ገዚፍ ቁጽሪ ዘለዎ ህዝቢ ሰገንይቲ ብጅምላ ኣብ ቤትማእሰርቲ ተዳጕኑ
ኣብ ኤርትራ ኣድማ ከይጅመር ኣብ ሻቕሎት ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ፡ ሎሚ ንጉሆ ገዚፍ ቁጽሪ ዘለዎ ህዝቢ ሰገነይቲ ኣብ ማእሰርቲ ከምዝዳጎነ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ምምሕዳር ከተማ ሰገንይቲ ንቐንዲ ቀሺ ናይቲ ዓዲ ንሳዋ ኪኸይድ ናይ ሓንቲ መዓልቲ መጠንቐቕታ ድሕሪ ምሃቦም፡ … more
ኣብ ኤርትራ ኣድማ ከይጅመር ኣብ ሻቕሎት ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ፡ ሎሚ ንጉሆ ገዚፍ ቁጽሪ ዘለዎ ህዝቢ ሰገነይቲ ኣብ ማእሰርቲ ከምዝዳጎነ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ምምሕዳር ከተማ ሰገንይቲ ንቐንዲ ቀሺ ናይቲ ዓዲ ንሳዋ ኪኸይድ ናይ ሓንቲ መዓልቲ መጠንቐቕታ ድሕሪ ምሃቦም፡ … more
ካብ 50ታት ክሳብ 80ታት ዝነበረ ትውልዲ ብኑጽር ናይ ናጻነት ዕላማ ተረዲኡ፡ ብኡ መጠን ኒሕ ተዓጢቁ ንናጻነት ህዝቡን ሃገሩን ንኸተግብር ኣንጊሁ ብምውፋር ሜዳታት ኤርትራ ኣዕለቕሎቖ። ከምታ ቃሉ ከኣ ነታ እንኮ ዝውንና ሂወቱ ከፊሉ ነታ ዝተመነያን ዝደኸመላን ዝድመየላን ነጻነት ኤርትራ ንብዙሓን ርእሰሃያላን ኣምበርኪኹ ህልውቲን ህያውን ከኣ ገበራ። … more
ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ስለናጽነት ዝተወፈዩ ኣቦታትን ኣዴታትን ከምኡ ‘ውን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሃገራዊ ግቡኦም ዝፈጸሙ መንእሰያት ዝርከቡዎም ኣብ ሚላኖ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ጻማ ቓልሱ ከምዘይረኸበ ምስ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም። … more
ትማሊ ክልተ ንግዚኡ ስሞም ክንዕቅቦ ዝመረጽና ኣሕዋት ካብ እስራኤል ደዊሎም እዚ ዝስዕብ ሓበሬታ ሂቦምና። … more
ሓንቲ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ – ስዊዝ፡ በቶም ካብ ከተማታት በርን ፡ ኒው-ሻተል፡ ሶሎቱን፡ ኣራው፡ ቮ(Vaud)፡ ጀነቭ፡ ባዝል፡ ዙሪክ፡ ሉዘርን፡ ሽዋይዝ፡ ሉጋኖን ፍሪቡርግን ዝመጹ፡ ኣብ ተቓዉሞ ደንበ ዘለዉ ኤርትራዉያን፡ ብ 27 ለካቲት 2011 ቖይማ። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ፡ እቶም ዝበዝሑ ተሳተፍቲ መንእሰያት እዮም ነይሮም። … more
ህዝቢ ሊብያ ነቲ ን42 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ መስፍናዊ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቓዛፊ ብምውዳቕ ለውጢ ንምትእትታው ብርቱዕ ናዕቢ የካይድ ኣሎ። … more
ህዝቢ ሊብያ ነቲ ን42 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ መስፍናዊ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቓዛፊ ብምውዳቕ ለውጢ ንምትእትታው ብርቱዕ ናዕቢ የካይድ ኣሎ። … more
አብዚ ለንቅነ አብ ከባቢናን ማእከላይ ምብራቕን ተላዒሉ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል አብ መንጎ ምልካዊ ስርዓታትን በቶም ንዘመናት ብፖለቲካዊ ጸቒጢ መበገሲኡ ሰብኣዊ መሰሎም ዝተኽልኡ ነጻ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ አብ ገዛእ ሃገሮም ዝተሓርሙ፡ ብልሽውና፡ ስርዓተ ሕጊ አልቦነት፡ ሽቕለት አልቦነት፡ ማእሰርትን መግረፍትን ዘበገሶ ህዝባዊ ባርዕ ንለውጥን ዲሞክራስን ጥምጥም ይካየድ አሎ። ድሮ ድማ ህዝብታት ቱኒዝያን ምስርን … more
ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ሃገርና ብስርዓት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ካብ ዝተቛረነትሉ ግዜ ጀሚሩ ንዓመታት ዝተዋህለለ ግፍዒ መሊኡ ስለ ዝተደፍአ ብዓወት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ዝገልጽ’ዩ። … more
ኣንጻር ውልቀምካዊ ስርዓት ሑስኒ ሙባረክ ን18 መዓልታት ብጽንዓት ተቓውሞ ከካይድ ዝቐነየ ህዝቢ ግብጺ፡ ሎሚ 11 ለካቲት ተዓዊቱ፡ … more
ስሪሒት ፈንቅል መጻኢ ዓወት ህዝብና ዘበስረ በብዓመቱ ድምቀት እናወሰኸ ዝዝከር በዓል ኢዩ። ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ነቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ሰሚዑ ምስኦም ይሕጎስ። ከምታ ጸባ ዘስተኹምና ጸባ ስተዩ ይብሎም ብልቡ። … more
ጽቡቕ ዕድል ኮይኑ እምቢ ንምልኪ ዝብሉ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ይዕንብቡ ኣለዉ ። … more
ኣብ’ዚ ሰሙናት`ዚ ዝወጸ ”ብስም ዝተኣረመ ጸብጻባት ዋዕላ” ዝብል ዝርዝር ጸብጻባት ናይ ሰባትን ጸለመታትን ዝሓዘ እዩ ። እዚ ዘቃልዖ ነገራት እንተሃልዩ ንተኻፈልቲ ዋዕላ ዘይኮነስ ንኣካይዳ ሰልፊ ህዝቢ ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ደረጃ በጺሑ ምህላዉ እዩ ዝገልጽ። … more
ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ግብጺ ሑስኒ ሙባረክ፡ በቲ ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ተጓሃሂሩ ሎሚ ዓርቢ 28 ጥሪ ናብ ጥርዙ ዝበጽሐ ህዝባዊ ናዕቢ መንግስቱ ክብትን ተገዲዱ። … more
እቲ ብስም መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝፍለጥ ማሕበር ናይ መበል ሻብዓይ ዓመት ጉባኤኡ ንሚያዝያ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እሻባሸብ ከም ዘሎ፡ ርጉጽ ሓበሬታ ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም ከም ዝነበሩ፡ ብዕለት 22.12.11 ኣብ መርበብ ሓበሬታታት፡ ዜና ዘርጊሕና ምንባርና ዝዝከር`ዩ፡፡ … more
”ኣንታ ኣሎ ድዩ? ነዚ ኹሉ ግዜ ጠፊኡ ኔሩ ድኣ ሎሚ እንታይ እዩ ክብል” ትብሉ ትኾኑ፡፡ ሓቅኹም፥ እንተበልኩም`ውን ልክዕ ኣለኹም ኣይተጋጌኹምን፡፡ ምኽንያቱ ሎሚ`ውን በቶም መንድዓት ቃልሲ ኮይኖም ዘለዉ፡ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ዝበሃሉ ዘስደምም ጽሑፍ ስለ ዘንበብኩ እምበር፡ ናይ ምጽሓፍ መደብሲ ኣይነበረንን፡፡ … more
አብ ከተማ ሎራኽ(ጀርመን)ን አብ ከተማ ባዝል(ሰዊዘርላንድ)ን ከባቢታትን ንቕመጥ ኤርትራውያን ብቀዳም 15 ጥሪ ዘዳለናዮ መጠነ ሰፊሕ ኣኼባ-ህዝቢ ብድሙቕ ዓወት ተደምዲሙ፡፡ … more
ፕረዚደንት ቱኒዝያ በን ዓሊ ብሓይሊ- ህዝቢ ካብ ‘ታ ሃገር ክሃድም ተገዲዱ። … more