ፖለቲካዊ ዘተ ኣብ ሞንጎ ፕረሲደንት ኢሳያስ’ን ኣዲኡ ወ/ሮ ኣረጋሽ ደስታን

ኣደ፡ ከመይ ቐኒኻ ኢሳያስ ወደይ፣ ደሓን ዶ ቐኒኻ? እንታይ ደኣ ጽልም ኢልካ ትርኣየኒ፣ በዚ ሓደ ገጽካ ከኣ ማዳ ጌርካ። እምበርዶ ደሓን ኢኻ? ኢሳያስ፡  ናይ ብዝሒ ስራሕ እዩ፣ ናይዛ ሃገር ሙሉእ መሪሕነትን ሓላፍነትን ኣነ በይነይ እየ’ኮ ተሰኪመዮ ዘለኹ። ኣደ፡   እዞም መሳርሕትኻ ካን ኣይሕግዙኻን ድዮም ኣንታ ወደይ? ኢሳያስ፡  እንታይ ዝረብሑ መሳርሕቲ ኣለዉኒ ኢልክኒ፣ … more

A Tale of Two Tyrannies: Eritrea and Egypt

A Tale of Two Tyrannies:Eritrea and EgyptDayyan Mesmer29/01/2009 Sixty years since the end of colonialism, and yet the continent of Africa has neverbeen short of tyrants and despots who live on the su®ering and pain of their subjects.In the wake of independence the majority of Africans thought that their agony,humilation … more

ሰናይት፡ ይርሓስኪ ሰማያት !

ሰናይት፡ ኣብቲ “ደም ረሃጸይ ንዓኺ፡ ንሃገረይ ንሃገረይ” ዝበልክሉ ዘበን፡ እታ ኣሽሓት ጸለምትን ቀያሕትን ዝወሓጠት ኣደ መሬት፡ ንዓኽስ፡ “ትጽንሓለይ”፡ ኢላ ድኣ በቐቐትኪ፡ ኣደ መጻኢት ኤርትራ ክትኮኒ። ህይወትኪ ንመስዋእቲ ኣይበሃገቶን። ሎሚ ግን፡ እንተስ ካብ ሞት ዝኸፍኡ ‘ዮም ኢላ፡ ካብ ስቓይ ‘ቶም ኣርዮሳት ክትገላግለኪ፡ እንተስ ሓሞት እቶም ጨካናት ፈሲሱዋ፡ “ሰናይተየ፡ ዓጽመ ደምኪ ንዓየ” … more

ገዲም ተጋዳሊት ሰናይት ደበሳይ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ብዘጋጠማ ኣሰቃቒ ኣተሓሕዛ ተሰዊኣ።

ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ንሓያለ ዓመታት ክትሳቐ ዝጸንሐት ገዲም ተጋዳሊት ሰናይት ደበሳይ ብሰንኪ ኣሰቃቒ ኣተሓሕዛ ከምእተሰወአት ምንጭታትና ሓቢሮም። እታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ደራፊት፡ ተዋሳኢትን ሙዚቀኛን ኰይና ተጋደልትን ህዝብን ኣብ ምንቕቓሕ ድርብ ቃልሲ ዘሰላሰለት ሰናይት፡ ንዘይስነምግባራዊ ኣመላትን ስድነትን ብዓልቤታ ተቓዊማ ኣብ ቤትፍርዲ ምስ በጽሐት እያ፡ ብምትሕብባር እቲ ሽዑ ኣባል ሃገራዊ ድሕነት ዝነበረ … more

ሳዕቤን መቕተልቲ መሓመድ ሳልሕ (ኦሞ)

 ሳዕቤን መቕተልቲ መሓመድ ሳልሕ (ኦሞ) ዲክታቶር ኢሳያስ አፍወርቂ ዘቕተሎም ንጹሀት ቑጽሮም ፈጣሪ ጥራይ እዩ ዝፈልጦም ምናልባሽ ግን ብዕለት 1 ሓምለ 2008 ዝወሰዶ ስጉምቲ ቕትለት መሓመድ ሳልህ ንባዕሉ ዝጠፍአሉ መንገዲ ከፊቱ’ዶ ይኸዉን? ቕድሚ ሕጂ ከምተገለፀ መሓመድ ሳልሕ በሀገራዊ ተበጉሶኡ ኮነ ብአዚዩ ፍሉይ ተፈታዊነቱ መቕተልቱ ዓቢ ስምብራት አብ ህዝቢን ሓለፍቲ ሰራዊትን ፀጥታን … more

መልሲ ንመጸዋዕታ ኣሰና

       መልሲ ንመጸዋዕታ ኣሰና        ቀለታ ኪዳነ 23.01.2009 ኤእጃምና ነበርክት ብታሪኽ ከይንሕተት፡ መጸዋዕታ ኣሰና ኣብ ወጻኢ ንዝነብሩ ኤርትራውያን  ብዝብል ኣርእስቲ ብዕለት 22 ጥሪ 2009 ኣሰና ዘመሓላለፎ  መጸዋዕታ ኣንቢበዮ። ኣብ መልሲ ቅድሚ ምእታወይ ግን እቲ ብኣሰና ንረኽቦ ዘሎና ሓበሬታን ምትብባዕን ንጊዜኡ ሓቅነቱ ንእመኖ ኣይንእመኖ  በቲ ኣሰና ዝገብሮ ዘሎ ኣስተዋጽኦን ሃገራውን ህዝባውን ዕማምን … more

ክልተ ተወሰኽቲ ሚኒስተራት ስልጣን ክለቁ ናብ ፕረዚደንት ጠለብ የቕርቡ።

ሚኒስተር ልምዓትን ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝን ዶር ወልዳይ ፍጡር፡ ከምኡ ‘ውን ሚኒስተር ንግድን እንዳስትርን ዶክተር ገርግሽ ተኽለሚካኤል ናይ ሚኒስተርነት መዝነቶም ክለቁ ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ወግዓዊ ጠለብ ከምዘቕረቡ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ነዞም ሓድሽ ጠለብ ኣቕሪቦም ዘለው ወሲኽካ ድምር ናይቶም መዝነቶም ክሓድጉ ናብ ፕረዚደንት ጥርዓን ዝመሓላለፉ ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ሓሙሽተ በጺሑ’ሎ።   … more

ንመሰረታዊ ለዉጢ፡ ትየዳሎ ህዝቢ

ኣየ ዘመን፡ ዘመን ግርንቢጥኣብ ክንዲ ትኽ! እትብል ትጉብጥኣብ ክንዲ ትስሕቕ፡ ትነብዕኣብ ክንዲ ትሕበን፡ ትሓፍር ዘይትኾርዕ    ሃገርና ብደቓ ካብ ትሕንቕቅ ትሕርቕም!!           ኣየ ዘመን፡ ዘመን ግርንቢጥኣብ ክንዲ ትኽ! እትብል ትጉብጥኣብ ክንዲ ትስሕቕ፡ ትነብዕኣብ ክንዲ ትሕበን፡ ትሓፍር ዘይትኾርዕ  ዉጽዕቲ ሃገር፡ ገና ዘይሓልፈላ ብደቓ ሓፊራ፡ ዳግማይ ተሸቑሪራ ዜጋታት ይሕለዉ፡ ከም ዝሸወተት ማሸላ ናይ ዉሑዳት ኮይና፡ ሃገር … more

NOTHING IS LEFT EXCEPT TO KICK THE EVIL OUT

In the event the current “Eritrean Government” is removed, ideally by EPLF members, the provisional government should follow the steps listed below: 1.  The provisional government should implement the constitution and call an election as soon as possible. 2. The provisional government should banish current party names such as EPLF, ELF … more

ብሓኽሊ ዶ ብሓኽለ? – በደል ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ሕዝባን- ግብረ መልሲ

ኣብ ውሽጢ መንግስቲ ኤርትራ ዘይምቅዳውን ምግምምማዕን ተፈጢሩ፡ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ትግባረ ቅዋምን ዝጠለቡ ሚኒስተራትን ኣባላት ባይቶን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ዝርከቡዎም ብ ‘ጉጅለ 15’ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምስ ተኣስሩ፡ ስሩዕ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራትን ሃገራዊ ባይቶን ተሪፉ፡ ስሉሳዊ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት፡ ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣዘዝቲ ስሪሒታት ዞባታትን እዩ ተተኪኡ። እንተኾነ እዚ’ውን ቅሳነት ኣየምጽአን። ኣብ ዝቐደሙ ክፋላት … more

አእጃምና ነበርክት ብታሪኽ ከይንሕተት ! – መጸዋዕታ ኣሰና ኣብ ወጻኢ ንዝነብሩ ኤርትራውያን

ካብ ማእከላይ ምብራቕ ክሳብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ካብ ኤውሮጳ ክሳብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተዘርጊሕኩም ኣብ ስደት እትነብሩ ዘለኹም ክቡራት ኤርትራዉያን ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ገና ነቲ ብናህሪ ዝምዕብል ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ናይታ ‘እትፈትዉዋ’ ሃገርኩም ክትኣምኑዎን ከይትኣምኑዎን ዋጋ ዕዳጋ እናገበርኩም ከለኹም፡ እቲ ኩነታት ባዕሉ ኣብ ባይታ ይቕድመኩም ከምዘሎስ ይስቆረኩም ‘ዶ ‘ሎ? ንኤርትራ ብሓቂ ተፍቅሩዋን ትፈትዉዋን … more

ተማሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ኤርትራ፡ ነቲ ኣብ ሰራዊትን ሚኒስተራትን ተጀሚሩ ዝጸንሐ ተቓውሞ ናብ ዝተወደብን ዝሓየለን ምንቅስቃስ ኣዕሪጎሞ።

ተማሃሮ ማእከላይን ላዕለዋይን ደረጃ ነቲ ብሰራዊትን ሚኒስተራትን ተጀሚሩ ዘሎ ናይ ለውጢ ኩነታት ብምድጋፍ፡ ንትግባረ ቅዋምን ሕጋዊ ስርዓትን ዝጠልብ ወግዓዊ ሰነድ ናብ መንግስቲ ብምቕራብ፡ ነቲ ተላዒሉ ዘሎ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ናብ ዝተወደበን ዝሓየለን ደረጃ ክብ ከምዘበሉዎ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ከምዝሓበሩዎ፡ እቶም ተማሃሮ ኣብ ዘቕረቡዎ ወግዓዊ ጠለብ፡  ተራ … more

ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ፡ ህግደፍ ብዘይኣፍልጦኡ ጎስጓስ ከየካይድ የጠንቅቕ፡ ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) ሰራዊቱ ኣብ ዘይኣምለኑ ኵናት ከምዘየሳትፍ የፍልጥ

 ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ኤርትራ ሜጀር ጀነራል ዑመር ሑሴን ጠዊል ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ግንባር ደሞክራሲን ፍትሕን ናብ ሰራዊትን ህዝብን ወሪዱ ዝኾነ ይኹን ጎስጓስ ከየካይድን፡ ካብን ናብን ምንቅስቓሱ ብዝምልከቶም ናይ ከባቢ ሰራዊት ከይተፈልጠ ክትግበር ከምዘይብሉን ከም ዘጠንቀቖም ናብኡ ቅርበት ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም። ብኻልእ ሸነኽ፡ ካቢኔ ሚኒስተራት … more