Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቪድዮን ስእላውን ሓበሬታ ብዛዕባ ኣጠሓሕላ መርከብ “ደንደን”።

እታ ናይ ኤርትራ መርከብ “ደንደን” ኣብ ማያት ማንጋሎር ኣብ ዝጠሓለትሉ እዋን "ዘይብቑዕነት ሓለዋ ባሕሪ ናይቲ ቦታ ከምዝተራእየ፡ እቶም ባሕረኛታት ብሓገዝ ገፈፍቲ ዓሳ ናይቲ ከባቢ ከምዝደሓኑ፡ ነቲ ሓደጋ ዝረኣየ ኣሽሓት ህዝቢ ይምስክር" ይብል መርበብ ሓበሬታ ማንጋሎርያን።

ደንደን 2


እታ ናይ ኤርትራ መርከብ “ደንደን” ኣብ ማያት ማንጋሎር ኣብ ዝጠሓለትሉ እዋን “ዘይብቑዕነት ሓለዋ ባሕሪ ናይቲ ቦታ ከምዝተራእየ፡ እቶም ባሕረኛታት ብሓገዝ ገፈፍቲ ዓሳ ናይቲ ከባቢ ከምዝደሓኑ፡ ነቲ ሓደጋ ዝረኣየ ኣሽሓት ህዝቢ ይምስክር” ይብል መርበብ ሓበሬታ ማንጋሎርያን። ቪድዮ ንምርኣይ ኣብ’ዚ ጠውቑ ።/  ስእላዊ መግለጺ ናይ’ቲ ኩነታት ንምርኣይ ኣብ’ዚ ጠውቑ።


መራኸቢ ብዙሃን መንግስቲ ኤርትራ ነታ 16 ኤርትራውያን ባሕረኛታት ዝነበሩዋ ሓደጋ ምጥሓል ዘጋጠማ ናይ ኤርትራ መርከብ “ደንደን ” ዝምልከት ሓበሬታ ዛጊት ኣይሃቡን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT