ኣገዳሲ ሓበሬታ – ኣለና

ሰላም ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ኣለና’። ንስርዓት ገበነኛ ኢሳይያስን ሰልፉ ህግደፍን ዘቃልዕ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መበል 16 ክፋል ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝቐረበ ተኸታታሊ ስኑድ ጽሑፋት፤ ኣስታት 95 ገጻት ኮይኑ ኣሎ። … more

ኣገዳሲ ሓበሬታ – ኣለና

ሰላም ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ኣለና’። ንስርዓት ገበነኛ ኢሳይያስን ሰልፉ ህግደፍን ዘቃልዕ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መበል 16 ክፋል ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝቐረበ ተኸታታሊ ስኑድ ጽሑፋት፤ ኣስታት 95 ገጻት ኮይኑ ኣሎ። … more

ሓበሬታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና ኣብ ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ጥሪ መደብ ራድዮ ድምጺ ኣሰና፡ ነቲ ኣብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝርአ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞን መስርሕ ለውጥን፡ ጽልውኡን ኣስተምህሮኡን ንዓና ንኤርትራውያን እንታይ ምዃኑ ንምድህሳስ ምስ ክልተ ኤርትራውያን ምሁራት: ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተን ዶ/ር ኣንገሶም ኣጽብሃን ዘካየድናዮ ዘተ ከነቕርበልኩም ምዃና እናዘኻኸርና ምክትታልኩም ንዕድም። … more

ስርዓት ህግደፍ ገንዘባዊ ‘መቕጻዕቲ’ ወለዲ ናብ ስደት ዘምለጡ ዜጋታት ይቕጽሎ ከምዘሎ ካብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

ስርዓት ህግደፍ ነቲ ንገለ እዋናት ኣዋዲቑዎ ዝጸንሐ 50 ሽሕ ናቕፋ ‘መቕጻዕቲ’ ካብ ኤርትራ ናብ ስደት ዘምለጡ ዜጋታት ብምቕጻል፡ ንወለዲ የሸገርን ይኣስርን ከምዘሎ ካብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። … more

ቃለ መሕተት ኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ – ካብ ዓረብኛ ዝተተርጎመ

ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ወናኒ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ከም መቐጸልታ እቲ ሕሱር ናይ ዓሰባ ባህርያቱ ሕጂ’ውን ስም ተቓለስቲ ንምጥፋእ ነቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ ብቋንቋ ዓረብ ዝተገብረ ቃለ-መሕተት ፈጺሙ ንሱ ብዘይበሎን ዘይተዛረቦን ንዕኡ ብዝጥዕሞ ኣትርረጓጉማ ተርጒሙ ጸሎሎ ክቐብኦ ከም ዝፈተነ ኩሉ ዝተዓዘቦ ኢዩ። … more

ሓበሬታ ዘይተዓጥቀ ኣእምሮ ርጡብ ውሳኔ ክወስድ ኣይክእልን ‘ዩ።

ሓበሬታ ሓይሊ እዩ። ነዚ ሓይሊ ‘ዚ ከየዋህለልካ፡ ክትወፍር፡ ወፊርካ ከተፍሪ ወይ ወፊርካ ክትኣቱ ኣይከኣልን። ኣሰና ነዚ ጽንሰ-ሓሳብ’ዚ ሒዛ እያ ነቒላ ። ነጻ ምትሕልላፍ ሓበሬታ ብምስላጥ፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ዓይኒ ዘይብሉ፡ ኣዒንቲ ዘዐምት: ኣእምሮ ዘደንቍር መርዛም ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ተላቒቑ፡ ንቑሕ ውሳኔ (informed decision) ንኽወስድ ባይታ ምፍጣር እዩ ቀንዲ ተልእኾኣ። … more

ሓበሬታ ምዝገባ ጋንታታት 2010 Thanksgiving ውድድር ኩዑሶ እግሪ ኤርትራውያን ኣብ ሳንድያጎ ካሊፎርንያ

Thanksgiving 2010 ውድድር ኩዑሶ ኤርትራውያን ኣብ ምጭውቲ ከተማና ሳንድያጎ ካሊፎርንያ ብኣዳላዊት ጋንታ ሳንድያጎ ካብ ዕለት 26-27 ኣብ ወርሒ November ክካየድ ከምዝኾነ ንኹለን ተሳተፍቲ ጋንታታትን ኣፍቀርቲ ስፖርትን ክንሕብር ንደሊ። … more

መብርሂ ኣቶ ኣልኣዛር ሓጎስ ንጉዳይ ኢሳያስ ኣስፍሃ ብዝምልከት

ኣነ ኣልኣዛር ሓጎስ ኣቦ መንበር’ዚ ክፍሊ ዘሎኹ ቅድሚ’ዚ ሓበሬታ’ዚ ምዝርግሑ ዝተሓበረኒ ነገር ከምዘየሎ ፡ ኣቶ ኢሰያስ ኣስፍሃ ኣባል መሰጋገሪ ፈጻሚ ሽማግለ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝተወከሰኒ እዋን ኣፍልጦ ይኹን ቅዳሕ’ውን ከም ዘይመጸኒ ሓቢረዮ። … more

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ትእዛዝ መስጎግቲ ‘ሓካይም ንሰላም’ Physicians For Peace

ብስርዓት ህግደፍ ወለንታዊ ኣገልግሎቶም ኣቋሪጾም ካብ ኤርትራ ክወጹ ተኣዚዞም ዘለዉ፡ ኣባላት ‘ሓካይም ንሰላም’ Physicians For Peace ጥራይ ዘይኮኑ፡ ካብ ጆርጅ ዋሺንግተን ዩኒቨርሲቲ (George Washington University) ተላኢኾም ተመሳሳሊ ኣገልግሎት ክህቡ ዝጸንሑ ኣባላት ቤትምህርቲ ድሕረ ምረቓ (Post Graduate School for Paediatrics and Surgery) ‘ውን ከምዘለዉዎም ካብ ኣስመራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። … more

ሓበሬታ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 13 ሚያዝያ ክግበር ታሓሲቡ ዝጸንሐ ሰላማዊ ሰልፊ

እቲ ንሰሉስ ዕለት 13 ሚያዝያ ብተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ክግበር ተመዲቡ ዝጸንሐ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ናብ ካልእ ግዜ ከነመሓላልፎ ከም ዝወሰንና ክንሕብረኩም ንፈቱ፡፡ … more