መባእታዊ መረዳእታ ብዛዕባ መስርሕ ዑቕባ ዓባይ-ብሪጣንያ

መሰል ሕቶ ዑቕባ ብኣህጉራውን ዘቤታውን ሕግታት ‘ዩ ዝመሓደር። በዞም ሕግታት እዚኣቶም ዝተሰማምዑ መንግስታት ከኣ፡ መምዘኒታት ዑቕባ ንዘማልኡ ሰባት ድሕነቶም ክሕልዉሎም ግዴታ ኣለዎም። መሰል ሕቶ ዑቕባ ኣካል ዘቤታዊ ሕጊ ዓባይ-ብሪጣንያ እዩ።