ጸሊም መዝገብ ሃሱሳት ህግደፍ ይገንጸል

ስርዓት ህግደፍ ሓድሽ ውደባ ስለያ ወጻኢ ከካይድ ጀሚሩ። ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ሃሱሳት ወዲቡ ንኤርትራውያን ዝስልየሉ መርበባት፡ “ጸሊም ማሕደር ሃሱሳት ህግደፍ ይገንጸል” ብዝብል ዜናዊ መኸተ ኣሰናን ተሓባበርታን ክቃላዕ ድሕሪ ምጅማሩ፡ ስለያዊ መርበባቱ ዳግም ክውድብን ክጽግንን ከምዝጀመረ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። … more

መላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ቺካጎ፡ ከም ሰለይቲ ዘዋፈሮም ሃሱሳት ተቓሊዖም።

እቲ ህዝባዊ እምነት ኣጥፊኡ፡ ንስለያዊ መሓውር ከም ኣማራጺ መጻንሒ ስርዓቱ ዝጥቀመሉ ዘሎ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ቺካጎ፡ ሃሱሳዊ ስርሓት ከካይዱሉ ካብ ዘዋፈሮም ሰለይቲ ተቓሊዖም። … more

ሃሱሳት ላስቨጋስ: ባርያስ ዘይወግሕ መሲሉዋ ኣብ ቦኽራ ትሸይን – ብ: ይኩኖ ባህታ ላስቨጋስ

መጀመርያ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ንኣብ ደገ ኮይኖም ግዘይኦምን፤  ገንዘቦምን፤  ሓንገሎም ዘወፍዩ ዘለዉ ተባዓት ተቃለስቲ ኤርትራውያን ብስም ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ሰላምታይ ከቅርበሎም ይደሊ። … more

ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ላስ ቬጋስ ከም ሰለይቲ ዘዋፈሮም ሃሱሳት ተቓሊዖም።

ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተነጺሉን ዘሎ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እምነት ኣጥፊኡ መመሊሱ እናረሓቖ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ዝነበር ስደተኛ ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር ኣብ ዝዘርግሖ  ስለያዊ መርበብ ናይ ዝነጥፉ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ላስ ቬጋስ ዝርከቡ ሃሱሳት ኣስማት ተቓሊዑ። … more