ኣገዳሲ ህዝባዊ ጸዋዒት ንሰላማዊ ሰልፊ፤

ብዕለት 29 ሚያዝያ 2011 ኣብ ሊድስ ብዛዕባ ሃገርናን ህዝብናን ዘተ ጌርና ምንባርና ይዝከር። እታ ዕለት ዝፈረየታ ግዝያዊት ኮሚቴ ኣብ ውሽጢ ወርሒ ሰፊሕ ኣኼባ ንኽትጽውዕ ብምልባው ዘተና ብውዕውዕ ሃገራዊ ስሞዒት ዛዚምና። ግዝያዊት ኮሚቴ ዝተዋህባ ሓላፍነት ናብ ህዝቢ ንምቕራብን ንዝሰሐ ሃገራዊ ዘተ ንምግባርን ንዕልት 28 ግንቦት 2011 ሰዓት 2 ድ. ቀ. ኣብ … more

ኣገዳሲ ህዝባዊ ጸዋዒት ንሰላማዊ ሰልፊ፤

ነቲ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ብፍላይ ድማ ኣብ መንእሰያትና ዝወርድ ዘሎ መዘና ዘየብሉ ኣደራዕ ናብ ህዝብን መንግስትን ኣመሪካን ዓለምን ህጹጽ መጸዋዕታ ንምግባርን ፍታሕ ንምንዳይን “ብሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ” ዋሽንግተን ዲ.ሲን ከባቢኣን ዝተዳለወ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግተን ዲ.ሲ. ንምክያድ ምሽብሻብ ይግበር ኣሎ። … more

ጻውዒት ን ህዝባዊ ኣኼባ – ኣብ ከተማ ሎንዶን ።

ኤርትራውያን ተቀማጦ ሎንዶን ንካልኣይ ጊዜ ንዝኽሪ ናይቶም ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝሃለቑ ከባቢ 400 ዝኣኽሉ ንጹሃት ኤርትራውያን ንምዝካርን ንዕኡ ብምምርኳስ ውን ሰፊሕ ዘተ ክካየድ ዝተዳለወ መደብ ንሰኑይ 25 ሚያዝያ ኣብ Abrar House, 45 Crawford Place, Off Edgware Road, London W1 4LP ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብቲ ቦታ ክትርከቡ ብትሕትና … more

ጻውዒት ን ህዝባዊ ኣኼባ – ኣብ ከተማ ሎንዶን ።

ኤርትራውያን ተቀማጦ ሎንዶን ንካልኣይ ጊዜ ንዝኽሪ ናይቶም ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝሃለቑ ከባቢ 400 ዝኣኽሉ ንጹሃት ኤርትራውያን ንምዝካርን ንዕኡ ብምምርኳስ ውን ሰፊሕ ዘተ ክካየድ ዝተዳለወ መደብ ንሰኑይ 25 ሚያዝያ ኣብ Abrar House, 45 Crawford Place, Off Edgware Road, London W1 4LP ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብቲ ቦታ ክትርከቡ ብትሕትና … more

ጸብጻብ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳንታሮዛ ካሊፎርንያ

ኣብ ሳንታ ሮዛ ዝወዓለ ኣኼባ ሽማግለ ንጉባኤ፡ ብጉዳይን ህዝብን ሃገርን ኤርትራን፡ ሃገራዊ ኮምሽን ዘካይዶ ዘሎ ንጥፈታትን ዘትዩ። ኣብ ውሽጢ ምምሕዳር ሽማግለኡ ዝርከብ ስርርዓት፡ ዘለዎ ሓላፍነቱን ዝዓሞ ስርሓትን በብሓደ ምስ ኣኼበኛ ብምልላይ፡ ነቲ ኣኼባ ከፊትዎ። … more

ህዝባዊ ተቓውሞ ከይለዓል ኣብ ስግኣት ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣርባዕተ ክፍላተ ሰራዊት ኣብ ኣስመራ ኣኪቡ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም።

በቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ ዘሎ ውዱቕ ውሽጣዊ ፖለቲካውን ቁጠባውን ኩነታቱን ሙሽሙሽ ስርዓቱን፡ ከምኡ ‘ውን ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ብዝቕጽል ዘሎ ውዕዉዕ ህዝባዊ ተቓውሞታት ተጨኒቑ፡ ኣብ ኤርትራ ‘ውን ህዝባዊ ተቓውሞ ከይለዓል ክቱር ስግኣት ሓዲሩዎ ዘሎ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኣስመራ ኣርባዕተ ክፍላተ ሰራዊት ኣኪቡ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። … more

በቲ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ተላቢዑ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ንለውጢ ዝሰግአ ስርዓት ህግደፍ፡ ንኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንምሕባል ሓዱሽ ጎስጓስ ከካይድ ተበጊሱ።

በቲ ኣብ ቱኒዝያ ጀሚሩ፡ ብግብጺ ቀጺሉ፡ ኣብ ሊብያ ተጓሃሂሩ ንምልካውያን ስርዓታት ዝሰሃሎም ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ወዲቑ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብነታዊ ጽልዋ  ኣስዒቡ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ተመሳሳሊ ተበግሶ ከይወስድ መታን ንኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ብሓድሽ መብጽዓታት ንምሕባል ሓዱሽ ጎስጓስ  ከካይድ መደብ ኣውጺኡ ንምትግባሪ ተበጊሱ  ከምዘሎ … more

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ካብቶም ተስፋ ህዝቢ ዝኾነ ምንቅስቓስ ምኾኑ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ልክዕ እዩ አብ ጉዕዝኡ ብርክት ዝበለ ዕንቅፋታት ኣጋጢምዎ ኔሩ እዩ። ድሕሪ እዚ ኩሉ ሽግራት ግን ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲኑ ስለ ዝወጸ ዝተረረን ዝበርተዐን ክኽእውን ኣኺኢልዎ እዩ። … more

ኣብ ላስ-ቨጋስ መደብ ዝሓዘን ዕግበት ዝመልኦን ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ

እቲ ሸውዓተ ወርሒ ኣቢሉ ተሪፍዎ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ፡ እንታይ ንግበር ወይ ነሰላስል ዝብል ኣርእስቲ ቀንዲ ናይቲ ኣኼባ ትሕዝቶ ዝነበረ ቅድሚ ምጅማሩ ሽማግለ ፖለቲካ ኣቶ ኣለም ዘቢብ ብዛዕባ ህልዊ ኵነታት ኤርትራን ህዝባን ስፍሕ ዝበለ መግለጺ ድሕሪ ምሃቡ፡ ቀጺሉ ኣቶ ሰዓድ መ/ሙሳ ኣባል ሃገራዊ ኮሙሽን ብወገኑ ብዛዕባ ሃገራዊ … more

ደሃይ ካብ ኣስመራ

ውልቀመላኺ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ ኣብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ፈጺሙ ከይቃላሕ ንሚኒስትሪ ዜና ተሪር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። … more

ህጹጽ ህዝባዊ ጻውዒት፣ ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

ኦ! ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ! ካብ ጀነራል ክሳብ ኮፕራል፣ ተጋዳላይን ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎትን፤ ብዝተፈላለየ ማዕረግን ሓላፍነትን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንዕድመ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ  ኣብ ምድልዳልን፣ ስቅያት ገዛእ ርእስኻን ህዝብኻን ኣብ ምንዋሕን ብዘይ ድሌትካ ተዕወንውን ዘለኻ ጅግና ኤርትራዊ! … more

ብብርቱዕ ህዝባዊ ናዕቢ ዝሰምበደ ሑስኒ ሙባረክ፡ መንግስቱ ተበቲኑ ጽባሕ ሓድሽ መንግስቲ ከቕውም ምዃኑ ኣዊጁ፡ ህዝቢ ግን ጠለባቱ ንመሰረታዊ ለውጢ ይቕጽል ኣሎ።

ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ግብጺ ሑስኒ ሙባረክ፡ በቲ ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ተጓሃሂሩ ሎሚ ዓርቢ 28 ጥሪ ናብ ጥርዙ ዝበጽሐ ህዝባዊ ናዕቢ መንግስቱ ክብትን ተገዲዱ። … more

ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ፤

ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ ቀዳም 14 ሕዳር 2010 ዋዕላን መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን ብዘርኢ ጉዳያት ህዝባዊ ኣኼባ ተካይዱ። ኣባላት ኮሚሽን ኣሕዋት ተኽላይ ኣብራሃን ዳንኤል ተወልደን ነቲ ኣብ ኒው-ዮርክን ከባብን ዝርከብ ህዝብና ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዶም። ዛዕባ ናይ’ቲ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዝተኻየደ ዋዕላ ውጽኢቱን ዕማማት ኮሚሽንን ዘጠቓለለ እዩ ነይሩ። … more

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማኦታዋ – ካናዳ፣ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ድማ ቆይማ

ከምቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ መደባት ህዝባዊ ኣኼባታት ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ፣ ኣብ ኦታዋ ዋና ከተማ ካናዳ ብዕለት 6 ሕዳር 2010 ዓ.ም፣ ዕዉት ኣኼባ ብኣባል ኮምሽን ኣቶ ክብሮም ደብሩ ተኻይዱ። … more

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኬባ ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዴንቨርን ከባቢኣን

ከምቲ ኩላትና ዘይንስሕቶ ብሰኪ ኣብ ሃገርና ነጊሱ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኩነታት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ካብ ዝከፍኤ ናብ ዝገደደ ይኸይድ ምህላው መግለጺ ዘድልዩ ሓተታ ኣይኮነን። … more

ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ኮሚሽን ምስ መንእሰያት ኣብ ከተማ ሊድስ

ብቀዳም 30/10/2010 መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ምስ ኣቶ ዓንደብርሃን ተቐማጣይ ከተማ ማንቸስተር ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተሳተፈን ዜጋ ብምዃን ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ምስ መንእሰያት ኣብ ከተማ ሊድስ ኣቃኒዖም። … more

ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ኦስሎ፡ ኖርወይ

መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ፡ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣብ ኦስሎ ዝምቕማጦም ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳን ብ23 ጥቅምቲ 2010 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። … more

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ

እቶም ካብ ኖርወይ ተወኪሎም ኣብ`ቲ ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተሳቲፎም ዝተመልሱ ኣሕዋት፡ ተሞክሮታቶም ንህዝቢ ንኽገልጹን፡ ነቲ ንኽካየድ ተወሲኑ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት፡ ምሳኹም ንኽመያየጡን ኣኼባ ተዳልዩ ስለ ዘሎ፡ ኩልኹም ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያን ኣብ`ቲ ኣኼባ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣለኹም፡፡ … more

ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላን መጻኢ ጉባኤን ኣብ ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ካሊፎርንያ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ

እቲ ንዓመታት ብምስምስ ሃገራዊ ክተትን መኸተን ካልእ ውዲታዊ ወፈራታትን፡ ግዜኡን ገንዘቡን እናመዝመዙ ኣብ ነንሕድሕዱ ከይራኸብን ከይዋሳእን ከኣ ብወገንን ሃይማኖትን ፈላልዮም ኣኣብ ገዝኡ ተወሲኑ ክነብር ተገይሩ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ከተማ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኡን ትማሊ ቀዳም 9 ጥቅምቲ 2010 ብጉዳይ ሃገሩ ንኽላዘብ ልዕሊ 7 ሰዓታት ዝወድኤ ኣኼባ ገይሩ ውዒሉ። … more

መጸዋዕታ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ – ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – ጨንፈር ከተማ ሳንድየጎ

ንዕለት ሰንበት 17 ጥቅምቲ 2010 (October Sunday 17, 2010) ክቡር አቶ መስፉን ሐጎስ ላዕላዋይ አባል መሰጋገሪ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ አብ ከተማ ሳን ድየጎ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ ከካይድ ኢዩ። … more

መጸዋዕታ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ – ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – ጨንፈር ከተማ ሳንድየጎ

ንዕለት ሰንበት 17 ጥቅምቲ 2010 (October Sunday 17, 2010) ክቡር አቶ መስፉን ሐጎስ ላዕላዋይ አባል መሰጋገሪ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ አብ ከተማ ሳን ድየጎ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ ከካይድ ኢዩ። … more

ኣገዳሲ ህዝባዊ ጸዋዒት ኣብ ኦክላንድ በይ-ኤርያ

ክቡራትን ክቡራንን ነበርቲ በይ-ኤያን ከባቢኡን ብመጀመርያ ዕዙዝ ሃገራዊ ሰላምታና ነመሓላልፍ። ኣስዒብና ነዚ ዝስዕብ ኣገዳሲ ህዝባዊ ጸዋዒትና ኣኽቢርኩም ኣብ ኦክላንድ በይ-ኤርያ በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ኣድራሻን ዕለትን ኣብ ዝግበር ህዝባዊ ኣኼባ ንክትርከቡ ብኽብሪ ንጽውዕ። … more

መኣረምታ፡ ህዝባዊ ኣኼባ ካርልስሩሀ!

ንቀዳም ዕለት 30. 10. 2010፡ ሰዓት 1500 እቶም ካብ ህዝብን በርገሳውያን ማሕበራትን ፖለቲካውያን ውድባትን ተወኪሎም ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝተሳተፉ ደቂ ሃገር፡ ሓቀኛ ስእሊ ውጽኢት ኤርትራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ንተቐማጦ ካርልስሩሀን ካልኦት ናይ ባደን ከተማታትን ንምሕባር ተዳሊዮም ኣለዉ። … more