ጉጅለ ኦዲት ሚኒስትሪ ፋይናንስ ስርሓ ደው ከተብል ብቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ተኣዚዛ። መራሕታ ድማ ተኣሲሮም።

 ኣብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ዕማም ኦዲት (ገንዘባዊ ቁጽጽር) ተዋሂቡዋ ንቡር ዕዮኣ ከተሰላስል ዝጸንሐት ጉጅለ፡ “ካልእ” ኣብ ትሕቲ  ዝብል ዓምዲ ናይ ዝጠፍአ 2 ቢልዮን ናቕፋ፡ ግቡእ መቀባበሊ ሰነድ ብዘይምርካባ ክትሰርሓሉ ስለዘጸገማ፡ “ዓመታዊ ጸብጻብና ብግቡእ ክንዓጹ፡ እቲ “ካልእ” ዝብል ዘይንጹር ዓምዲ ኣጠፋፍኣ ገንዘብ ክንጽረልና ኣለዎ” ኢላ ናብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ደብዳበ ስለዝለኣኸት፡ ስርሓ ደው … more

ኣምሰሉ እንታይ ኢሉ? ኣሉ …ከም ኣመሉ !

‘ክቡር ፕረዚደንት ምስ መራኸቢ ብዙሃን ውሽጢ ሃገር ቃለመጠየቕ ክገብር ‘ዩ’  እናተባህለ ብ ‘ቲቢ-ኤረ’ ክውቃዕ ዝቐነየ መናፍሕ ሰዓቱ ኣኺሉስ፡ ነቲ ማንም ዝኣመቶ ኻዕቦ ሓሶትን ኣሉታን ሰሚዕናዮ። ኣምሰሉ ከም ኣመሉ ኣሉ ክብል ኣምስዩ።  እቲ ሓሶት፡ ቃለመጠየቕ ቅድሚ ምፍላሙ እዩ ጀሚሩ። ‘ቲቢ-ኤረ’ ‘ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ መራኸቢ ብዙሃን ውሽጢ ሃገር ቃለመጠየቕ ክገብር እዩ’ ብምባል፡ … more

ለበዋ ንሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ

ዓመተ 2008 ኣብ ምዝዛማ ኣብ ልቢ ኹልና ኤርትራውያን ዓቢ ተስፋ ዘሪኣ እያ ሓሊፋ።  ዓመተ 2009’ውን ኣነስ መዓስ ሓሚቐ ክትብል ነቲ ተስፋ መመሊሳ’ያ ተጓዕፍሮ ዘላ።  ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከም መንዳዓት ኮይኑ ዘሳቕየና ዝጸንሐን ዘሎን ትፋእ ታሪኽ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ መሓውራቱ ብቕሉዕ ክለምስ ጀሚሩ’ሎ።ዓመተ 2008 ኣብ ምዝዛማ ኣብ ልቢ ኹልና … more

In the Event DIA Is Removed

In the event the current “Eritrean Government” is removed, ideally by EPLF members, the provisional government should follow the steps listed below: 1.  The provisional government should implement the constitution and call an election as soon as possible. 2. The provisional government should banish current party names such as EPLF, ELF … more

ግርምቢጥ ዕላል ኢሳያስ ምስ ቴቪ-ኤረ

ፈላጥ ብዙሕ ኣይዛረብን። ፈላጥ አብዘይምልከቶ ነገራት’ውን ኣየውደኽኽን። ፈላጥ ሰብ ብዛዕብኡ ጥራሕ ዘይኮነስ ብዛዕባ ካልኦት ህልውናን ሰብኣውነትን’ውን ይሓሰብ። ናይ ፖለቲካ ኪኢላታት’ውን ድዛረብዎን ከስዕቦ ዝኽእል ፖለቲካዊ ክሳራታት ብውልቃዊ ረብሓታቶም ጥራሕ ዘይኮነስ ብክብሪ ህዝቦምን ሃገሮምን ዓይኒ ኢዮም ዝጥምትዎ።ግርምቢጥ ዕላል ኢሳያስ ምስ ቴቪ-ኤረብክብሮም አሰፍሃ ፈላጥ ብዙሕ ኣይዛረብን። ፈላጥ አብዘይምልከቶ ነገራት’ውን ኣየውደኽኽን። ፈላጥ ሰብ ብዛዕብኡ … more

Command Economy as Failed Model of Development: Lessons Not Yet Learned – The Case of Eritrea

Paper presented at the Thirteenth World Business Congress, Maastricht School of Management, Maastricht, The Netherlands, July 14-18, 2006 and developed further several times on the basis of the reviewers comments Desalegn Abraha, Ph.D., Associate Professor School of Technology and SocietyUniversity of Skövde Paper presented at the Thirteenth World Business Congress, … more

ጅግና ተሰዊኡ ጽንዓትን ትብዓትን ይሃበና

ኮ/ል ተስፋልደት ስዩም ምሉእ ዕድምኡ ከይተጻዕደ ፈለማ ምእንቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ድሒሩ ምእንቲ ፍትሒ ካብ እምነቱን ዕላምኡን ነቅ ከይበለ እንዳተቃለሰ ግቡኡ ፈጺሙ ብዕለት 26 ታሕሳስ 2008 ተሰዊኡ።ወዲ ስዩም ንእስነቱ ጌና ለግ-ለግ ከሎ ሂወቱ ምእንቲ ህዝቡ ወፍዩዋ። መዋእሉ ኣብ በረኻን ከርተትን ምስ ጥይትን ዓረርን ወዲእዎ። ንነብሱ ንሓዳሩ ንስድርኡ ሓሲቡ ኣይፈልጥን። ኩለንትንኡ ሃሙን … more

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዊዓ ኣሲሩዎም ዝነበረ ናይ ፖለቲካ እሱራትን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲን ናብ ደሴት ዳህላክ ኣግዒዙዎም።

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዊዓ ኣሲሩዎም ዝነበረ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት መንግስቲ ብሓላፍነት ዝሰርሑ ዝነበሩ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብ5 ጥሪ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ናብ ደሴት ዳህላክ ከምዘግዓዞም ኤሪትርያ ዎች ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሊጡ።እቶም ናይ ፖለቲካ እሱራት ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ሃገራዊ ድሕነትን ሰራዊትን ኮይኖም ኣብ ኣገደስቲ ቦታታት ናይቲ … more

ሰራዊት ኣልዒሉዎ ዘሎ ሕቶ ፡ መሰረታዊ ጠለብ ህዝቢ ‘ምበር ሕቶ ደሞዝ ከምዘይኮነ ኮሚተ ድሕነት ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ኣፍሊጡ።

እቲ ሰራዊት ኣልዒሉዎ ዘሎ ሕቶ ፡ መሰረታዊ ጠለብ ህዝቢ ‘ምበር ሕቶ ደሞዝ ከምዘይኮነ ኮሚተ ድሕነት ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ኣፍሊጡ። “ሃገርና ኤርትራ ዘላቶ ክውንነት ብምስትብሃል ንሕና ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ዘቕረብናዮ ሕቶ: መሰረታዊ ጠለብ ህዝቢ ኤርትራ ድኣ ‘ምበር፡ ብተናጸል ዝረአ ናይ ውልቅና ሕቶ ደሞዝን ከብዲ-ምላሽን ከምዘይኮነ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ፈተውቱን ነፍልጥ” ክብል … more

ሃገርና ብደቓ ካብ ትሕንቕቅ ትሕርቕም!!

ኣየ ዘመን፡ ዘመን ግርንቢጥኣብ ክንዲ ትኽ! እትብል ትጉብጥኣብ ክንዲ ትስሕቕ፡ ትነብዕኣብ ክንዲ ትሕበን፡ ትሓፍር ዘይትኾርዕ    ሃገርና ብደቓ ካብ ትሕንቕቅ ትሕርቕም!!           ኣየ ዘመን፡ ዘመን ግርንቢጥኣብ ክንዲ ትኽ! እትብል ትጉብጥኣብ ክንዲ ትስሕቕ፡ ትነብዕኣብ ክንዲ ትሕበን፡ ትሓፍር ዘይትኾርዕ  ዉጽዕቲ ሃገር፡ ገና ዘይሓልፈላ ብደቓ ሓፊራ፡ ዳግማይ ተሸቑሪራ ዜጋታት ይሕለዉ፡ ከም ዝሸወተት ማሸላ ናይ ዉሑዳት ኮይና፡ ሃገር … more

ስርዓት ህግደፍ 54 ኣመንቲ ክርስትና ኣሲሩ።

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሓድሽ ዓመት 2009፡ ብዕለት ሓደ ጥሪ ኣብ ከባቢ ማይ ጃሕጃሕ ጸሎት ይገብሩ ንዝነበሩ መብዛሕተአን ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 54 ኣመንቲ ክርስትና ተጸናትዩ ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም።ኣብ መንጎ’ተን ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ተዳጕነን ዘለዋ ብዙሓት ኣደ ቖልዑ፡ ፍረወይኒ ተወልደ ዝተባህለት ዘጥቡ ዘይብሉ ወዲ 8 ወርሒ ህጻን ኣብ ቤት ዝሓደገት ኣደ ትርከበን።  … more

ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ተሰዊኡ።

ስርዓት ህግደፍ ምስጢር ክሓብእ ክብል፡ ብዘይ ዝኾነ ይኹን መሰነይታ ብሰላሕመላሕ ሓመድ ከምዘልበሶ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣፍሊጦም።ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ብሪኢቶኡ ምስ ጉጅለ 15 ዝተዛመደ ኢዩ ተባሂሉ ምስ ሓዉ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህዝባዊ ግንባር ደሞክራስን ፍትሕን ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራን ዝነበረ ብሪጋደር ጀነራል እስቲፋኖስ ስዩም ኣብ መስከረም 18 … more