ሕጂ’ውን መሪሕነት ኤ-ዲ-ኪ (ኪዳን) ሓደራ! ከይትህመሉ ብምስምስ ዕርቂ

ከመይ ትቕንዮ ኩቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣሕዋት። ኣብ ዝሓለፈ ናይ ዕለት 12 መስከረም 2010 ዓ.ም ጽሑፈይ ‘መሪሕነት ኤ-ዲ-ኪ ሓደራ! ከይትህመሉ ብምስምስ ዕርቂ’ ብዝብል ኣርእስቲ ብ ‘ኤርትራውያን ዜጋታት ንሰላም’  (Eritreans Citizens for Peace)  … more

ዘተ ምስ መሪሕነት “መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ (EYC) ሎሚ የካቲት 13

ንልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እንሆ ን-ቀዳም ዕለት 13.02.2010 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣባላት ማሕበር „መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ EYC“፡ ካብ San Jose, CL (USA)፡ ኣጋይሽ ናይ (Eritrean room for strong and united opposition) ኮይኖም ከምስዩ፣ „ሌላ ምስ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ (EYC)“፡ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፡ ከም ዋና ዛዕባ ኣልዒሎም፡ ምስ ህዝቢ ክዛተዩ ዓዲምናዮም አሎና። እዚ … more

ራኢ ዘይብሉ መሪሕነት

አብዚ ዝሓለፈ ቅንያት፡ድሕሪ’ቲ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕ/ሃ፡አብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሐድሽ ዓመት፡ ኢሳያስ አፈወርቂ ዝሃቦ ቃለመጠይቅን መደረን: አሰልካይን ራኢን ሐቅነትን ዝጎደሎ፡ ከምኡ’ውን ንእዋናዊ ሕሱም መነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ፈጺሙ ዘየንጽባርቅ ኮይኑ ረኪበዮ። … more

ኣባላት መሪሕነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ሽወደን ሰሚናር ኣካይዶም።

ኣምባሳደር ነበር ኣቶ ኣድሓኖም ገብረማርያምን ኣቶ በሺር እሽሓቕን ኣብ ሽወደን ክገብርዎ ዝጸንሑ ዲፕሎማስያዊ ርክባቶም ኣብ ምድምዳሙ ገጹ ይኸይድ ኣሎ። ኣቐድም ኣቢሉ ክሳብ ካብቲ ኣብ ሽወደን ዝመጽሉ ዕለት 7/10/2008 ክሳብ ዕለት 12/10/2008 ዝነበረ ውጽኢት ስርሓቶም ምስ ወከልቲ ሰልፍታት ሽወደንን መንግስትን፡ ምስ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ኡፕሳላ ከምኡ’ውን ፍሉይ ርክብ ምስ ወከልትን ኣባላትን … more