Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

SUPPORT RADIO ASSENNA – ድምጺ ኣሰና ንምስሳን ኢደይ ኢድካ በሉ!!

Donor/Contributor Amount 1. Eritrean community justice seekers, Bergen Norway £2,200.00  2.  Tumuzghi Ghebreyohannnes - Canada  $100.00 US  3,  Anonymous, Dubai  $500.00  4.  Iskias Naizghi, Detroit, USA  £200.00

Donor/Contributor Amount
1. Eritrean community justice seekers, Bergen Norway £2,200.00
 2.  Tumuzghi Ghebreyohannnes – Canada  $100.00 US
 3,  Anonymous, Dubai  $500.00
 4.  Iskias Naizghi, Detroit, USA  £200.00

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • ኣርዓዶም November 28, 2016

    እንታይ`ሞ ክንብል ኢና ! ንብሎ ኮ ጠፊእና ! ኣንታ ብጻይ ኣማኒኤል፡ እዚ ህዝቢ እንታይ ኢዩ በዲልኩም፡ ካን ርሳስ ወይ መደምሰስ ኣብ ርእሱ ተሽኪልሉ ኣሎ ማለት ኢዩ።
    ንስኻ ኣማኔል ምናልባት ኣሰና ራድዮ ካብ ትምስረት ዝበርከትናዮ እንተዝቑጸር ዕዳና ከፊሉ ዝተረፈ`ውን ንንዱያት ምኾነ፡ ግን ንኣሰና ክንብል ካብ ዘለና ዘይብልና ዝኣከብናዮ ንጸርፍናን ንምድሃልናን፡ ንምዕቓብ ኣርማ ህግደፍን ኮይኑ። እዚ ዘሕዝን ተረክቦ፡ ኣሰና ኣካያዲ ንኤርትራዊ ዜጋ ትሕቲ ገድሊ፡ ንመሰልን ክብርን ህዝቢ ኤርትራ ትሕቲ ኣርማ ህግደፍ ምስ ሰራዕካዮ፡ ዝበዝሕ ደላይ ሓርነት ከብዱ ተቐሪጹ ይርከብ። ራድዮ ኣሰና ናይ ህዝቢ ብህዝቢ እንዳበልና ጸኒሕና፡ በቲ ድማ ነጎዳ ህግደፋዊ ስነሓሳባት እንዳተሰንዘረ ኣብ ልዕሊ ደላይ ፍትሕን ሓርነትን ብዙሕ ተባሂሉ። ነቶም ብሰንኪ ኣርማ ህግደፍን ህግግደፍ ዝኽተሎ ፖሊሲ ካብ ንፈትዎ ቤትና ተመዛቢልና፡ ኣደዳ ባሕርን ሳሃራን ሲናይን ዝኾና ከይተረፈ፡ ካብ`ቲ ዘባረረና ህግደፍ ብዘይንእስ ተጀሊጥና።

    ሕሉፍ ሓሊፋ ክ ኣ ብናይ ማሕበራት ወገንን ክትጽሕፍን ክተቓልሕን ጸኒሓ ኣሰና፡ እታ ንህዝቢ ብህዝቢ ኢላ ትጭድር፡ እዝስ እንታይ ኣምጽኦ !!

    ድሓን፡ ኣበርክቶ ኣሰና ከም ኩለን ዝሓለፋ ኣይርሳዕን ኢዩ፡ከምኡ’ ብኣና ህዝቢ ብምጽንሓ ኣይንርስዖን፡ ትሓጋጊዝና ክኣ ድምጺ ናብ ውጹዕ ህዝቢ ክቓላሕ ኣኽኢልና ጸኒሕና።
    ኣሰና ጸኒሓ ብትስዕቦ ቐይዲ ኣሎቦ ኣገባባት ግን እንሆ ክንሸጣ ተዳሊና። ከምተን ዝሓለፋ ናብ ህግደፋ ወይ ናብ ህዝባ። መስከረም ከምኡ ውን ካልኦት ዌብሳይታት`ውን እኮ፡ ደገፍቲ ሓርነት ህዝቢ ኢየን ነይረን፡ ክሳብ ኢድና ዝርብርብ ኣበርኪትናለን ኢና፡ ግን ንሰን እውን ብሰንኪ ድኹም ስርሐን፡ ናብ ስርዓት ህግደፍ ኢደን ሂበን። ሕጂ ድማ ኣሰና፡ እንድሕር ናብ ህግደፍ ክትሽየጥ ኮይና ዝኽልክላ የለን፡ ናብ ህዝቢ ክትሽየጥ ተኮይና ግን፡ ዝተገብረ ጌጋታት መኣረምታ ተገይርሉ፡ ይቕረታ ናብ ህዝቢ ክትዝርግሕ ንጽውዕ። ሓገዝና`ውን ካብኡ ክቅጽል ኢዩ።

  • Tes November 28, 2016

    Dear Amanuel
    You hurt the feeling of many devoted followers and supporters of assenna becuase your emotionally diriven outburst. You’re not completely dissociated from the sick head of hgdef who lash out all out war against anyone show slightest differences to their way of thinking. People do mistake and you’re not different. But what make you differe is that you still hasn’t showen any regret to your bad words and come out without any shame to ask for help. Do the honourable thing first say sorry for those hurtful words before you ask for help. It doesn’t make sense to insult people and claim I am fighting in just.

Post a Reply to ኣርዓዶም Cancel Reply