ብህዝቢ እናመኽነኻ ተረፍ መኣዲ ሃሰስ ምባል!
Reply
ህዝቢ ኤርትራ ንዓመታት ብሰንሰለታውያን ገዛእቲ ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 1991 ሓርነት ዘይኮነ ነጻነት ተጐናጺፉ። እቲ ቐደም፣ “ድሕሪ ሓርነት ህዝባዊ መንግስቲ ክትከል’ዩ፣ ህዝቢ ኤርትራ ይትረፍ ብመነባብሮ ክከላበት፣ ጽንጽያ ዓይኑ ዘንፍረሉ’ኳ ኣይክህሉን’ዩ፣” ይበሃል ከም ዘይነበረ ግን ገና ደም ስዉኣት ከይነቐጸ ሲቪላውያን ይኹኑ ተጋደልቲ ብማዕረ ኣደዳ ማእሰርትን መግረፍትን ክኾኑ ርኢና። እቲ ዝገደደ ግን … more