Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ውድቀት ንኣጽናቲ ሕልሚ ሃጸይ ልጅ ኢሰያስ!! ራህዋን ሰላምን ንህዝብናን ሃገርናን!! ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!! ሰሎሞን ይውሃንስ

  ያልታደለ ህጻን = ዘይተዓደለ ህዝቢ ሕሉፍ ታሪኽና ንኽድገም ኣይበጻሕናን ዶ ኣብ ገምገም፧ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር መግዛእታዊ ስርዓት ብፖሎቲካዊ ቃልሲ ፈኸም እናበለ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ንምስግጋር ዓቢ ድሪኺት ዝኾኑ መንእሰያት ወሎዶ 50ታትን 60ታትን ከመይ ኮን ነበረ፧ ኣብ ‘ቲ ሽዑ መራሒ መንግሰቲ ዝነበሩ ደጀዝማት ተድላ ባይሩ […]

መግለጺ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ – ብ ኣጋጣሚ መበል 29 ዝክረ-ዓመት ሓርነት ኤርትራ

24 ግንቦት 2020 መግለጺ ኣምባ. ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ                                                                 ብኣጋጣሚ መበል 29 ዝክረ-ዓመት ሓርነት ኤርትራ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን፡ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ሰብ-መዝን ሰራሕተኛታትን መንግስቲ፡ ሃገራዊ ሓይልታት ተቓውሞ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን፡   ኣቐዲመ፡ በዚ ዕዙዝ ኣጋጣሚ ናይ መበል 29 ዝክረ-ዓመት ሓርነትን መበል […]

Eritrea Focus statement on Independence Day

We join with the people of Eritrea in celebrating the anniversary of our liberation and the establishment of Eritrea as a free nation. The entry of our fighters into Asmara was greeted with the greatest outpouring of joy our nation has ever known.  

ጉጅለ ህግደፍ፡ ካብ ዝሃነጾ ዘዕነዎ ካብ ዝኣበዶ ዘብከዮ ይበዝሕ

ጉጅለ ህግደፍ፡ ካብ ዝሃነጾ ዘዕነዎ ካብ ዝኣበዶ ዘብከዮ ይበዝሕ ጉጅለ ህግደፍ፡ ንጸሊም ጻዕዳ ንድሙ ድማ ሓርማዝ ኢሉ ከእምን ዝኽእል መልሓስን ፖለቲካዊ መናውራን ስልበጣን ስለዘለዎ፡ ኣብ 24 ግንቦትን 20 ሰነን ገበናቱ ንምሕባእን የዋሃት ንምድንጋርን፡ ነቲ ናይ እዋን ገድሊ ደርፍታትን ስእልታትን ኣብቲ ባዕሉ ዝብሕቶ መራኸቢ ብዙሓን ደጋጊሙ’ዩ […]

ንምምካት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሓላፍነቱ ምስካም ዝኣበየ መንግስቲ – ብድሆ ንደለይቲ ፍትሒ

  Photo: Migrant Voice UK   ንምምካት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሓላፍነቱ ምስካም ዝኣበየ መንግስቲ  – ብድሆ ንደለይቲ ፍትሒ ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ ንምክልኻል  ቫይረስ  ኮሮና ዝኸውን  መሳሪሒታት ብቻይናዊ ቢልዮነር ጃክማን ጉጅሊኡ ኣሊባባን ናብ ኤሪትራ ዝተላእከ ሓገዝ መንግስቲ ኤሪትራ ምንጻጉ ይዝከር። እታ ሒዛቶ ዝመጸት ነፋሪት ክትወርድ ፍቃድ ተኸሊኣ […]

Eritrea Focus Response – To Fetsum Abraham’ article “The renaissance of Eritrean Intellectualism in relation to Eritrea Focus”

20 May 2020 Eritrea Focus Response To Fetsum Abraham’ article “The renaissance of Eritrean Intellectualism in relation to Eritrea Focus”   On 17 May 2020, Fetsum posted an article on Assenna website with the above title which can be found by clicking here: https://archive.assenna.com/fetsum-the-renaissance-of-eritrean-intellectualism-in-relation-to-eritrea-focus/ Fetsum’s […]

Fetsum: The renaissance of Eritrean Intellectualism in relation to Eritrea Focus

Fetsum: The renaissance of Eritrean Intellectualism in relation to Eritrea Focus   MANTRA of the moment in singularity: ዘይሻራዊ The ultimate MANTRA in complete form: ቴክኖክራታዊ (ዘይሻራዊ) ሃገራዊ ሓድነታዊ መሰጋገሪ መንግስቲ   Gratitude: I thank Assenna for its relentless devotion in this resistance for freedom and democracy. It is very hard to […]

ህዝቢ ኤርትራ ክነቕሓሉ ዘለዎ ኣሰካፊ ኵነታት ኢትዮጵያ – መብራህቱ ኣተወብርሃን

ህዝቢ ኤርትራ ክነቕሓሉ ዘለዎ ኣሰካፊ ኵነታት ኢትዮጵያ መብራህቱ ኣተወብርሃን   ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝመጽኣሉ እዋን፡ ብዘስምዖ ናይ ሰላምን ምክብባርን ጻውዒት፡ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያን ዞባናን ኣወንታዊ ስም ምትራፉ ይፍለጥ። ካብ ቃል ሓሊፉ`ውን ከም ምፍታሕ እሱራት፡ ተቓወምቲ ውድባትን ውልቀሰባትን ንዓዶም ከምዝኣትዉ፡ ናይ ሜድያ ናጽነት […]

ዜና ዕረፍቲ ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ (26 Sep. 1949 – 11 May 2020)

ዜና ዕረፍቲ ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ (26 Sep. 1949  –  11 May 2020) ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ብኮሮና ቫይረስ (COVID 19) ብዘጋጠሞ ሕማም ንልዕሊ ወርሕን ፈረቓን ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ11/ግንቦት/2020 ኣብ ሕክምና ዓሪፉ። ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ካብ ኣቡኡ ኣቶ ኣብራሃ […]