ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ማሕበረሰብ ማሕበረሰብ ዓለም

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ማሕበረሰብ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ጸቕጡ ከዛይድ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ሽወደን ዝመደበሮም ሲቪላዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ግዱሳት ዜጋታትን ብዝቖመ ሽወደናዊ ኤርትራዊ ሓባራዊ ጽላል ብዝተባህለ ማሕበር  ዕስራ ዓመት ዘቁጸረ መሬታዊ ነጻነት ኤርትራ ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ትሕቲ ምልካዊ … more

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ማሕበረሰብ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ጸቕጡ ከዛይድ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ኣብ ሽወደን ዝመደበሮም ሲቪላዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ግዱሳት ዜጋታትን ብዝቖመ ሽወደናዊ ኤርትራዊ ሓባራዊ ጽላል ብዝተባህለ ማሕበር  ዕስራ ዓመት ዘቁጸረ መሬታዊ ነጻነት ኤርትራ ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ትሕቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ ዝጸነሐን ዘሎን 20ዓመታት ናይ ዉርደትን መከራን መዋእል ንምዝካር፡  ከምኡ እዉን ኣቓልቦ ሕዝብን መንግስትን ሽወደንን ብኡ ኣቢልካ … more

ልዕሊ 350 ዝኾኑ ኣብ ሃገር ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ንኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሂወቶም ንዝሳኣኑ ኤርትራዉያን ሽምዓ ብምብራህ ዘኪሮሞም ኣምስዮም፡፡

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ሃገሮም ራሕሪሖም ኣብ መገዲ ስደት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ንዝጠፍኡ 400 ኤርትራዉያን ሎሚ ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገረ ሽወደን ናይ ሽምዓ ምዉላዕ ስነ-ስርዓት ብምድላዉ ንግዳያት ዝኽሪ ጌሮምሎም ኣምስዮም፡፡

መንግስቲ ሆንግ ኮንግ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘጽንዖ እገዳ ኣብ ስራሕ ዘውዕል ኣዋጅ ኣውጺኡ።

መንግስቲ ሆንግ ኮንግ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘጽንዖ፡ ቀረብን ምስግጋርን ኣጽዋር፡ ምድስካል ኣብ ባንካትታት ዝርከብ ገንዘብ ናይቲ ስርዓትን፡ ምቕያድ ምንቅሳት ሰበስልጣንን ዘጠቓለለ እገዳ ባይቶ ጸጥጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስራሕ ዘውዕል ኣዋጅ ከምዘውጽአ news.gov.hk ዝተባህለ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ።

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ተቐማጦ ጢዖ ናይ ሕንሕነ ስጉምታት ይወስድ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብ ዝሓለፈ ዜና ኣሰና ተጠቒሱ ከምዝነበረ፡ 6 ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ዝነበሩ ዜጋታት ካብ ከባቢ ጢዖ (ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ) ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ብፈጣን ጃልባ ናብ የመን ድሕሪ ምስጋሮም፡ እቲ ስርዓት ኣምሳያ ቁጥዐኡ፡ ኣብ ገማግም ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ርእሲ ዝርከብ ህዝብና፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ልዕሊ ተቐማጦ ጢዖ ናይ ሕንሕነ ስጉምታት … more

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ተቐማጦ ጢዖ ናይ ሕንሕነ ስጉምታት ይወስድ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብ ዝሓለፈ ዜና ኣሰና ተጠቒሱ ከምዝነበረ፡ 6 ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ዝነበሩ ዜጋታት ካብ ከባቢ ጢዖ (ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ) ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ብፈጣን ጃልባ ናብ የመን ድሕሪ ምስጋሮም፡ እቲ ስርዓት ኣምሳያ ቁጥዐኡ፡ ኣብ ገማግም ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ርእሲ ዝርከብ ህዝብና፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ልዕሊ ተቐማጦ ጢዖ ናይ ሕንሕነ ስጉምታት … more

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ሰብ ዘለዎን ዘይብሉን እናበለ ብምፍልላይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ተወሳኺ ጸቕጢ ብምፍጣር ገንዘብ ከኻዕብት መደብ ኣውጺኡ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ሰብ ዘለዎን ዘይብሉን እናበለ ህዝቢ ብምፍልላይ፡ ነቶም ኣብ ወጻኢ ሰብ ኣለዎም ዝበሎም ብኩቦን ሃለኽቲ ናይ ምግዛእ መሰሎም መንዚዑ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝነበር ህዝብን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ቤተሰቦምን ተወሳኺ ጸቕጢ ብምፍጣር ገንዘብ ንምኽዕባት፡ ተንኮላዊ ውጥን ኣዋዲዱከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

ዘለፋ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ደራሲ ኣቶ ተኪአ በየነ (ቀዳማይ ክፋል)

ኣካያዲ ባንክ አርትራ ነበርን፡ ገዲም ተጋዳላይን፡ ናይ ስነ ቁጠባ ምሁርን፡ ኣቶ ተኪኤ በየነ ሓደ ካብቶም ኣብ ሃገርና ዝፈረዩ ቀለም-ጸገብ ባእታታት ሕብረተሰብና ኮይኑ፡ ካብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ኣትሒዙ፡ ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ፡ ብትእዛዝ መራሒ ህግደፍ ኣቶ ኢሳያስ ካብ ስራሕ ደስኪሉ ይርከብ። ኣቶ ተኪአ፡ ቅድሚ ኣርባዕተ ወርሒ ኣቢሉ ካብ ሪቕ ሕፍንቲ ዘርእስታ መጽሓፍ ከምዝደረሰን፡ … more

እገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ፡ንረብሓ ህዝቢ’ዶ ንጉድኣቱ?

  ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብዕለት 23 ታሕሳስ 2009 ብቑጽሪ መዝገብ (ውሳነ) 1907/2009 ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ክጸንዕ ወሲንዎ ዘለዎ እገዳ፡ ብደገፍትን ተቓወምትን እቲ ስርዓት ዝተፈላለየ ግብረ-መልስታት ክወሃቦ ቀንዩ ኣሎ። እቲ ስርዓትን ደገፍቱን ከምቲ ወትሩ ግዜ ዝገብርዎ፡ ካብ ሓቂ ሓኪሎም፡ ዝጥዕሞምን ክኸውን ዝደልይዎን ትንተናታት ይህቡሉ ከም ዘለዉ ንሰምዕ ኣለና።

ብሕቡራት መንግስታት አብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ ማዕቀብ ንህዝቢ ኤርትራ ብኸመይ ይጸልዎ? – ብ. ሓጎስ (ዓ. ብሪጣንያ)

ህዝቢ ኤርትራ ካብ ድሕሪ ናጽነት ጀሚሩ አብ ኣዝዩ ከቢድ ዝኸነ ማዕቀብ ኢዩ ዝርከብ። ቅድሚ ናጽነት ከም ሃብታማት ዝቑጸሩ ዝነበሩ ሰባት ናብ ፍጽም ድኽነት ከምኡ ድማ እቲ ዝበዝሕ ህዝቢ አብ ድኽነት ዝነበረ ናብ ፍጹም በተኽ ክምዝተቐየር ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ። ብስርዓት ህግደፍ ዝኸተሎ ናይ ጥፍኣት ፖሊሲ አብዚ ሎሚ በጺሕናዮ ዘለና ናይ … more

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጽኑዕ እገዳ በይኑ።

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሎሚ 23 ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፡ ነቶም ንግዝያዊ መንግስቲ ሶማል ንምውዳቕ ዝንቀሳቐሱ ፡ ብሃገራት ምዕራብ “ጥሩፍ እስላማዊ ስነሓሳብ ኣለዎ” ተባሂሉ ዝእመነሉ ኣሸባብ ዝርከቦም ዕጡቓት ሶማላውያን ተቓውምቲ ጉጅለታት ‘ተዕጥቕን ትድግፍን ኣላ’ ብዝብል ክሲ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፡ ናይ ኣጽዋር መሸጣ፡ እገዳ መገሻ ላዕለዎት መራሕቲ ስርዓት ህግደፍን ሰራዊትን፡ … more

ደረት ዝሰኣነ ህግደፋዊ ናይ ሱናሚ መዓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ! ክሳብ መዓስ፧

ኣብ ዝሓለፈ እዋናት መራኸቢ ብዙሓን ናይ ሃገር ኖርወይ፡ ንጉዳይ ሃለዋት ህዝቢ ኤርትራ ኣመልኪተን ብቐጻሊ ሻቕሎተን ከቃልሓ ጽኒሐን። እቲ ብዝያዳ ዘሻቐለን ዘሎ ድማ እቲ ደረት ዝሰኣነ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ፣ ዝተፈላለየ መልክዕ ዝኽተል ህግደፋዊ መዓት እዩ።

25 ሕዳር ኣይፋል! ንኣብ ልዕሊ ደቂ-ኣንስትዮ – ዝፍጸም ግፍዕን ዓመጽን፡

ዕለት 25 ሕዳር ዓለም-ለኸ ጸረ ግህስትመዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ተባሂሉ ካብዝጽዋን ካብዝኽበርን ልዕሊ 20 ዓመት ዝኣክል ኣቑጺሩ እነሆ። እዚ መዓልቲዚ ንመዘከርታ ናይተን ጸረ ምልካዊ ስርዓት ዝተቓለሳ ሚራባል ዝተባህላ ሰለስተ ኣሕዋት ኣብ ዕለት 25 ሕዳር 1960 ዓ.ም ኣብ ዴሞኒካኒሸ ረፖፕሊክ ብግፍዒ እቲ ዝነበረ ዓማጺ ስርዓት ጸጥታዊ ትካል ተኣሲረን ንወርሒ ዝኣክል መግቢ ንኸይውሃበንን ከቢድ … more

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ምስ ጉዳይ ሶማልያ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ንምውሳን ንድፊ ኣዳልዩ ከምዘሎ ተገሊጹ።

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ንጥሩፋት እስላማውያን ተቓወምቲ ሶማል እትህቦ ደገፍ ብምቕጻላ፡ ኣብ ልዕሊ መንግስትን ሰራዊትን ኤርትራ ናይ ኣጽዋር መሸጣን መገሻን  እገዳ፡  ከምኡ ‘ውን ምድስካል ንብረትን ጸጋታትን ዘጠቓለለ ንድፊ – እገዳ ኣርቂቑ ንውሳኔ ኣዋዲዱዎ ከምዘሎ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ኣፍሊጡ።

ስርዓት ህግደፍ ምስቲ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተኻየደ ፈተነ ቕትለት ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ሰለስተ ኣባላት ፖሊስ ኣሲሩ።

  (ስእሊ፡ ሓላፊ ሓለዋ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኮለኔል ተስፋልደት – ካብ ርሑቕ ዝተሳእለ – ስእሊ ንዝለኣኸልና ምንጪ ነመስግን) ስርዓት ህግደፍ ምስቲ ብሓሙስ ዕለት 13 ነሓሰ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ማይ-ኣጣል ዝተኻየደ ናይ ቅትለት ፈተነ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ሰለስተ ኣባላት ፖሊስ ከምዝኣሰረ ኣብ ፓሪስ ዝመደበራ ድምጺ-ኢሬና ንምንጭታታ ብምጥቃስ ሓቢራ።

ጀጋኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዕሉል ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ ቅንጸላ ፈተነ ኣካይዶም።

ጀጋኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ትማሊ ሓሙስ 13 ነሓሰ 2009 ልክዕ ሰዓት 16፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ከባቢ ማይ ኣጣል ጋሕተላይ ብቀጭ ሕርሙ ዝዓይነቱ ብረት ኣብ ልዕሊ ጸይቀ ዕሉል ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከቢድ ፈተነ ቅትለት ኣካይዶም፡ እቲ ፕረሲደንት ንስክላ ክድሕን ከሎ ተሰቂሉዋ ዝነበረ መኪና ብጠያይቲ ከምዝተሃሞኸት ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ከምኡ ‘ውን ጠዓመ ጎይቶኦም (መቐለ) ናይ መገሻ እገዳ ክገብር ወሲኑ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣካያዲ ሚንስትሪ ዜና ኮይኑ ተመዚዙ ዘሎን የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ከምኡ ‘ውን ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ዕሉል ሃሱስ ህግደፍ ኮይኑ ዘይሕጋዊ ስግረዶባዊ ስርሒታት ኣብ ምክያድ ብምንጥጣፉ ዝፍለጥ ብሪጋደር ጀነራል ጠዓመ ጎይትኦም (መቐለ)  ኣህጉራዊ ናይ መገሻ እገዳ ክገብር ከምዝወሰነ … more

ራዕድን ሽበራን ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት: ብመርበብ ሽበራ ህግደፍ

በዓልቲ መዚ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጀንዳይ ፍሬዘር ንኣብ ኣሰመራ ዘሎ ጃንዳ ኣብ መዝገብ ግብረ-ሽበራ ክሰፍር ኣመልኪታ ምንባራ ዝዝከር ሓቂ ኢዩ። ኢሰያስን ንነብር በሃልቲን ዓንቀሮም ክሳብ ዝቕደድ ኣውያት ከስምዑን ዘይኳሕኮሕዎ ማዕጾን ተርባጽን እውን ኣይነበረን። ንኣመሪካ ኮነ ንካልኦት ሃገራትን ይተሓደሶም እንበር ንብዙሓት ምሁራትን ለባማትን ዓበይትን ሃገራውያን ግን ፍሉጥን ብሩህን ነይሩ። Terrorist