Your Excellency, President Isaias Afwerki: We write to convey our most sincere congratulations upon your country’s normalisation of diplomatic relations with Ethiopia. This is a development much appreciated by all Africans of goodwill. We write to you in our capacity as citizens of Africa to pledge our unequivocal solidarity with all the people of Eritrea. This includes the many Eritreans we see enduring all manner of risk and suffering in search of a better life outside their homeland. We acknowledge that we too hail from nations with varying governance and developmental challenges. We
No posts were found.
እቲ ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ናብ መራሒ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝጸሓፉዎ ደብዳበ፡ ኣብ ኩነታት ፖለቲካን ዲፕሎማስን ኣፍሪቃ ሓድሽ ምዕራፍ ዝኸፈተ ተበግሶ እዩ። እቲ ኣብ መበል 55 ዓመት ዝኽሪ ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ዝለኣኹዎ ደብዳበ፡ ምስ ጽባሕ ናጽነት ኤርትራ ብምግጣሙ፡ ረዚን ትእምርታዊ ኣገዳስነት ኣለዎ። ንኣፍሪቃዊ ናይ ሓድነት መንፈስ፡ ከምኡ `ውን ንልደት ናይታ ድሕሪ ነዊሕን ፈታንን ቃልሲ ዝተወልደት ሓዳስ ኣፍሪቃ ዘመንጨወ ናይ ሓርነት መንፈስን ከኣ የዘኻኽር። እቲ ናብ ኤርትራ በጺሖም ምስ ሚኒስተራት መንግስቲ፡ ከምኡ `ውን ምስቶም ሲቪካውን ቅዋማውን መሰሎም ብምጥቃሞም ጥራይ ብዘይ ዝኾነ ሕጋዊ መስርሕ ንልዕሊ 17 ዓመታት ዝተመቚሑ ጋዜጠኛታት ዝርከቡዎም እሱራት ክትራኸቡ ድሌት ከምዘለዎም
No posts were found.