“ብኡኪ ዝነቐሰ ተለኩቱ ዝነበረ እዝኒ ህግደፍ ነቒዑ” – ሕጂ ነቲ ነቒዑ ዘሎ ምቕራፍ ናይ ህዝቢ ጊደ የድልዮ።

DC_1

“ብኡኪ ዝነቐሰ ተለኩቱ ዝነበረ እዝኒ ህግደፍ ነቒዑ” ሕጂ ነቲ ነቒዑ ዘሎ ምቕራፍ ናይ ህዝቢ ጊደ የድልዮ።  ብግንቦት 24, 2013 ኣብ ዝተገብረ ዕውት ሰላምዊ ሰልፊ ኣንጻር ብውልቀ መላኺ ዝምራሕ ስርዓት ህግደፍን ናይ በለጽ ኣጣቓዕቱን ከም ተኻየደ ይፍለጥ። እቲ ንነዊሕ እዋን ፡ ድምጽን ኣውያትን ህዝቢ ኤርትራ፤ ንሰላምን ፍትሕን ከይሰምዕ ብንዕቀት ተሎኪቱ ዝነበረ … more

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ

History

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ Iይ ክፋል መእተዊ “ንኣብ ስልጣንካ ዝመጻካ ሰብ ክልተ ግዜ ቅተሎ። መጀመርታ ስግኡ ደሓር ከኣ መንፈሱ። እቲ ምንታይ ስግኡ ቀቲልካ መንፈሱ እንተደኣ ገዲፍካያ ሓደ መዓልቲ መንፈሱ ስጋ ለቢሳ ክትመጸካ ኢያ። ስለዚ ተጠንቀቕ!” እዛ ዕላማ እዚኣ ሓንቲ ካብተን ህሩፋት ስልጣን ወይ ድማ ውልቀ-መለኽቲ ኣብ ቅድሚት ካብ … more

HERE AND THERE

Fitsim_new

HERE AND THERE By Fetsum Abraham Eritrean Press Statement Tuesday, 14 May 2013 07:13 | PDF Print E-mail Press Release – Press Release  shabait Eritrea Rejects Amnesty International’s Wild Accusations “Eritrea rejects in the clearest of terms Amnesty International’s wild accusations that  it has “jailed at least 10,000  political prisoners.” Amnesty’s    transparently    political     assault    on    Eritrea     is    totally unsubstantiated, with … more

ከም ወዲ ተምነዎ ኩሉ ዓቅሙ እንተዝሕጎም ታሪኽና ምሃብተመ

ከም ወዲ ተምነዎ ኩሉ ዓቅሙ እንተዝሕጎም ታሪኽና ምሃብተመ “ንምጽናት ሓደ ሕዝቢ፡ እቲ ዝቀለለን ዕውትን ብልሓት፡ ታሪኹ ከምዘይፈልጥ ምግባር እዩ።“  ጆርጅ ኦርወል ፖለቲካዊ ምንቅስቃሳት ኤርትራውያን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ፡ ሎም ብመንጽር ትማል፡ ብኣወዳድብኡን፡ ብቁጽሪ ብዝሒ ተሰላፊ ኣብ ክሊ ደለይቲ ለዊጢን: ኣብ ዝሓሸ ኹነታት ይርከብ። እቲ ምኽንያታት ብዙሕ እዩ። ንምትንታኑ ድማ ርእሱ ዝኸኣለ … more

The Killing Fields of Eritrea No.2

Prisoners_1

June 03-2013 by Tesfazghi Yitbarek In the previous article, The Killing Fields in Eritrea No.1, I was quoting The United Nation’s Special Rapporteur, Mrs. Sheila B.  Keetharuth , who  handed over recently the  report to: The Human Rights Council, which as expected from a humble, capable and  independent person finished … more

ውሩይ ደራፋይ ብሌን ኤልያስ መስመር መብራህቱ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑዎ።

Elias_Ms

ስርዓት ህግደፍ ንመዓልቲ ናጽነት ኣመኽንዩ ኣብ ወጻኢ ኣብ ዘዳለዎ ናይ ፕሮፖጋንዳ ጽምብላት ንምስታፍ ዝለኣኾ፡ ውሩይ ደራፋይ ብሌን ኤልያስ መስመር መብራቱ ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ኣብ ስዊዘርላንድ ከምዝተሸርበ ምንጭታት ሓቢሮም። ስነጠበበኛ ኤልያስ መስመር፡ ኣብቲ ህግደፍ ዝሃቦ ተልእኾ ተሳቲፉ ሓንቲ ደርፊ ከይደረፈ እዩ ብቐዳም ካብቶም ምስኡ ዝመጹ ጉጅለ ባህሊ ተፈልዩ ኣብ ከተማ … more

ኣገናዕ ወዲ ህዝቢ!

ኣገናዕ ወዲ ህዝቢ! ዚኾነ ይኹን ስነ ጥበበኛ ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ኪኸውን ባህርያዊ ጥራይ ዘይኮነስ ግዴታውን’ዩ። ምኽንያቱ፡ፍርያትካ ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ ስለ ዚኾነ በቲ ኣብ ቅድሚ ዓንኻ ዚሳቐ ዘሎ ውጹዕ ህዝብኻ ብሓሶትኪትሽቅጥ ነውሪ ጥራይ ዘይኮነስ ዘሕፍርውን ስለ ዚኾነ! ስለዚ፡ ኤልያስ መስመር ወሲዱዎ ዘሎ ስጉምቲ፡እቲ ኪኸውን ዘለዎ ቅኑዕ ስጉምቲ’ዩ። ስለዚ፡ ኣገናዕ ወዲ ህዝቢ በሉዎ። ንሕናውን ወጽዓ ህዝቢ ኪንጻወሮስለ ዘይከኣልናን ሕልናናን ሞያናን ስለ ዘይፈቐደልናን ኢና’ምበር ህግደፍ ፈቲዩና ዘይኮነስ መጋበርያመታን ክገብረና ኢሉ ኡፉኡፍ እናበለና ኢና ራሕሪሕናዮ ኣብ ጎድኒ ፍትሕን ህዝብን ተሰሊፍና ዘለና። ድምጻውያን ኤርትራ ዓቢ ንእሽቶኹም ንስኻትኩም እኮ ጓሶት ህዝቢ ኢኹም ብምልኪ ክሳቐ ኣብ ማሕዩር ህዝብኹም ፍንጭራዕ ክትብሉ ልግዐኡ ሰቲኹም ብጓይላን ደበላን ተጥፍእዎ ኣለኹም! ህዝቢ ኣብ ቀይዲ ከሎ ከይዕንገል ሰሪሑ ንግሆ ምስ ቆረሰ ዘይረክብ ምስሑ ቆፎኡን መሶቡን እንከሎ ጥርሑ መዘምራን ህግደፍ ብሓሶት ክትረብሑ *ጦብያ ናይ መላኺ ኣብ መድረኽ ክትነፍሑ *ኣብ ዓለም ዘየሎ ኣእምሮ ዝቐረጾ ጽቡቕ ነገር ሽሻይ ኣሎ ትብሉ ከም ሑጻ ምብዝሑ! ንብዓት ማይ ወዲኡ ህዝቢ ደም ነቢዑ ኣእዛኑ ኣጽሚምኩሞ ከበሮ ክትወቕዑ ውሑዳት ሰብ ዕጫ በይንኹም ክትበልዑ ኣብ ጸላም እንከሎ ህዝቢ ተወጺዑ ብርሃን ኮይኑ ኢልኩሞ ባና ተወሊዑ! ካብ ሓደጋ ጥሜት ከድሕና ንነብሲ ንቑጽ ባኒ ኣብ *ውጩ ጠሚዑ ኪዃሲ *ብማይን ብበርበረን ጥራይ ዝስራሕ ጸብሒ ድኻታት ኣብታ መረበቱ ኣብ ጸላም የምሲ፡ ጐርዞ ግን ኣብ መድረኽ ምልኪ ክትውድሲ ሓሊፉሉ ኢልክዮ ሽሻይ ኮይኑ ራሕሲ! “ፍረ ጻማ ናይ ዓወት ትክክል’ዩ እቲ ዘረባ ጻማና’ዩ እዚ ራህዋ ንንበሮ ብዓጀባ ዘይውዳእ ሓጐስ ዘይረግፍ *ሕዮባ       *ጻዕዳ ዕምባባ ዘሎዎ ገረብ ትሃንና ነውጽእ ነኹድደሉ’ዚ ከብከባ!” ይብለና’ሎ ህግደፍ ብልሳን ኣባጊዕ … more

ቪቫ ወዲ ኣፎም!

Isaias_Af10

ቪቫ ወዲ ኣፎም! እናፈለጡዎ *መቓፍር ምዃኑ  *ተንኮለኛ፡ ተካል ዚመጋብሩ ምሁራት’ዛ ሃገር *ቃቤላ ዘዕኑ  *ዓንዲ ማእከል፡ ጸዋር ኩሉ እናረኣዩዎ እወ ከጽንት ጀጋኑ ሃገራዊ ወኒ ዘይሰዓር ኮይኑ ንናጽነት ሃገር ዓጢቖም ኣብ ጎድኑ! ድሕሪ ናጽነትውን ቀጺሉ ቅንጸላ ህዝቢ እናታለለ ብዲጋ ብዒላ ዚጭበጥ ዚድህሰስ ዚቕመስ ዘይብላ ብሙዚቃን ከበሮን ብጣቒዒት ጓይላ ሓሊፉላ ሃገር ይብለና ማዕቢላ መከራን … more

ምስማዕን ምውህላልን ትምህርቲ እዩ።

eritrea_asmara

መበገሲ ጽሑፈይ ብክልተ ገዳይም ተጋደልቲ ዝነበሩ፣ ተስፋይ ተምነዎን ኣድሓኖም ገረማርያምን ዝቐርብ ዘሎ በበይኑ ታሪኻዊ ኣገላልጻ ዝምልከት እዩ። ክልቲኦም ተጋደልቲ ብ 1972 ናብ ህዝባዊ ግንባር ብሓንቲ መዓልቲ ዝተሰለፉ እዮም። ኣብ ታሪኻዊ መግለጺኦም ዘሎ ፍልልዮም ብዘየገድስ፣ ንሃገራዊ ናጽነት ስለዝተቓለሱ ንእስነቶም ስለዝወፈዩ የኽብሮም። ኣነ ብ-1981 ስለዝተወለድኩ ብክልቲኦም ዝግለጽ ዘሎ ታሪኽ ንዓይ ብዕድመ መሰታይ … more

Renaissance / ትንሳኤ

Boatflag

ኣብ ቤት ት/ቲ ጎዳይፍ ሻብዓይ ክፍሊ እናተመሃርና ኢዩ፡ መምህር ተስፋይ ናይ ታሪኽ ፍልጠቱ ንተመሃሮኡ ከሕልፍ ብዝነበሮ ልዑ ል ተገዳስነት፡ ንዘመነ-እምኒ፡ ማዕከላይ መዋእልን ካልእን ኣስተምሂሩ ኣብዛ ተጠቒሳ ዘላ ኣርእስቲ ምስ በጽሐ፡ ብሓጺር ኣገላልጻ “R enaissance means to born again“፡ ረነይሰንስ ማለት ዳገማይ ምውላድ ማለት ኢዩ“ ምስበለ ኩላህና ከምዝተረዳኣና ይዝከረኒ። ምስጋና ነቲ … more

ፖለቲካ ኣፍሪቃን ማሕለኻታቱን

Africa_Anniversay

ፖለቲካ ኣፍሪቃን ማሕለኻታቱን መራሕቲ መንግስታት ኣፍሪቃ፡ ኣብቲ ብዙሕ ምድላዋት ዝተገብረሉን ኣብ ሓድሽ ህንጻ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተኻየደን ጽንብል መበል 50 ዓመት ምምስራት ዉድብ ሓድነት ኣፍሪቃ/ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክዉሕዙ ድሕሪ ምቕናይ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ነቲ ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ከም ዝጸንበልዎ ዝዝከር ኢዩ። ካብ ዝምስረት 50 … more