ሚልኪያስ – ምሕረተኣብ: ስለ ሓቀኛ ምስክርነትካ የመስግነካ!! – ብስም “ኣለና” ዝጸሓፍ ዘሎ ግምትካ ክምልሽ – ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
ሚልኪያስ ምሕረተኣብ፡ ኣብ ኣሰና ዶት ኮም ብዕለት 21- 12- 2010 < ንእሽቶ ምኽሪ ንሓው ኣለና> ዝብል ኣርእስቲ ሰለስተ ነጥብታት ገሊጽካ። … more
ሚልኪያስ ምሕረተኣብ፡ ኣብ ኣሰና ዶት ኮም ብዕለት 21- 12- 2010 < ንእሽቶ ምኽሪ ንሓው ኣለና> ዝብል ኣርእስቲ ሰለስተ ነጥብታት ገሊጽካ። … more
… more
ግዜ ዋይ ግዜ – ብኣበባ ሃይለ … more
ተጋዳላይ መምህር ሃይለ መብራህቱ (ወዲ መብራህቱ) ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ብድንገት ብሓደጋ መኪና ሃንደበት ብምዕራፉ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት እንርከብ ተማሃሮኡ፡ መቓልስቱን ብጾቱን፡ ንስድራቤቱ ብሓፈሻ ብፍላይ ከኣ ነቶም ገድሊ ናጽነት ኤርትራ ብምቕዳሙ ድሒሩ ስለዝወለዶም ከይዓኾኹ ብዘይ ኣቦ ዝሓደጎም ዕሸላት ደቁ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። … more
ተጋዳላይ መምህር ሃይለ መብራህቱ (ወዲ መብራህቱ) ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ብድንገት ብሓደጋ መኪና ሃንደበት ብምዕራፉ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና። ኣብ ወጻኢ ሃገራት እንርከብ ተማሃሮኡ፡ መቓልስቱን ብጾቱን፡ ንስድራቤቱ ብሓፈሻ ብፍላይ ከኣ ነቶም ገድሊ ናጽነት ኤርትራ ብምቕዳሙ ድሒሩ ስለዝወለዶም ከይዓኾኹ ዝሓደጎም ዕሸላት ደቁ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። … more
“ካብዛ ኣካይዳ ጎብየ ትበሃል ተመዛዚት ሓረግ ክንናገፍ ከድሊ እዩ።” Friday, March 14, 2001 Friday, March 14, 2001 ዕላል ብሕታውያን ጋዜጠኛታት ምስ ሚኒስተር ነበር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) “ፕረዚደንት ካብ ሕጊ ወጺኡ፡ ነዚ ዘሎ ናይ ኣረኣእያ ፍልልይንሰላማዊ ተቓውሞን ብጎነጽ…ኪድርቁስ ኪፍትን ኣይግባእን” “ካብዛ ኣካይዳ ጎብየ ትበሃል ተመዛዚት ሓረግ ክንናገፍ ከድሊ እዩ።” ሕቶ፡-ቅሉዕ መልእኽቲኹም … more
ተሓጋጋዚ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ኮይኑ ከገልግል ከም ዝተመዘዘ መርበብ ሓበሬታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። … more
“ ሃይለ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እዩ ነይሩ። ሕጂ ግን ኣብ ትውልዲ ሃገሩ ዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰልን ክነግስ ስለዝሓተተ ብጥልመት ተኸሲሱ ኣሎ። ንሱ ግን ሓደ ካብቶም ዝለበሙን ምጉሳትን መራሕቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እዩ። ተባዕ ጅግና እዩ። ንደቀይ ኣብነት (role model) እዩ። ንደቀይ ካብ ዕርክነቱ ዝበልጽ ህያብ ክረኽበሎም ኣይክእልን እየ” … more