ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስዊስ – ንዕለት 25.03.2011 ኣብ ፕያሳ ሕቡራት ሃገራት ጀኔቭ
ኤርትራውያን ተቐማጦ ስዊስን፣ ጀርመንን፣ ጣልያንን፣ ፈረንሳን፣ከምኡ’ውን ካልኦት ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣፍ ደገ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዕለት 25.03.2011 ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ምኻኖም ክንሕበር ንፈቱ። … more
ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ወጻኢ ኣብ ኤምባሲታቱ ክሰርሑ ንዝጸንሑ ኣስታት 70 ኣባላቱ ናብ ኤርትራ ከምዝጸውዖም ምንጭታት ሓቢሮም። … more
ስርዓት ህግደፍ፡ “ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብጌግኡ ተኣሚኑ፡ ሓቅነትና ተረጋጊጹ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈጸሞ ጌጋ ይግምግሞ ‘ሎ ክብል ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ናይ ሓሶት ዘመተ የካይድ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። … more
ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝበየኖ እገዳ ብምቅዋም ብ22 ለካቲት ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ ተሰሊፎም ውዒሎም። … more
ዘተ ድምጺ ኣመሪካ ነቲ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝወሰኖ እገዳ ምስ ዝድግፉ ኤርትራውያን … more
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሎሚ 23 ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፡ ነቶም ንግዝያዊ መንግስቲ ሶማል ንምውዳቕ ዝንቀሳቐሱ ፡ ብሃገራት ምዕራብ “ጥሩፍ እስላማዊ ስነሓሳብ ኣለዎ” ተባሂሉ ዝእመነሉ ኣሸባብ ዝርከቦም ዕጡቓት ሶማላውያን ተቓውምቲ ጉጅለታት ‘ተዕጥቕን ትድግፍን ኣላ’ ብዝብል ክሲ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፡ ናይ ኣጽዋር መሸጣ፡ እገዳ መገሻ ላዕለዎት መራሕቲ ስርዓት ህግደፍን ሰራዊትን፡ … more
ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ 1998-2000 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ ዶባዊ ኵናት ንዝወረደ ዕንወት ብምምርማር ካሕሳ ንምውሳን ክነጥፍ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ መጋብኣያ ካሕሳ፡ ኤርትራን እትዮጵያን፡ ነንሕድሕደን ዓሰርተታት ሚልዮናት ዶላራት ካሕሳ ክኸፍላ ውዱእ ውሳኔ ከም ዝሃበ ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ገሊጸን። … more
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣካያዲ ሚንስትሪ ዜና ኮይኑ ተመዚዙ ዘሎን የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ከምኡ ‘ውን ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ዕሉል ሃሱስ ህግደፍ ኮይኑ ዘይሕጋዊ ስግረዶባዊ ስርሒታት ኣብ ምክያድ ብምንጥጣፉ ዝፍለጥ ብሪጋደር ጀነራል ጠዓመ ጎይትኦም (መቐለ) ኣህጉራዊ ናይ መገሻ እገዳ ክገብር ከምዝወሰነ … more
ኣብ ሊብያ ተጋቢኦም ዝቐነዩ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ነቶም ንግዝያዊ መግስቲ ሶማል ንምዕላው ጽዑቕ ወተሃደራዊ መጥቃዕትታት ኣብ ምክያድ ዝርከቡ ምስ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዎም ተባሂሉ ዝእመነሎም እስላማውያን ምንቅስቓሳት ትተሓባበር ከምዘላ ብምኽሳስ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ህቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊኣ እገዳ ክገብር ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። … more
ኣብ ሊብያ ተጋቢኦም ዝቐነዩ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ነቶም ንግዝያዊ መግስቲ ሶማል ንምዕላው ጽዑቕ ወተሃደራዊ መጥቃዕትታት ኣብ ምክያድ ዝርከቡ ምስ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዎም ተባሂሉ … more
ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ ን24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብልዑል ሃገራዊ ወንን ናይ ቃልሲ መንፈስን ከምዝጸምበላ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝበጽሑና ጸብጻባት ኣመልኪቶም። ናይ ሎሚ ዘበን ጽምብል ናጽነት ካብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝፍለየሉ ምኽንያት፡ ነቲ ንህግደፍ ከም ኤርትራ፡ ንመዓልቲ ናጽነት ከኣ ከም ድግስ ህግደፍን ደገፍቱን ጥራይ ዝጽምብል ፈላላዪ ዳሳት ህግደፍ ብምብዳህ፡ … more
ትማሊ 28 ሚያዝያ ዝተሓትመት ኣፈኛ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ዝኾነት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ “ኣብ ስዊዘርላንድ ተዓጊቱ ዝርከብ ንሰብ ስልጣን ናይጀርያ ዝተዋህበ ናይ 150 ሚልዮን ዶላር ጉቦ ናብ ናይጀርያ ክምለስ ከምዝኽእል ሰበ ስልጣን ስዊዘርላንድ ኣፍሊጦም፣ ሃሊበርተን ዝተባህለ ትካል ናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጨረታ ወፍሪ ምእንቲ ክዕወት ንሰበ ስልጣን ናይጀርያ 180 ሚልዮን ዶላር ብላዕ … more
ብሰንኪ ‘ቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኽተሎ ዘሎ ተጻባኢ ስጉምትታን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን፡ ኣብ ኤርትራ ብደረጃ ኣምባሳደራት ኤምባሲታት ከፊተን ክዓያ ዝጸንሓ ሃገራት ኤምባሲታተን ክዓጽዋ፡ ገሊአን ናብ ቆንስላዊ ቤት ጽሕፈት ጥራይ ክሓጽሮኦ፡ ገለ ድማ ብተንቀሳቓስቲ ኣምባሳደር ቆንስላዊ ቤት-ጽሕፈተን ከስርሓ መደብ ሒዘን ከም ዘለዋ ንዲፕሎማስያዊ ምንቅስቓሳት ናይቲ ከባቢ ቅርበት ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም። … more
ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝዘመቶ ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ዶላር ኣዋፊሩ፡ ሓደ ካብ ቀንዲ ወነንቲ ብርክታት ቻይናዊት ትካል ጊሊ ኣወቶሞቢል ሆልዲንግ ክኸውን ዝበቕዐ ፕረሲደንት ኢሰያስ፡ ሽወደናዊት ትካል መፍረ-መካይን ቮልቮ፡ ምስታ ቻይናዊት ትካል ኣብ ዝገበረቶ ውዕል ቢዝነስ፡ ገንዘቡ ኣብ ናይ ምዕራባውያን ትካላት እንተዋፊሩ ውሕስነት ከምዘይብሉ ብምግላጽ ዕቃበታት ብሰንኪ ምርኣዩ፡ እታ ቻይናዊት ትካል ነቲ … more
… more
ፓትርያርክ ህግደፍ ኣባ ዲዮስቁሮስ ኣብ መውዳእታ ወርሒ ሕዳር ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ እንተ ኮይኑሎምውን ኣብ ኣመሪካ ዑደት ክገብሩ ብመንግሥቲ ህግደፍ ተኣዚዞም ኣለዉ; … more
ባይቶ ጸጥታ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከብቅዕ ትማሊ ውሳኔ ድሕሪ ምውሳዱ፡ እቲ ውድብ ነቲ ናይ ምውጻእ ውሳኔ ሎሚ ሓሙስ ከተግብሮ ከምዝጀመረ ዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ሓቢሮም። … more
ሓብታ ንእስርቲ ኣስቴር ዮውሃንስ (ብዓልቲ ቤቱ ንእሱር ጴጥሮስ ሰለሙን)፡ ወ/ት ሰናይት የውሃንስ ነቶም ኣብ ትሕቲ ኣሰቃቒ ኣብያተ ማእሰርቲ ህግደፍ ዝሳቐዩ ዘለዉ ኤርትራውያን ግዳያት ወኪላ፡ ኣብ ክንዳኦም ድምጺ ንምስማዕ ብልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተወዲቡ ኣብቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝርከብ ቀንዲ ቤትጽሕፈት ኣብ ዝካየድ መኣዲ ዘተ ክትሳተፍ ምዃና ካብ መርበብ ሓበሬታ … more
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብኡ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ፡ ብ14 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝገበሩዎ ኣኼባ፡ “ንመጥቃዕቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጅቡቲ” ኮኒኖም። … more
ካብ ንጉሳውያን ቤተሰብ ልዑል ፈይሰል ቢን ዓብደላ ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣልስዑድ ኣቦ-መንበር ማሕበር ቀይሕ ወርሒ (ሂላል ኣሕመር) ትማሊ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ንኣምባሳደር ኤርትራ ተቐቢሉ ድሕሪ ምዝርራቡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ወድዓዊ ኩነታትን ናይ ነዊሕ እዋን ዝናብ ብዘይምዝናቡ ንደቅሰባት ብዝያዳ ግላዊ ጸገም ከምዘምጽእ እዩ ክብል ኣምባሳደር ብሽም ህዝቢ ለመንኡ ድሕሪ ምቕራብ ንልዑል ፈይሰል … more