ስምረት መንእሰይ ኤርትራ ንለውጢ (ስመኤለ)

“ ክንብርኵት ከይንብርኵት ቅድም ቀዳድም ኣብ ማይ ዘለዎ ንብጻሕ” ኤርትራዊ መንእሰይ ዝያዳ ኵሉ ክፋል ሕብረተሰብና ኣደራዕ ስርዓት ህ.ግ.ድ.ፍ ኣብ ነብሱ ዝጸሓየ ወለዶ ኢዩ፡፡ ስርዓት ህ.ግ.ድ.ፍ ነዚ ናጽነት ዝተረከበ ወለዶ ንምድሃኽን፡ ካቡኡ ሓሊፉ እውን “ እሺ” ኢሉ ዝንብርከኽ ሙኡዙዝ ግልያ ንምቕያር ፡ ሳዋ ዝበሃል ብቝዱስ ዕላማ ዝተለበጠ ተንኮል ኣሊሙ፡ … more

ቛንቛ፡ ተበግሶ ዕጡቅ መንእሰይ ዘርዓዶም፡ ከደምቲ ስርዓት ህግድፍ።

ቅድሚ ክልተ ማዓልቲ፡ ሓደ ዓርከይ፡ ኣነ ኣብቲ ብመንእሰያት ኤርትራ ዝተዳለወ፡ ብዕለት 25. 03. 2011 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣብ ጀነቫ (Geneva)፡ ኣብ ቅድሚ ቤት-ጽሕፈት ናይ UN ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ተኻፊለ ከምዝነበርኩ ዝፈልጠ፡ ኣብ ስልኪ ደዊሉ፡ እንታይ ዳኣ ኢና ንሰምዕን ነንብብን ዘለና …? ኢሉ ሓቲቱኒ። … more

ሞራልን ሕልናን ዘተባብዕ፣ ሽውሃት ቃልሲ ዝኸፍት፣ ተስፋ ዝህብ፣ ሰላማዊ ሰልፊ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ጀነቫ

ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነቲ/ታ፡ ኣብዚ ትማሊ፡ ዕለት 25. 03. 2011 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣብ ጀነቫ (Geneva)፡ ኣብ ቅድሚ በት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት (UN) ዝተገበረ፡ ብመንእሰይ ኤርትራ ዝተዳለው፡ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ዘይዋዓለ/ት ኤርትራዊ፡ ክቀኒእ፡ ወይ እውን፡ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ዘይምውዓሉ፡ ከጣዕሶ፡ ኢለ ኣይኮንኩን። … more

መገዲ መንእሰይ (ሓንቲ ዓለም) ብ ኣማኑኤል ሳህለ (ታሽዓይ ክፋልን መወዳእታን)

ሓድሓደ ግዜ ካብ ሳልሳይ ዓለም ናብተን ዝሰልጠና ምዕራባውያን ሃገራት ክትስደድ ከሎኻ፡ ከምዚ ካብ ዓለም ናብ ማርስ ወይ ጁፒተር እትገይሽ ዘሎኻ ኮይኑ ኢዩ ዚስመዓካ፡ ከመይሲ እቲ ኣብተን ምዕራባውያን ሃገራት ማዕቢሉ ዘሎ ንመሰላት ወድሰብ ዚምልከት ኣምራት ወይ መትከላት፡ ኣዚዩ ዘገርምን ዘደንጹን ብምዃኑ። … more

ክተት መንእሰይ

ክተት መንእሰይ ታሰዓት ኣኺላ ካብ ስሩ ክመሖ ዚናይ ታሪኽ ሓተላ ታወርቃዊት ዕድልና እሱ ክጻወተላ ኣይትልቀቆ ሎሚ መሰረቱ ፈንቅላ … more

መገዲ መንእሰይ (ሓንቲ ዓለም) (ሓምሻይ ክፋል) ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ንኣይ ካብ ኩሉ ነገራት ዝገርመኒ እንተሎ፡ ኣብተን መስረትቲ ደሞክራሲ ሃገራት ኵድም ኢልካ፡ መሰለይ ተገፊፈ እናበልካ ናብ ቤትፍርዲ እናኸሰስካ፡ ከምዚ ተበዲለ፡ ዝያዳ ኣኽፊልኩምኒ፡ ብዓሌታዊ መገዲ ስለ ዘዳለኹምኒ ከሓሱኒ፡ ኣደይ ኣምጽኡለይ፡ ሰበይተይ ጸውዑለይ: ደቀይ ኣክቡለይ፡ ወዘተ. ብምባል ነቲ መንግስቲ ላሕ እናበልካ፡ … more

መገዲ መንእሰይ (ካልኣይ ክፋል) (ሓንቲ ዓለም) ን ኣማኑኤል ሳህለ

ሽሕኳ ሃይማኖት ንባዕሉ ምኽንያት ውግእ ኪኸውን ዘይክእል እንተኾነ፡ ንሓያሎ ኣጀንዳታት ግን ከም ሽፋን ኮይኑ ከገልግል ጸኒሑ ኢዩ። ሓደ ህዝቢ ወይ ጉጅለ ገለ ማሕበራዊ ጸገም ምስ ዘጋጥሞ ወይ ፍትሒ ምስ ዚጐድሎ፡ ነቲ ዘይፍትሓውነት ንኺዋግኦ ሓይሊ ዚህቦ ውሽጣዊ ድፍኢት ይደሊ ኢዩ። ስለዚ ንሃይማኖት ከም መሳርሒ ተጠቒሙ ቃልስታቱ የካይድ ማለት ኢዩ። … more

መንእሰይ ተስዓታትን ክልተ ሽሕን! ንቃልሲ ተጠማጢምካ’ዩ (ወልደየሱስ ዓንደማርያም)

ንፖለቲካዊ ቃልሲ ማለተይ’ዩ። ነቲ ኣብዚ መድረኽ’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታትና ድማ ክገልጽ ይፍትን። እቲ ብንኣሽቶና እንፈልጦ ጉልበታዊ ቃልሲ እሞ ኸኣ፡ ከይተጠማጠምካ ከመይ ኢሉ? ቃልሲ! ፖለቲካዊ ይኹን ጉልበታዊ ማዕዶ ንማዕዶ ተረሓሒቕካ ክኸውን ዘይክእል መስርሕ’ዩ። … more

ከምቲ መንእሰይ 60ታት ንናጽነት፡ናይ ሎሚ ወለዶ ኸኣ ንሓርነት ይልዓል !!

ኣብዛ ዓለም ሓደ ሕብረተሰብ ኽህሉን ክቕጽልን ክዓብን ክስስንን እንተኾይኑ፡ንዕኡ ዝትክእ ብኩለንተናዊ መዳይ (ናይ ተፈጥሮ ጸጋታቱ፡መንነቱ፡ባህሉን ልምዱን ቛንቁኡን) ዝወርስ፡ ሕድሪ ተቀቢሉ ድማ ብተግባር ዝዓይ፡ተካኢ ወለዶ  ማለት(ጎበዝን ጎርዞን) ክህልዎ ግድን ይኸውን። በዚ ናይ ወለዶታት ምወርራስን ምትኽካእን ቀጻልነት ሓደ ህዝቢ ወሕስ ክኸውን ይክእል። … more

መሪሕ ኣብራሃም ዝተባህለት ኣብ ጀርመን ዝምቕማጣ ኤርትራዊት መንእሰይ ምስ ኩሎም ደቃ ብሓደጋ ጋዝ ዓረፋ።

መሪሕ ኣብራሃም ዝተባህለት ኣብ ጀርመን፡ ከተማ ፍራንክፈርት ዝምቕማጣ ኣደ ክልተ ቆልዑ ኤርትራዊት መንእሰይ፡ ኣብ ድሮ ብዓል ልደት 24 ታሕሳስ ኣብ ምድቃሳ ላሕኵ ጋዝ ብዘስዓቦ ምምራዝ ኣየር ሳልሳይ ርእሳ ብሓደጋ ጋዝ ከምዝዓረፈት፡ ምንጭታት ካብ ፍራንክፈርት ሓቢሮም። … more

ብድሆ ሓደ ተባዕ መንእሰይ ኣንጻር ኣቶ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) – ሪፖርታጅ – 1ይ ክፋል

ክቡራት ኣንበብቲ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፤ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ብዛዕባ ኣብ ኣኼባ ፈስቲቫል “ሕጊ-ግደፍ” ፍራንክፈርት ብዕለት18.07.2009 ብሓደ መንእሰይ ዝቐረበ በዳሂ ርእይቶታትን ሕቶታትን ኣንጻር ኣቶ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ንምቕራብ እዩ። … more