንቲ ገንዘብ ሓያለ ቆልዑ ተጨውዮም ይጠፍኡ ብምህላዎም፡ “ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ” ዝብል ምልክታታት ፈቖዶ ጎደናታት ተጠቂዑ ይረአ ከምዘሎ … more

OWNERSHIP OF MAY 24 celebrations

SA_celebration_1

For the last two decades, the opposition members have been ‘hiding’ while May 24 was being celebrated by the PFDJ members and while the day was being ab(used) to send a distorted information from the diaspora. The Eritrean media were busy telling the innocent Eritreans that the diaspora are all … more

Sweden halts deportations to Eritrea

Local_Sewweden

The move comes following an email sent on Thursday to all police authorities in Sweden to not forcibly deport people to Eritrea. “From what I understand the Migration Board is planning to stop these type of forced deportations. That’s why we’ve made this decision,” Sören Clerton, head of the border … more

Sudan says South Sudan helped rebels attacking major town

S_sudan

KHARTOUM (Reuters) - Sudan accused South Sudan of having supported rebels who launched a major assault two weeks ago, warning this could derail recent oil and security agreements between the African neighbors, state media said on Saturday. The two countries agreed in March to resume cross-border oil flows and end tension that has plagued … more

Ethiopia arrests minister, 11 others over corruption

Fanta

(Reuters) – Ethiopian police have arrested a minister and 11 other people on corruption charges, an official and state media said on Saturday, in the country’s most high-profile swoop against graft for more than a decade. Businesses in the region regularly complain of corruption as an obstacle to their work. … more

The Easter message is “Sacrifice”

eritrea_church

The Easter message is “Sacrifice” By Haben Zeray Dear Church leaders, First, I would like to say Happy Easter and “Dagmaay Fasika”  to you and all the believers as we celebrate the tremendous sacrifice that Jesus Christ did for all of us.  Jesus sacrificed himself so we can be free … more

ፍልጠት መሰረት ሓርነት

Eritrean_fighters

መን እዩ ተጋዳላይ፧ መን እዩ ምሁር፧ መን እዩ ስዉአ፧ መን´ዩ ፧መን´ዩ፧ መን፧ መን……. ወርትግ ብዘይካ ምስ ነብሰይን ምስ ገለ ውሑዳትን  ምስ ብዙሓት ዘየሰማምዓኒ ነጥቢ።  እዞም ኣብ ልዕሊ ዝጠቀስኩዎም ሰለስተ ነጥቢ፣ ብዝያዳ ምስ ህሉው ኩነታትና ስለዝኸዱ’ምበር፣ መልሲ ወይ ቅኑዕ ግንዛቤ ዘድልዮም ጌጋ ተረድኦታት ብዙሓት እዮም። ንሎሚ ግን ከምቲ ኣቐዲመ ዝገለጽኩዎ ምስ … more

ቃልስና ንምልካዊ ስርዓት ምእላይ’ምበር ኣንጻር ሃገራዊ ክብርታትና ኣይኹን!

Eri_Flag

ቃልስና ንምልካዊ ስርዓት ምእላይ’ምበር ኣንጻር ሃገራዊ ክብርታትና ኣይኹን!              ካብ ሓደ ዓመት 3- መዓልታት ህዝባዊ በዓል እዩ። 10/ ግንቦት/2013 ዝኾነት ሃገር መምስ ጭቡጥ ኩነታት፣ ምስ ፍሉይ ታሪኻዊ ምዕባሌታት ዝሰማማዕ ናይ ገዛእ ርእሳ ፍሉያት ሃገራዊ በዓላት ኣለዋ። ንገለ ኣህጉራዊ በዓላት ድማ ተኽብር። ከም ኣብነት 08/ መጋቢት ኣህራዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ፣ 01 … more

መግዛእቲ ድያብሎስ!

Isaias_Af10

መግዛእቲ ድያብሎስ! ሳልሳይ ክፋል፥ እቲ ንዕስራን ክልተን ዓመታት ምሉእ፡ ብጃንዳ ህግደፍ ‘ድንግል ባሕሪ’ እናተባህለ ዝተዋጠየሉን ምስ ፍረኡ ኸሎ መኺኑን ዘሎ ባሕርናኸ ሰኣን ንህዝብን ሃገርን ዝሓሰብን ዝውፈን መንግስቲዶ ኣይኮነን’ዩ ክሳዕ ሎሚ ብድንግሉ ዝነብር ዘሎ!? ዋናታቱ ብጥምየት እናሃርበትና (ዝብላዕ ስኢንና እናኣህነፍነፍና) ምስ ስፍሪ ኣልቦ ሽሻዩ ከሎ፡ ኣዒንቱ ኣፍጢጡ ኪጥምተና ዝነብር ዘሎ። ድንግልና … more

ኤርትራ ዜጋታታ ዝሳቐዩላ ሃገር ከምዝኾነት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውጽኦ ዕላዊ መግለጺ ሓቢሩ።

AmnestyInternatonal

ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ 9 ግንቦት፡ድሕሪ 20 ዓመት ናጽነት ቀጥዒ ኣልቦ ጭቆና ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ ዕላዊ መግለጺ፡ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዘይክሲ ብዝተቐፈዱ ኣሽሓት እሱራት ፖለቲካ መሊአን ከምዘለዋን ብዙሓት ካብቶም ዝተኣስሩ ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥን ሓቢሩ። ኣብ ኤርትራ ዝሓለፈ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ንመንግስቲ ዝነቐፉ፡ፖሊቲከኛታት፡ጋዜጠኛታት፡ኣባላት ዘይተመዝገባ ሃይማኖታትን፡ካብ ደረት ኣልቦ ዕስክርና ንምምላጥ … more

Democracy and Conflict Management in Eritrea

Democracy and Conflict Management in Eritrea By Fesseha Nair The Eritrean internal conflict is entangled or bound up with the concept of identity, nation and nationalism with competition for power and dominance. Today, the Eritrean internal conflict revolves around the state structure and the distribution of its power and resources … more

ሓራ ንኹን፥ንሓርነት ክንቃለስ

crossroads1

ኣንቱም ሰባት ክሳብ መዓስ ኢና ባዕልና ኣብ ዝፈጠርናዮ ሓሳብ ተሓቢእና ክንነብር፧ ንዑባ ሎምስ ምስ ነብስና ንተዓረቕ፥፥ ቅድሚ ዝኣገረ ምስ ነብስና ዕርቂ ንግበር፥ ንገዛእ ርእስና ካብቲ ባዕልና ዝነደቕናዮ ኳና ሓሳባት ወጺእና ምስቲ ሓቀኛ ኵውንነት ንራጸም እሞ ንዕኡ መኪትና ነብስና ካብ ሃለውሳ ሓራ ነውጽእ፥ ብድሕሪኡ ንህዝብና ሓራ ከነውጽእ፥፥ ቅድም ቀዳድም ንነብስና ባዕልና … more