ስርዓታዊ ሕማምን ፈውሱን (ሓንቲ ዓለም) ብ ኣማኑኤል ሳህለ By Assenna on November 21, 2010 Reply እቲ ሕማም ኣብቲ ርእሲ ኢዩ ዘሎ። እቲ ላዕሊ ዘይጠዓየ፡ እቲ ታሕቲ ኪጥዒ ኣይክእልን። ሕዱር ሕማም’ዩ ዚመስል፡ ከተሕውዮ ድማ ጸገም ኢዩ።