ኣየ እንተትምለስ

M

ኣየ እንተትምለስ ኣየ እንተትምለስ ዋላ ንሰዓትታት ምረኣኻዮ ናይ ህዝቢ ስቅያት እቲ ሃጽ ኣቢሉ ዘጽደፈካ ኩሉ ኣይተቀየረን እንሆ ከምኡ ኢሉ ። ኣየ እንተትምለስ ንካልኣይ እዋን ምተረዳእካ ጌጋ ልኡም ምዃን ምቀየርካ ስልትኻ ብቅጽበት ኣብ ዓዲ መትከልካ ክንዲ ስደት ። እንተትምለስ ሓቂ ንክትነግር መብራህካሎም ተገዲድካ ዶብ ከምእትሰግር እምበር ምርጫኻስ ምስ ስድራኻ ክትነብር ቁራስ … more

ኣብ ኤሮጳዊ ሕብረት ካብ 13-23 ጥቅምቲ ናይ ሓተትቲ ዑቕባ ኣሰር ኣጻብዕቲ ናይ ምምዝጋብ ዝተወሃሃደ ወፍሪ ክካየድ ምዃኑ ተፈሊጡ።

Refugees_run

ደረት ኣልቦ ዋሕዚ ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ ዘሰንበደን ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ካብ 13-23 ጥቅምቲ ዝተወሃሃደ ኣሰር ኣጻብዕቲ ናይ ስደተኛታት ናይ ምምዝጋብ ወፍሪ ወፍሪ ከካይዳ ምዃነን ተፈሊጡ። ኣብዚ ዓዲ ጥልያን ናይ 6 ወርሒ መሪሕነት ሕብረት ኤውሮጳ ሒዛትሉ ዘላ ግዜ እዚ ስጉምቲ ‘ዚ ዝውሰደሉ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት ኣብዚ ዓመት’ዚ ክሳብ 100 ሽሕ ዝበጽሑ … more

ደሃይ ካብ ኤርትራ፣ ኣብያ ምኽታት ናይቶም ብግዴታ ዝዓጠቑ ሲቭል ኤርትራውያን ናብ ኣስመራ ልሒሙ።

Asmara_Summer_armed_small

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ዕጡቓት ሲቪል ናብ ታዕሊም ብዝብል ምኽንያት ንምኽታቶም ትማሊ ቀዳም ኣብ ኣስመራ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ዝገበሮ ብተቓውሞ ህዝቢ ፈሺሉ። እቶም ጻውዒት ዝተገብረሎም ዕጡቓት ሲቪል በብዘለዉዎ ጠፊኦም ኣብቲ ናይ ቆጸራ ቦታ ምምጻእ ክኣብዩ ከለዉ፣ ትሕቲ ዕድመ መንእሰያትን ቆልዑን ነቶም መኻይን ኣኸቲሎም ዝመጽኡ ዕጡቓት ወተሃደራት ኣእማን ብምድርባይ ተቓውሞኦም ገሊጾም። … more

እዛ እዋን

crossroads1

እዛ እዋን ፍሥሐየ መብራህቱ እዛ እዋን መን ኣምጽኣ? መን ዋናኣ? ሓመድ ጣቓ ብዋግዋጎ – ንሰማዒ ሃናት ህጎ ንወሃቢ ጠማዕ ንፍጎ – ንስታዪ ማይ መዓጎ እሾኽ ዳንዴር ምስ ጸጎጎ – ሓራም’ያ ንበሃጎ ኣለውዋ ዝዋጥዩ – ዓዲ መዓር ጸባ እናበሉ ዝቃነዩ። ‘ዛ ዘበንና ክንደይ ዋጋኣ? – ዕዳጋዶ ክነውጽኣ? ኣፈይ ሕቱም ከይጸባጸብ  – … more

መልቀስ: ንዝኽሪ ላምባዱስ!!

Coffins_Lampedusa_Eri

መልቀስ ንዝኽሪ ላምባዱስ!!!!!!!!!! ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!! ኢለ ክዝክሮ ዘይተርኽቦ ደበሳ!!! ክንዝክሮ ዝመረረ!!!ሓዘን ላምባዱስ ዝኸበደ ሓዘን ዘይብሉ ደበሳ ወዲ ኮነ  ጓላ ክንደይ ተረሚሳ ወላዲት መናእሰይ ከብዳ ተሓሚሳ ኮይናዶ ተርፈት ሃገርና ዘይብላ ዝደበሳ።   ክንደይ ይመርርር መዓንጣኻ ዘሕረረ ገሪሙኒ ኣነስ ሓዚነ ሓሪረ ብሓደ እዋንዶ እዚኹለ መረረ ዓለም ሓዚና መዕንጣኣ ተኾምተረ ሕልፈት ኤርትራ ኣብ ዓለም … more

ኢራን ካብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዝተኻረየተን ሰለስተ ደሴታት ንተቓወምቲ ኣልሑቲ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክትህቦም ከምዝጸንሐት ሓደ ውሩይ ኣረባዊ ጋዜጠኛ ጠቒሱ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ እኩባት ደሴታት ዳህላክ ሰልስተ ዴሴታት ንኢራን ኣካርዩዋ ከምዘሎ ኢራን ከኣ መዐለሚ ናይቶም ኣል-ሑቲ ዝብሃሉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ትጥቀመለን ከምዘላ ዶክተር ዓብደላ ዝተባህለ ውሩይ ጋዜጠኛን ተንታኒ ፖለቲካን ምስ ሓንቲ ናይ ዓረብ ቴለቭዥን ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ ሓቢሩ ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 126 ካብ ዝኾና እኩባት ደሴታት ዳህላክ ሰልስተ ዴሴታት ንኢራን ኣካርዩዋ ከምዘሎ፣ ኢራን ከኣ መዐለሚ ናይቶም ኣል-ሑቲ ዝብሃሉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ትጥቀመለን ከምዘላ ዶክተር ዓብደላ ዝተባህለ ውሩይ ጋዜጠኛን ተንታኒ ፖለቲካን ምስ ሓንቲ ናይ ዓረብ ቴለቭዥን ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ ሓቢሩ ።

ብመሰረት ሓበሬታ ዶር ዓብደላ፣ እቶም ኢፓብሊካን ጋርድ ዝዓለሞም ሽዓውያን ምልሻ ታዕሊሞም ምስ ወድኡ ካብተን ናይ ኤርትራ ደሴታት መዲ ብዝተባህለት ናይ የመን ወደብ ናብ የመን ከምዝሰግሩ ኣረዲኡ።

እቲ ብኢራን ዝወሃብ ታዕሊም ዝተፈላለየ ወተሃደራዊ ሞያታት ዘጠቓለለ ኮይኑ ካብ 2-6 ወርሒ ከምዝውድእ ዶር ዓብደላ የገንዝብ።

መዲ ካብ ሑዴዳ 40 ኪሎሜትር ኣቢላ ኣብ ጥቓ ዶብ ስዑዲ ዓረብ እትርከብ ወደብ እያ።

ሽዓውያን ተቓወምቲ ኣል-ሑቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንዋና ከተማ ሰንዓ ብሓይሊ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ምስ ሰበስልጣን ናይቲ ዝወደቐ ስርዓት ብምዝታይ ልፍንታዊ መንግስቲ ኣብ ምቛም ከምዝርከቡ ይፍለጥ። ቀንዲ መበገሲ ተቓውሞ ናይቶም ሽዓውያን ተቓወምቲ በቶም ዝቐደሙ መንግስታ የመን ፖለቲካዊ ምንጻልን ምግላልን ምዃኑ እዩ ዝሕበር።

VN:F [1.9.22_1171]
Rating: 3.0/5 (23 votes cast)
VN:F [1.9.22_1171]
Rating: -1 (from 19 votes)

Eritrea rents 3 islands to Iran says Dr. Abdallah, a famous journalist and political analyst in a local TV Interview – Watch the intv on the TV clip

eritrea12

Eritrea has rented 3 of its 126 islands to Iran says Dr. Abdallah, a famous journalist and political analyst in an interview with a local TV Station.   According to Dr. Abdallah, Iran’s Republican Guard are training the Yemeni-Shiite armed rebel group Al-Houthis in three of the rented Islands. The trained … more

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ካርቱም ዓሪፉ

Turki

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መፋርቕ ሱሳታት ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጸምቢሩ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መበል 70 ዓመቱ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ካርቱም ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ።   ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ዒራቕ ብሕጊ ድሕሪ ምምራቑ ኣብ ክፍሊ ሕጊ ተጋድሎ … more

ሓቛፊት ደርሆ’ኳ !

mengistu_isu

ሓቛፊት ደርሆ’ኳ !   ‘ኣታ ሓዞ! ሓዞ’ንዶታ!’ ‘ኣልግስ ፈንወኒ ኣይትሓዘኒ!’ ‘ኣንታ ቀስ’ንዶ በል! ደሓንዲኻ!?’ ‘ከሊየኒ ያኣኸ! ከሪአካ’የ ስራሕካ ኣታ ሓሳዊ! ኣሕዋትና ብሰንክኹም ይጠፍኡ ኣለዉ!’ ብምባል፡ ዋዕዋዕ ክብሉ ምስ ሰማዕናዮም ኢና ኣነን ናስር ዓርከይን ብስንባደ ካብቲ ተቐሚጥናሉ ዝነበርና ሰድያ ተንሲእና፡ ብጉያ ተጸንቢርናዮም። ሓደ ወዲ ሓዝሓዝ ዝብሉዎ መንእሰይ፡ ንሓደ ኣቦ መንበር ሽማግለ … more

ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ንመን ድኣ….? – ሻድሻይ ክፋል

Mike_emba

                                           ሻድሻይ ክፋል                        ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ንመን ድኣ….? ሓሙሽተ ክፋላት ጽሑፍ ኤርትራ ንኤርትራውያን ንመን ድኣ…? ከም መእተዊ ናብቲ ቀንዲ ዛዕባናን ገለ ገለ እዋናውያን ጉዳያትን ዘጠቓለለ ኢዩ ነይሩ፡፡ ማዕረ እቶም ብወገነይ ዝቐረቡ መእተውን መረዳድእን ሓሳባት፡ ብብዙሓት ነበብቲ እዚ ጽሑፍ ዝቐረበ ርእይቶን ነቐፌታን ምኽርን እውን ጽሑፈይ ዕሙቀትን ስፍሓትን ንኽህልዎ ኣዝዩ … more

Breaking News: ስርዓት ህግደፍ ብድፍኢትን ተጽዕኖን ገዳማት ኤርትራ፥ ነቶም ወኪላቱን መጋበርያታቱን ገይሩ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ዘጽንሖም ክልተ ካድራት ዮፍታሄ ድሜትሮስን ሃብቶም ርእሶምን ካብ ሎሚ ጥቅምቲ 9, 2014 ካብ ስራሕ ኣባሪርዎም።

Yftahe_D

ስርዓት ህግደፍ ብድፍኢትን ተጽዕኖን ገዳማት ኤርትራ፥ ነቶም ወኪላቱን መጋበርያታቱን ገይሩ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ዘጽንሖም ክልተ ካድራት  ዮፍታሄ ድሜትሮስን ሃብቶም ርእሶምን ካብ ሎሚ ጥቅምቲ 9, 2014 ካብ ስራሕ ኣባሪርዎም። እዞም ምሕረትን ሓልዮትን ዘይብሎም ኣዛብእ፥ ሞባእ ቤተ ክርስቲያን እናሸምጠጡ፥ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ መሕብኢ ጎሓሉን ካድራት ህግደፍን ገይሮማ ዝጸንሑ እዮም። … more

ደሃይ ካብ ኤርትራ፣ ትማሊ ሰንበት 6 ጥቅምቲ ልዕሊ 80 እሱራት ካብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ኣምሊጦም።

Tsaeda_Kirstyan

ትማሊ ሰንበት 6 ጥቅምቲ ልዕሊ 80 እሱራት ካብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ብምምላጥ ተሰዊሮም። እቶም ናብ ከባቢ ጻዕዳ ክርስትያን ከምዝሃደሙ ዝተረድኡ ሓለዋ ቤትማእሰርቲ ነቶም እሱራት ከርክቡ ናብ ጻዕዳ ክርስትያን ኳ እንተኸዱ ህዝቢ ‘ቲ ዓዲ ድሮ ሓቢኡዎም ስለዝጸንሐ ክረኽቡዎም ኣይከኣሉን። እቶም ወተሃደራት ንዘዝረኸቡዎ ሰብ ክሓቱን ከሰራጥዩን ዝረኣየ ተገሪሁ ዝጸንሐ ሓደ ኣማኑኤል ዝተባህለ … more

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብግዴታ ብረት ኣትሒዙ ህዝባዊ ስራዊት ኢሉ ካብ ዝሰርዖም ሲቪል ነቶም ትሕቲ ሓምሳ ንታዕሊም ክብገሱ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ተቓውሞ የጋጥሞ ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም።

Asmara_Summer_armed_small

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብግዴታ ብረት ኣትሒዙ ህዝባዊ ስራዊት ኢሉ ካብ ዝሰርዖም ሲቪል ነቶም ትሕቲ ሓምሳ ንታዕሊም ክብገሱ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ተቓውሞ የጋጥሞ ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝገበሮ ናይ ታሪፍ ለውጢ ንህዝቢ ኣሰንቢዱዎ ምህላዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብግዴታ ብረት ኣዕጢቑ ህዝባዊ ስራዊት ኢሉ ካብ ዝሰርዖም ሲቪል … more

ምትእትታው ስርዓት ህግደፍ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ብዝሓየለ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ።

Yftahe_D

ስርዓት ህግደፍ፥ ምሉእ ብምሉእ ምቁጽጻሩ ክጥዕሞ፥ ኣብቲ ቤተ ክርስቲያን ከምድላየይ ክዕንድር ይዕንቅፉኒ እዮም ንዝበሎም፥ ምሁራትን ለባማትን ደቂ እታ ቤተ ክርስቲያን  ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ፥ እንኮ ናይ ስነ መለኮት ምሁር ኣቡነ መቃርዮስ፥ ናይ ታሪኽ ገዳማትን ታሪኽ ኤርትራን ፈላጥ መምህር ተወልደብርሃን ዓምደመስቀል፥ ናይ ትርጓሜ መጻሕፍቲ መምህር መጋቤ ምሥጢር መብራህቱ ሞባእ፥ ናይ ቀኖናን ሰርዓት … more

ዝክሪ ንግዳያት ላምፐዱሳ: ኣብ በሊንዞና ካንቶን ትችኖ ወይ ሉጋኖ ከባቢኣን: ሃገር ስዊዘርላንድ

Swiss_memo_3

ዝክሪ ንግዳያት ላምፐዱሳ   ኣብ በሊንዞና ካንቶን ትችኖ ወይ ሉጋኖ ከባቢኣን    ሃገር ስዊዘርላንድ ንዝክሪ ብ03.10.2013 ግዳያት የሕዋትና ኣብ ላምፐዱሳ ዝኮኑ ናይ ቦክሪ ዓመት ብዕለት 03-10-2014 ኣብ ከተማ በሊንዞና ካንቶን ትችኖ ወይ ሉጋኖን ከባቢኣን ሃገር ስዊዘርላንድ ፣ካብ ሰዓት 17.30 – 20.30 ናይ ምሸት፣ ምስ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰብ ኤረትራን፣ ሕብረተሰብ ኣፍሪቃውያንን ፣ኤውሮፓውያንን … more

Hidden Oppression in Eritrea

Asmara-Panorama

By VITTORIO LONGHI In Europe’s debate about how to deal with the flow of desperate migrants from Africa, there is an important element missing: the crisis in Eritrea. Every month almost 4,000 Eritreans flee to escape oppression, according to a United Nations special rapporteur. A visit to Asmara, the Eritrean … more

ኣብ ቦስቶንን ከባብን ዓመተ-ዝኽሪ ግዳያት ላምፓዱሳ ብውዕዉዕ መንፈስ ንቐጻሊ ቃልሲ ከቢሩ!

Candle_T

ኣብ ቦስቶንን ከባብን ዓመተ-ዝኽሪ ግዳያት ላምፓዱሳ ብውዕዉዕ መንፈስ ንቐጻሊ ቃልሲ ከቢሩ! 3 ሕዳር፡ 2014      እቲ መቐጸልታ ተደራራቢ ጥፍኣታት ዝኾነ፡ ናይ ልዕሊ 360 ህይወት ኤርትራውያን ኣቦታትን ኣደታትን፡ መንእሰያትን ቈልዑትን ዝቐዘፈ፡ ሓደጋ ላምፓዱሳ እነሆ በዚ ዕለትዚ ዓመቱ ረጊጹ። እቲ ፋሺስታዊ ስርዓት ህግደፍ ጠንቂ ጥፍኣቶም ምዃኑ ንምኽሓድ ብድንቍርናኡ ከይሓፈረ “ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን  ስደተኛታት“  … more

ቀዳማይ ዓመት ናይቲ 368 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ላምፐዱዛ ሎሚ 3 ጥቅምቲ ኣብ ላምፐዱዛ ተዘኪሩ።

lampedusa1

ቀዳማይ ዓመት ናይቲ 368 ኤርትራውያን ዘህለቐ ኣሰቃቒ ሓደጋ ባሕሪ ላምፐዱዛ ሎሚ 3 ጥቅምቲ፣ ገለ ካብቲ ሓደጋ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ቤተሰብ ግዳያትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ ኣብ ላምፐዱዛ ተዘኪሩ። ኣብቲ ዝኽሪ ዝተሳተፉ ቤተሰብ ግዳያትን ተሓጋገዝቲ ስድተኛታትን ብዝሃቡና ሓበሬታ መሰረት፣ ቅድሚ ቀትሪ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዓዲ ጥልያንን ሕብረት ኤውሮጳን ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣኼባ ኣብ ዋሕዚ … more

ተዝካር ንኡስ ወለዶ፡- በዅሪ ዓመት ኅልቀት ላምፐዱሳ

Lambedusa_Cofins

ተዝካር ንኡስ ወለዶ፡- በዅሪ ዓመት ኅልቀት ላምፐዱሳ ብፍሥሐየ መብራህቱ ኣሲረ ኣሰርኩም ኣምሪሑ ናብ ማእሰርቲ ተጎተት ተስሓብ  እንስሳ ማሕረድቲ ሓሳረ መከራ ተጎሊትኩም ርስቲ ዕድል ድዩ መርገም ታሪኽኩም ትንግሪቲ ደም ኪፈስስ ንቡርዩ ብእሾኽ ዕንቅፍቲ ሓሞት ምስዚፈስስ መዓንጣ ብልዕቲ ሱር ነቀል ህላዌ ጥፍኣት’ዩ መቕዘፍቲ ሃገር ፍለጡለይ መኅደር ዝብኢ በዓቲ? እምሮ ከይቀሰነ እነይረግእ ልቢ … more

ጋዜጣዊ መግለጺ ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር – ዓዲ -ኢንግሊዝ

Coffins_LM

ጋዜጣዊ መግለጺ ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር – ዓዲ -ኢንግሊዝ   ዓሚ፣ ልክዕ ከምዛ ሎሚ፣ 360 ሬሳታት ኣሕዋትናን ደቅናን፣ ካብ ባሕሪ ተዘቊቑ ክወጽእ ተዓዚብና። እቲ ጠላም ስርዓት፡ ንስደትን ህልቂትን ኣቃሊዑዎም ክንሱ፣ ንመንነቶም ሓኺኹ “ ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት” ዝብል ስም ኣጠሚቑዎም። መላእ ኤርትራዊ ግን “ጓኖት ኣይኮኑን፣ ኣሕዋትና ኢዮም!” ኢሉ፣ ዓው ኢሉ ምስ … more