ደሃይ ካብ ኣስመራ – ጉዳይ ወደብ ዓሰብ

assab

ውልቀምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ወደብ ዓሰብ ንቐጠር ብኽራይ ሂቡዎም ከምዘሎ፡ ኢትዮጵያ ድማ ብመንገዲ ቐጠር ኣገልግሎት ወደብ ክትጥቀም ምስጢራዊ ስምምዕ ተበጺሑ ምህላዉ ኣብ ኣስመራ ክናፈስ ዝጸንሐ ወረ ሕቅነት ከምዘለዎ፡ ካብ ገለ ሰበስልጣን ህግደፍ ዝመልቝ ዘሎ ሓበሬታ የዳምቖ’ሎ። በቲ ስምምዕ መሰረት፡ ሰራዊት ክልቲኡ ወገናት ካብቲ ከባቢ ንድሕሪት ክርሕቕ እዩ። ኣብዚ … more

ብሰንኪ ገስረጥ ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣስመራ ሕጊ ኣልቦ እናኾነት ትኸይድ ከምዘላ ነበርታ የማርሩ ኣለዉ።

Water_asmera

ብሰንኪ ገስረጥ ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኩሉ ነገራት ካብ ቁጽጽርን ስርዓትን ወጻኢ ኮይኑ ኣስመራ ሕጊ ኣልቦ እናኾነት ትኸይድ ከምዘላ ተቐማጦ ኣስመራ የማርሩ ኣለዉ። ሰበስልጣን ናይቲ ስርዓት ብግቦን ምጥፍፋእን ዘዋህለሉዎ ናቕፋ ናብ ዶላራት ክቕይሩ ይቀዳደሙ ብምህላዎም፡ ኣብቲ ኣብ ፈቖዶ ኣንጎሎ ብቕሉዕን ፍኑውን ዝካየድ ዘሎ ጸሊም ዕዳጋ ሓንቲ ዶላር ድሮ 49 ናቕፋ … more

Democracy around the corner with the right Chemistry

Fitsim_new

Democracy around the corner with the right Chemistry By Fetsum Abraham//4/28/2013 The Forum I have been advised by some concerned Eritreans to ignore the so seemingly confused, haters and intentional infiltrators and probably government officials as well that share the forum with no tangible substance to contribute to our society. … more

ኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኣስመራ ካብ ጽባሕ ሰኑይ ጀሚሩ ክዕጾ እዩ።

Norway_embassy

ኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኣስመራ ጽባሕ ሰኑይ 29 ሚያዝያ ክዕጾ ምዃኑ ምንጭታት ንኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኤርትራ ብምጥቃስ ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት’ዚ፡ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ኖርወይ ኣገልግሎት ንዝደልዩ ኤርትራውያን ፡ ካብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ስርሖም ደው ከብሎ ምዃኖም ብምሕባር ክመልሱዎም ከምዝቐነዩ ተፈሊጡ ‘ሎ። መንግስቲ ኖርወይ ናይ ኤርትራ ኤምባሲኡ ክዓጹ ከምዝወሰነ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ገሊጹ … more

ስነጥበባውያን ሃገርና ሕጂኸ ናበይ?

Estifanos_3

 ህግደፍ ንስነጥበብ ሃገርና ከም ካልእ ዓውድታት ስነፍልጠት ይኹን ሞያ ጅሆ ሒዙዎ ነይሩን ኣሎን። ስነጥበብ ክብሃል ከሎ፡ ንስእሊ፡ ቅብኣ፡ ካይላ፡ ሙዚቃ፡ ተዋስኦ፡ ስነጽሑፍ ወዘተ ዝምልከት’ዩ። ህግሓኤ ኣብ ግዜ ቃልሲ ንስነጥበብ ንሓፋሽ ኣብ ምብርባርን ምንቕቃሕን ብኣድማዒ ይጥቀመሉ ከም ዝነበረ ነጋራይ ዘድልዮ ጕዳይ ኣይኮነን። ግንከ፡ ኣብ ዘመነ ገድሊ እንተ ኾነ’ውን፡ ስነጥበብ ንሓፋሽ ከገልግል … more

ናይ ህግደፍን ጠብለቕሎቕ ኣብ ቤትክርስትያናትን

Stav_Church

ህግሓኤ ኣብ ዘበነ ገድሊ፡ ንደርግ ኣብ ሃይማኖታዊ ጕዳያት ኢዱ የእቱ ኣሎ እናበለ ይኸሶ ከም ዘይነበረ፡ ካብ ድሕሪ ናጽነት ጀሚሩ ኣብ ገዳማትን ቤተክርስትያናትን እናኣተወ ንህዝቢ ክከፋፍል ክፍትን ጸኒሑን ኣሎን። ብፍላይ ንብጹዕ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ምእሳሩ ድማ ብምእመናን ከም ሞባእ ዝወደቐ ገንዘብን ሽሞኣን ጽላላትን ምዝማት ከይኣኽሎ፡ ካድራቱ ናብ ውሽጢ መንበረ ታቦት ብምውፋር ከም … more

ኤርትራውያን ነጋዶ!

Assenna_DC-Demo_may24

ኣንቱም ነጋዶና ሰብ ጸጋ ሰብ ሃብቲ ነዛ ሓዳስ ሃገር ህያብ ናይ ሰማእቲ ብረት እናዓደለ ንሰብኣይ ሰበይቲ ሒዙዋ ከይጠፍእ ‘ዚሽፍታ *ተማቲ   *ንኸአምን ሒዅ ዚብል፡ ሸሓጢ ገለ ዘይትገብሩ ንምድሓን እዛ ርስቲ! እንተ ተገዲዱ እንተ ብፍቶቱ ንኪጋደል ኢሉ ሜዳ ካብ ዚኣቱ ምስጢራዊት ውድብ ቀዛፊት መስሪቱ ጀጋኑን ምሁራትን ብመደብ ኣጽኒቱ ጌና ኣሎ የጥፍኣና ንስልጣን ብሒቱ! … more

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ብዝተፈላለየ ሜላ ገንዘብ ህዝቢ ይምንዝዕ

Isaias_money_1

ተቐማጦ ኣስመራ ኣገልግሎት ማይ ከይረኸቡ ብዙሕ ገንዘብ ክኸፍሉ ይግደዱ ከምዘለው ምንጭታትና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።ኣብታ ከተማ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ማይ ዘይረኸቡ ሰባት ናይ ቆጻሪ ኣገልግሎት ዘይከፈልኩም ብዝብል ምስምስ ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ብገንዘብ ይቕጽዑ ከምዘለው ተፈሊጡ።ምምሕዳር እታ ከተማ ቅድመ መጠንቀቕታ ከይሃበ ነቶም ክኸፍሉ ዘይክእሉ ሰባት መስመር ክቁረጽ ኢዩ ብምባል ከምዘፈራርሕ ዝጠቐሱ እቶም … more

Mature Reason, But Immature Opposition

Mature Reason, But Immature Opposition For more than a decade, Eritreans have got evidenced mature reasons to fight for justice, but practically failed to establish a mature opposition to liberate the oppressed people form tyrannical government. In my previous article, “PIA Gets Depreciated, Opposition Fails to be Appreciated” posted on … more

Human trafficking operation busted

Egypt_Army

By: Charlie Miller Two vehicles carrying 196 refugees of various nationalities were stopped by border forces near the Egyptian-Sudanese border on Monday morning, according to the Egyptian army. An Egyptian Armed Forces spokesperson confirmed earlier today that a convoy containing a total of 196 people was stopped by Egyptian Border … more

ኣይሞትካን ሙስጦፋ!

Mustofa_nurH

ሓበሬታ፥ እዞም ኣብዚ ፈታኒ እዋን ምስ ህዝቢ ዝወገኑ ሰባት፡ ብሕሉፍ ገበኖም ቂም ሒዝካ ክብሪ ካብዘይምሃቦም ዝጥቀም ወገን እንተልዩ ጉጅለ ህግደፍ ጥራይ ስለ ዝኾነ ጽቡቕ ኮኑ ምባል ቅኑዕ ኣይመስለንን። ብባህልን ልምድን ህዝቢ ኤርትራውን ይቕሬታ ንዝሓተተ ሰብ ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት’ዩ ምሕረት ዝግበረሉ! እዚ ኸኣ መግለጺ ጭውነትን ክብርን ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኾነ … more

ናይ ኤርትራ ጉላግ (ካልኣይ ክፋል)

gulag

ናይ ኤርትራ ጉላግ (ካልኣይ ክፋል) ብኣሚር ባብክር ዓብደላ ትርጉም እድሪሳይ ቪላታት ማእሰርቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ንግሆ ሰዓት 10 ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት  ምምሕዳር ዶብ ኤርትራ ተረኸብኩ።  ኣብ ቤት ጽሕፈት ሓደ ግርማይ ምስግና ዝተባህለ ኮሌኔል ምዃኑ ኢዩ። ኮሌኔል ግርማይ ናይ ጀነራል ተኽላይ ማንጁስ ቤት ጽሕፈት ቺፍ ኦፍ ስታፍ እዩ። … more

Voice of Asssenna: 6 months on, Sinai hostages Kasko and his wife, Million, speak about their ordeal

A restaurant owner from Shagerab refugee camp in Sudan, Ghirmai (Kasko) and his wife, Million, who had been sold to the Sinai Bedouins by Sudanese security conspirators, with the knowledge of UNHCR employee in the camp, 6 months ago speak about their ordeal in the hands of the cruel Sinai Bedouins who have kept them in a secret location for tens of thousands ransom money. The Sudanese government and UNHCR have been informed about the incident; evidence has also been provided to them to investigate the matter. But no action has been taken so far. The Eritrean  victims are still suffering as hostages.

The Sinking sand of DIA

Isi_sinking

Gone are the days, when DIA was lecturing Eritreans wherever it may  be, in Asmera Municipality Hall, Cinema Capitol or in Washington DC. He has been putting his head in the sand like the Ostriches found in the Danakil Desert near  Edi on the way to Tio in eastern Eritrea. … more

VOLATA

Fitsim_new

by Fetsum Abraham I dedicate this article to our athletes in general and the king of VOLATA, Daniel Teklehaimanot in particular for internationally dignifying the Eritrean people with outstanding performance. It so seems like something exciting comes out of the Eritrean experience even at sad conditions of the society; one … more

ኣየ ናይ ህግደፍ ነገር! ካብ ኣይክሕዘካን ትራፊክ ክሳብ ሓዘካ ሜጀር!

Isaias_ostrich

ኤርትራ ከም ተስፋ ኣፍሪቃ ዘተምበሀት ሃገር ዝተባህገትሉን ዝተደንቀትሉን እዋን፡ እቲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ መሪር ጭኮና ባዕዳዊ መግዛእቲ ተናጊፉ ብሓበን ዝተሓጸነሉ ዝሓጸረ ግዜ ኢዩ ነይሩ። እቲ ‘ሕጽኖት’ ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ፡ ኣብ ታሕታይ ክፋል ከብሒ ተቐሚጡ ደሮና ክእክብ ዝሓለፈ መዋእል ድማ እቲ ብምረቱ መዳርግቲ ዘይተረኽቦ ህዝብና ልዕሊ ዝኾነ ግዜ ዝተዋረደሉ ዘበን ኮይኑ ይስነድ ኣሎ። … more

ዕድመ ናብ ዝከበርኩም ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራውያን ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኣብ ከተማ ሉጋኖ

lugano

ናብ ዝከበርኩም ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን አብ ኤረትራ ብምክንያት መዓልቲ ናጽነት ኤረትራ ንዕለት 25 ግንቦት 2013 እምቢ ንምልኪንለዓል ንፍትሒ  ብዝብል ተማ,  አብ ከተማ ሉጋኖ   ዞባ ቲቺኖ  ሃገር ስዊዘርላንድ ዓቢ ናይ ምዝንጋዕን  ብዛዕባ አብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን አብ ሲናይ ንዘጋጥም ዘሎ ሽግርን ጠንቁን አፋታትሑኡን በቶም ነቲ ሽግር ንምፍታሕን ሂወት ንምድሓንን ከይተሓለሉ … more

ሜጀር ጀነራል ዑመር ጠዊል ብስርዓት ህግደፍ ተኣሲሩ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

Omer_Tewil

ሜጀር ጀነራል ዑመር ጠዊል ኣብ ፈለማ ሳምንታት ናይቲ ብ21 ጥሪ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ፡ ናይ ገዛ እሱር ኮይኑ ገዝኡ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ክሕሎ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ድሕሪ ወርሒ ኣቢሉ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣትዩ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሜጀር ጀነራል ዑመር ጠዊል፡ ሚኒስተር ሓጅ ዓሊ፡ ሓላፊ ውደባዊ … more