Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Tesfa Haile January 13, 2014

    Well here we go. Let us ask our selves, are we really better than many African nations, like what the dictator in Asmara says? Can anyone give me a name from the dictatorial system in Ertirea with at least as closely mature as Mrs Garang of South Sudan? I really donot know when we will be blessed with such maturity. May God reveal to us our own matured, talented Eritreans who would bring Eritrea the dignity it deserves!

  • ተወልደመድህን January 14, 2014

    ንሕና ኤርትራውያን ንቑሃት ኢና።ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ነቒሀን ኣብ ፖለቲካ ተሳቲፈን ግቡ አን መሰልን ፈሊጠን……..ብዙሕ ግዜ’ዩ ዝዝረብ።ኣብ ደቡብ ሱዳን ግን ብዛዕባ ደቂ ኣንስትዮ ዝዝረብ፡ብዛዕባ ማኦርነት ኣይተዘረበን።ግን ሓደ ሕቶ’ሎ።ንሱ ከኣ ኣብ ፖለቲካ ዝተሳተፋ፡ኣብ ማህበር ደቂ ኣንስትዮ።ኣብ ሚንስተርነትን ካልእ ጉዳያት ዝተሳተፋ ደቂ ኣንስትዮ ኣለዋና።እሞ ኣዚ አን ኣብዚ ዝሃለፈ ንደቂ ኣንስትዮ ሕሪ ሕራይ ገይሩ ዘንበዐ ስርዓት እንታይ ኦኣይነት ቃላት ኣድሚጸን።ርግጽ ንሳተን ርእሺ ኩሉ ውጹዓት ኢየን፡እተን መራሕቲ ዝለኦኣለ ሃላፍነት ኣለውን ዝተባህላ ከምዚ ኣብዚ ንሰምዖ ዘሎና’ዶ ኣድሚጸን።እወ ኣድሚጸን ዝብል ኣንተሎ ጭብጢ የምጻ። ዘድመጻ የለዋን፡እንትርፊ ተኸሃሒለን ጸይቂ ከዳምቓ ዝብል ኣንተሎ ከኣ እሞ ኤርትራዋይን ደቂ ኣንስትዮ ክሳብ ሎሚ ሚሊሻ’የን ነይረን።እቲ ዝነቕሃሉ ጉዳይ ከምቲ ናይ ግዜ መሳፍንቲ ንበደልቲ ምጥቓዕን ተቀዳዲመን ብጻየን ብምንቃፍ’የ ነቒሃአን።……ክቡራት ሰማዕቲ ኣስከ ሃደብሓደ ገምግምዎ ናይዛ ብርቂ ዝኾነተ ኣደ።ኣነ ክሳብ ሎሚ ከምዚ ኦኣይነት ቃላት ተድምጽ ጓል ኣነስተይቲ ኣኤርትራ ኣይረኣኹን።…..ሕፍረት ናትና ነገር ኣብ ባዶ እናክደድካ ንሕና ንሕና ተሳቲፍና ተሳቲፋ ……ምናልባት ነዚ ባህሪዚ ክንሕዝ ዝገበረና ኣቲ ብላሽ ዝኾነ ኣመሃህራ ሃገራውነት ከይከውን።ኣዚ ከኣ እቲ ኣቦታትና ዘስነቑና ዘይኮነ፡እቲ ኣብ ጽምው ቦታ፡ኣብ ፍር5ህን ስኽፍታን ዘለዎ፡ሃቲትካ ንጹር ምላሽ ኣብዘይብሉ ሸናጭሮ ዝተዋህበ ትምህርቲ ቅኑዕ ኣይነበረን ወይ ከኣ ኣብ እግሪ ጽላልን ነፋስ ሽውሽው ይብለሉ ስለዝነበረ ነቲ ኩሉ ርእይቶ ናይ መሃሪ ኣይሰማዕናዮን።ምኽንያቱ ንፋስ ክብርትዕ ንቃላት ይወስዶ፡ንፋስ ክዝሕል ከኣ ንሰምዖ።ስለዚ ኣሰማምዕና ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ዝተቆራርጸ’ዩ ኔሩ።ኣይተረደኣናን ኢልና ከይንሃትት ከኣ ኣበይ ኔርካ ዝብል ሕቶ ኣሎ፡ቀጺሉ ካኣ ካብ ገዛ ዘውጻእናዮ ጉዳይ ክብረትን ኣነንተን ስለዘሎ ሃቲትና ክንርዳእ ኣይከኣልናን።ስለዚ ኣያብቲ ኣይምስቲ ኮይና መስሃቕ ሸራፋት’ዩ ጉዳያን።

POST A COMMENT