Somalia president accuses Eritrea of arming Islamists

MOGADISHU (AFP) — Somalia's President Sharif Sheikh Ahmed on Wednesday accused Eritrea of arming hardline Islamists fighting to oust his government, a day after his own palace came under a barrage of mortar shells. It was the first time he directly blamed the small African nation since the eruption early … more

ወዲ ገራህቱ መንዩ??

ህዝቢ ኤርትራ ብጥምየት እናተቐዝፈ፡ ንርእሱ ኣብ ለንደን መግቢ እናማረጸ “ጥምየት የለን፡ ምስ ኢሳያስ ንቕድሚት” ኢሉ ክጭርሕ ዝውዕል መገርሂ ወዲ ገራህቱ       ብናይ ታሪኽ ተንተንቲ ሰውራ ደቃ እናበልዐት 'ያ ትነብር ተባሂሉ’ዩ። ኣብ ህግሓኤ ‘ውን ብተመሳሳሊ ሓደ ጕጅለ ንኻልእ ጕጅለ እናጥቅዐ ወይ እናወሓጠ ከም ዝመጸ ታሪኽ ምንቅስቓስ ሰብዓን ሰለሰተን፣ ታሪኽ ምንቅስቓስ ሰብዓን ሸውዓተን … more

እዋን ዝጠልቦ ሕቶ ዘይምልሽ መራሒ

 ትማሊ ኣብ ኤርትራ መበል 18 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ከቢሩብ ውዒሉ።ኣብ ዓይነት ይኹን ትሕዝቶ ፍሉይ ነገር ኣየምጸኣን።ከም ቀደሙ ንሕማቕን ሰነፍን ዘሕጉስ ጎደናታ ት ብመሳጢ ጠቕሲ፡ጎልጎል ብሕብራዊ ክዳን ዝለበሱ መናእሰያት ተሰሊሙ ከበሮን ተወ ቒዑ ክራር ምስ ኦርጋን ኣቓሊሑ።ሰባት ተኸዳዲኖም ኣደታት ተቖኒነን ተለባቢሰን ውጺአን፡እዚ ግን ነቲ ኣብ ውሽጦም ዘሎ ስቓይ ኣይሓብኦን፡ዝተዛረቡ ከኣ ክሓብኡ … more

መበል 18 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ 24 ግንቦት ኣብ ከተማ ሎንዶን ብውዕውዕ ሃገራዊ መንፈስ ተኸቢሩ ኣምስዩ።

        ኣብቲ ካብ ኣባላት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳንን ቤርገሳውያን ማሕበራትን ብዝተዋጽኡ ዜጋታት ዝቖመት ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ተወዲቡ ትማሊ 24 ግንቦት ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ዝተኻየደ ጽምብል፡ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ከምኡውን ገዳይም ተጋደልቲ ዓበይቲ ዓድን ምሁራንን ተረኺቦም። እቲ ጽምብል ብማሕበር ደቅንስትዮ ሎንዶን ብዝተዳለወ ናይ ድራር መደብ ሰዓት … more

መላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውርዶ ዘሎ ሕሰም ዝዅንን፡ ዲሞክራሲን ስርዓተ ሕግን ዝጠልብን ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ በርሊን ተኻይዱ።

መላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውርዶ ዘሎ ሕሰም ንምግላጽን፡ ዲሞክራሲን ስርዓተ ሕግን ኣብ ኤርትራ ዝጠልብን ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ብ20 ግንቦት ኣብ ጀርመን ከተማ በርሊን ተኻይዱ። መላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውርዶ ዘሎ ሕሰም ንምግላጽን፡ ዲሞክራሲን ስርዓተ ሕግን ኣብ ኤርትራ ዝጠልብን ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ብ20 ግንቦት ኣብ … more

ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ ንመዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብልዑል ናይ ቃልሲ መንፈስ ከምዝጸምበላ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝበጽሑና ጸብጻባት ሓቢሮም።

ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ ን24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብልዑል ሃገራዊ ወንን ናይ ቃልሲ መንፈስን ከምዝጸምበላ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝበጽሑና ጸብጻባት ኣመልኪቶም። ናይ ሎሚ ዘበን ጽምብል ናጽነት ካብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝፍለየሉ ምኽንያት፡ ነቲ ንህግደፍ ከም ኤርትራ፡ ንመዓልቲ ናጽነት ከኣ ከም ድግስ ህግደፍን ደገፍቱን ጥራይ ዝጽምብል ፈላላዪ ዳሳት ህግደፍ ብምብዳህ፡ … more

‘ቅያ ዓሰርተ ሸሞንተ ዓመታት’ – ብዘይ ጋብኻ ወለል ብዘይ ጠስምኻ ጸረር

መኪና ህግሓኤ ሓደ መራሒን ብርክት ዝበሉን ተሓጋገዝትን ሒዛ ነስመራ ክትኣቱ ከላ ምስኪናይ ህዝብና፣ “ደጊም ሞት ከም ኣዳም፣ ሃገርና ሽሻይ ብሽሻይ ክትከውን’ያ! ደርጊ ካብ ጠፍአ ኩሉ ሓጥያትና ንግፍ ኢሉ ምስኡ ክበንነልና’ዩ! ኣምላኽ ነዛ መዓልቲዚኣ ከየርኣኻ እንቋዕ ኣይቀተልካና፣ ወዘተ” ዘይበለ ኣይኮነን፣ እዚ ትምኒት’ዚ ከም ጨው ሓቒቑ ክተርፍ ግን ግዜ ኣይወሰደን። ቅያ ዓሰርተ … more

ሓቂ ክትስዕር እንከላ ክደፍና ዝፈተነ ይሻቐል፡፡

  ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ወርሒ ግንቦት ጽምብል ናጽነት ሃገርና ኤርትራ ነኽብር ኣሎና፡፡ ኣብ ኣጋ ምውፋርቕ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ድማ ንስውኣትና ንዝክረሉ ዕለት ከነብዕል ኢና፡፡ ኣብዚ ክልቲኡ ዕለታት ህማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ብናይ ሓባር ኣርኣእያ ኣይኮነን ዘብዕሎ፡፡ ብዝወሓደ መለክዒ ኣብ ሰለስተ ክፋላት ተኸፊሉ ኢዩ ዘብዕሎ፡፡እቲ ቀዳማይ ብስልጣን ሰኺሩ ሽግር … more

List of Eritrean patriots imprisoned in Nakura Island by the Italians

      Prisoners of Nakura in alphabetical numbers, book of  Kedamot Jeganu Eritrea 7, Arei wedi Weldu, dej                                Kushet, Hamassien16, Aman, kentiba28, Abubaker Ali bet,sheik                           Keren, Bet Asgede53, Abraha Gebrenegus, graz88, Abdella                                                 Asawerta, Akele91, Abdella Lahat94, Assefaw Gebreab95, Adgoi Kahsai97, Abo Zaul                                                 Zaul98, Asgedom Gebredengil                             Habela, Hamassien119, Abdella                                                 Hadish Adi, Hamassien130, Amdemikel … more

ውሉደ ክህነት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ንውሳኔ ምውራስን ምብራስን ገዳማት ኣትሪሮም ይቃወሙ

ን 22 ገዳማት ኦርቶሮክሳዊት ቤተ ክርስትያን ምስናይ ቅርስታተን ንምውራስን ናብ ወተሃደራዊ መዓስከር ንምቕያርን ኣብ መስርሕ ዝርከብ ውሳኔ ውልቀመላኺ ኢሳያስ፡ ካብ ውሉደክህነት ቤተክርስትያን ማለት ካብ ኣቐሽሽትን ኣመሓደርቲ ገዳማትን ዲያቆናትን ሰፊሕ ተቓውሞ የጋጥሞ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡፡ ምንጭታትና ካብ ገዳማትን፡ ካብ ኢትፍርህዋ ለሞት ፍርህዋ ለሓጢኣት“ ማለት ፡ „ንሓጢኣትምበር ንሞት ኣይትፍርሕዋ“፣ ብዝብል … more