ማትሪክ – ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ዝተመርኮሰ ሓጻር ዛንታ

ፈይሰል ዝለበሶ ጋውን ስለዝነውሖ ብእግሩ ከይረግጾ ብጸጋማይ ኢዱ ጨቢጡ ንላዕሊ ብምስሓብ’ዩ ዚንቃሳቀስ። ስልማት ዛግረ ወናኒ $40 ሽሕ ናቕፋ መዳልያ ኮይኑ ኪሓልፍ ጥርጥር ኣይነበሮን።ኣብቲ ብላቭ ሱኬር ዝፍለጥ መራኸቢ ቦታ ካብ ካልእ ዝተፈላለያ ዝበዝሑ ቤተሰብ ተመረቕቲ’ያ ኣአንጊዳ። … more

ሓጻር ለበዋ ብዛዕባ ኣበዓዕላ ግንቦት 24፤ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ

1.ትርጉም ነጻነት (Independence) ብዘይ ዝኮነ ሓርነታት(Liberty and freedom) ደቒ ሰባት ባዶሽ እዩ። እዚ ክብሃል ከሎ ግን ኤርትራ ልዑላውነታ ዘረጋገጸት ሃገር እያ። ኣብ ኤርትራ መግዛእቲ (Colony) የለን እንታይደኣ ጭው ዝብለ ምልኺ- ሕገ-ኣልቦ ዝኮነ ስርዓት ኣጋጢሙና ናይ ታሪኽ ሓደጋ ወዲቑና ኣሎ። እንተኮነ ግን በዚ ተስፋ ከይቖረጽና ከም'ቲ ብዘይተሓለለ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ነጻነት … more