መጸዋዕታ ን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሎንዶን
ን ቀዳም ዕለት 21 ግንቦት 2011 ኣብ ሎንዶን ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ክካየድ ምዃኑ እንዳሓበርና ፣ ኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ክካፈሎ ጻዊዒት ነቅርብ ። … more
ኤርትራውያን ተቀማጦ ሎንዶን ንካልኣይ ጊዜ ንዝኽሪ ናይቶም ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝሃለቑ ከባቢ 400 ዝኣኽሉ ንጹሃት ኤርትራውያን ንምዝካርን ንዕኡ ብምምርኳስ ውን ሰፊሕ ዘተ ክካየድ ዝተዳለወ መደብ ንሰኑይ 25 ሚያዝያ ኣብ Abrar House, 45 Crawford Place, Off Edgware Road, London W1 4LP ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብቲ ቦታ ክትርከቡ ብትሕትና … more
ብዓርቢ ዕለት 25 መጋቢት 2011 ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኤርትራ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ካብ ኩሉ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ፣ፖለቲካውያን ውድባትን ፣ ቤርጌሳውያን ማሕበራትን ፣ ምንቅስቃስ ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ ፣ ደቀንስትዮን ፣መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ከምኡውን ግዱሳት ውልቀሰባትን ዝተሳተፍዎ ዕውት ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ። … more
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ብራሰልስ ዝተገብረ ምስጢራዊ ዋዕላ ንዓና ንደቂ ሃገር ክሳብ ክንደይ ከም ዝፈላለየናን ዘሰሓሓበናን ብቐሊሉ ዝርሳዕ ኣይኰነን። ዋዕላ ብራሰልስ ተወዲኡ ስምብራቱን ኣብ ተቓውሞ ደምበ ዘስዓቦ ፍልልይን ቂምታን ምድኻምን ከይተወድኤ ሎሚውን ካልእ ካብ ዕለት 18 ዲሰምበር ጀሚሩ ዕለት 20 ዝውድእ ናይ ዓርከይ ዓርክኻ ምስጢራዊ ዋዕላ ኣብ ሎንዶን ክግበር ዓቢ … more
ክሉ ከም ዝፈልጦ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወርሓት ሰነን ሓምለን ዝጅምሮ ብስም ፌስቲቫል ዝጽዋዕ ሆሆን ዳንኬራን ኣብ መላእ ዓለም እናዞረ ብሕልና ኣልቦ ዝኾኑ ስሱዓት ስነ-ጥበባውያን ተሰንዩ ወሰን ኢሉ ዝምታን ዝርፊያን ካብ ዝተሓሓዞ ዓመታት ኣቑጺሩ ኢዩ። መቐጸልታ ናቱ ክኣ እንሆ ሎሚ ዘመን ኣብ ዞባ ኤውሮጳ ብከተማ ሎንዶንዝመረ ዝምታ ከመይ ከም ዝነበረ ኣብቲ … more
ኣብቲ ካብ ኣባላት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳንን ቤርገሳውያን ማሕበራትን ብዝተዋጽኡ ዜጋታት ዝቖመት ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ተወዲቡ ትማሊ 24 ግንቦት ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ዝተኻየደ ጽምብል፡ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ከምኡውን ገዳይም ተጋደልቲ ዓበይቲ ዓድን ምሁራንን ተረኺቦም። … more
… more
… more
… more
ኣገዳሲ ኣኼባ ብላዕለዎት መራሕቲ ኤ.ደ.ኪ ኣብ ሎንዶን። … more
ኣብ ምዝዛም ዓመተ ክልተ ሽሕን ሸውዓተን ዝወዓለት ናይ መወዳእታ ሰንበት ዕለት 30 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ሎንዶን ብጻዊዒት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ዝተጸውዐ ናይ ህግደፍ ኣኼባ ከም ዝተኻየደ ካብቶም እሙናት ደቂ ውሻጠ ዝባሃሉ ኣብ ፈቐዶ እንዳ ሻሂ ክዕለል ቀንዩ’ሎ። … more
… more
ወኪላት ስርዓት ህግደፍ ነዛ ኣብ ዓዓመቱ ዘካይድዋ ፌስቲቫል ንምክያድ ብዙሕ ሸበድበድ ክብሉ ከምዝቀነዩ ዝስሓት ኣይኮነን ፤ እዚ ክገብር ድሕሪ ምቅናዩ ግን ኣሰልጦ ክረክብ ኣይተኻእለን ዓቢ ፍሽለት ከኣ ኣጋጢምዎ ኩሉ መደባት ተሰናኪሉን ፈሺሉን። … more
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሎንዶን: ብሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሰውራዊ ባይቶን … more