ኣብ ፎርቶ ዘሎኹም!

Journalist_duty

  ኣብ ፎርቶ ዘሎኹም! ጋዜጠኛታትና ኣብ ፎርቶ ዘለኹም እስከ ንገሩና ናይ ሰኑይ ውዕሎኹም ኣጋጣሚ ኮይኑ ዕድለኛታት ኢኹም መዓልቲውን ትኹን ሓራ ዝወጻእኹም! ብመግዛእቲ ምልኪ ኣብ ጸላም ከለና ንሓንቲ መዓልቲ ሓለፋ ኩልና ጩራ ዝረኣኹም ናይ ሓርነት ባና ንስኻትኩም ኢኹም ጋዜጠኛታትና ውዕለትኩም ምለሱ *ፈንኪ ስውኣትና!  *ንዝገበረልካ ምግባር፡ ነዚ እኩይ ስርዓት ከተገልግልዎ ልብኹም ጠቢርኩም ኣይተዐሽውዎ … more

Voice of Assenna: Operation Fenkil and Forto Beacon of Hope for the Eritrean People

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 7ይ ክፋል

Amanuel_Mahdere_final

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ” 7ይ ክፋል ኣምልኾ መላኺ ኢሳያስ ሓደ ካብ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና ንኢሳያስ ልዕለ ሰብ (Super Human) ወይ ኩለንትናዊ ሰብ ኣምሲልካ ምቕራብ እዩ። ኢሳያስ ኣብ ዓውድታት ፖለቲካ፣ ሕርሻ፣ ምህንድስና፣ ቁጠባ፤ ኮታ ኣብ ኩሉ ዝተማልአ ፍልጠት ዘለዎ ሊቕ ኮይኑ ንዝቐርበለን መደባት ኤሪ ቲቪ ዘየስተብሃለ ሰብ ክህሉ … more

Alemey by Kahsay berhe – Incl Painful Voices and Iamages Eritreans from Sinai

ሳላ ፈንቅል ሰሚሩላ ኣስመራ፡ ሳላ ፎርቶ ባጽዕ ተማሒራ

Martyers_Cartoon

ብ1990፡ ወደብና ምጽዋዕ፡ በቶም ቅያ ስርሒት ፈንቅል ዝሰርሑ ምዑታት ተጋደልቲ ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ካብ ስርዓት ደርግ ሓራ ኣብ ዝኾነትሉ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራ ባና ናጽነት ርእዩ ዘይተርፍ ዓወቱ ከቋምት ከሎ፡ ስርዓት ደርግ በንጻሩ ማሕነቕቲ ጎሮርኡ ተኣሚኑ ክንሱ ነቲ ዘይተርፍ ዕለተ ውድቀቱ ከናውሕ ናይ ጻዕረሞት ክርክር ኣየቋረጸን። ድሕሪ 23 ዓመት ድማ፡ … more

ሞት ኮለኔል ዓብድራሕማን ማሕሙድ ጃሲር ኣጣራጣሪ ምዃኑ ዝእምት ተወሳኺ ሓበሬታታት ይመጽእ ኣሎ።

Abdurahman-Jasser

ኣታራጣርነት ናይቲ ድሕሪ ስርሒት ፎርቶ ኣብ ዓሰርተ መዓልቲ ዘጋጠመ ሞት ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነት (ጸጥታ) ኮለኔል ዓብድራሕማን ማሕሙድ ጃሲር እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ዝረኸብናዮ ኣፈናዊ ሓበሬታታት የረድእ። ዛጊት ረኺብናዮ ብዘለና ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ቤትጽሕፈት ሃገራዊ ድሕነት ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ዝነበረ ኮለኔል ዓብድራሕማን ማሕሙድ ጃሲር፡ ብ 21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ … more

ውልቀመላኺ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ኣብኵሩሉ ዘይፈልጥ ጽምብል ስርሒት ፈንቅል ከምዘይተሳተፈ ምንጭታት ካብ ባጽዕ ሓቢሮም።

isaias_Nai

ድሕሪ ‘ቲ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብቲ ቀንዲ መደበር ተለቪዥን ኤርትራ ተደኵኑሉ ዘሎ ፎርቶ፡ ብ21 ጥሪ ዝተኻየደ ተባዕ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ውልቀመላኺ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብቲ ዓመታዊ ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ዝካየድ፡ ባዕሉ ዝኸፍቶን መደረታት ዘስምዓሉን ዝነበረ፡ ኣብኵሩሉ ዘይፈልጥ ዓመታዊ ጽምብል ስርሒት ፈንቅል ከምዘይተሳተፈ ምንጭታት ካብ ባጽዕ … more

Voice of Assenna: Eritreans in Atlanta Can for Democratic Change and Support ‘Operation Forto’

Atlanta Demonstration in Support of Forto 2013

ንድሕነት ኤርትራ’ዶ ንድሕነት ኢሳያስ

Isu-Mengstu

ኣብዚ ቀረባ እዋን ደረጀ ደምሴ ወዱ ንጀነራል ደምሴ ቡልቶ ምስ ኣብ ደገ እትርከብ ብእሳት እትፍለጥ ናይ ‘ኢትዮጵያውያን’ ተለቪዥን ቃለ-መሕትት ከካይድ ተከታቲለዮ ኔረ። (ደምሴ ቡልቶ ሓደ ካብ ንስርዓት መንግስቱ ክሳብ ግዜ ሞቶም ዝገልገልዎ ዓበይቲ ጀነራላት ኮይኑ፣ ኣብቲ ኣብ ጉንቦት 1988 ኣንጻር መንግስቱ ሃይለማርያም ዝተፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ብምስታፉ፣ ምስ ካልኦት መሳርሕቱ ብጭካኔ … more

JUSTICE AND ALI ABDU

fitsum

Dedicated to RAESI TESSEMA by Fetsum Abraham RAESI TESSEMA: I leave the historical details of this spiritualist icon of justice for people to learn from any possible sources. Raesi Tessema, was, however the governor of Akeleguzai once upon a time in his generation where the communal justice system of the … more

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ – 8ይ ክፋል

Tadesse

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 8ይ ክፋል 09/02/2013 ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ጽሑፈይ፣ ብዛዕባ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ድምበ ተቓውሞ ዝኽተሎ ዘሎ እከይ ተግባራት ብሓደ ወገን፣ ኣብ ውሽጢ ደምበ ተቓውሞ ንባዕሉ ዝረአ ጉድለታት ድማ በቲ ካልእ ገሊጸ ነይረ። ዕላማ’ቲ ጽሑፋት ድማ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ በታኒ ስርዓት ንምእላይን ኣብ … more