ሕሱር ፈላልዪ ተግባራት ህግደፍ ኣብ ቤት-ክርስትያናት፡
Reply
ኩነታት ቤተክርስትያን ተዋህዶ ኣብ “ስዊዝ” ኣብ ዘመነ ህግደፍ ዘይርኤ ክፉእ ነገር ዳርጋ የለን ክበሃል ይከኣል። ግናይ ጭፍራ እኽብካብ ህግደፍ፡ ሕድሪ ጀጋኑና ብምጥላም፡ ንሃገርናን ህዝብናን ክግለጽ ዘይከኣልን ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ዘይፈልጥን ኣደራዕ ኣውሪዱሉን የውርደሉን አሎ። … more